@m544986: ምሸት ምሸት ካብ ስራሕ ምስ መጸ ሰብኣያ ዝሃርማ ዝነበረት ሰበይቲ፥ ሓደ ማዓልቲ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ንሓዋ ኣማኸረቶ። ሓዋ ጠባይ ሓፍቱ ስለ ዝፈልጥ፥ ኣብ ጥርሙዝ ማይ መሊኡ ብምሃብ፥ "ሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ክመጽእ እንከሎ ካብዚ ማይ ምዑግኪ ከይውሓጥክዮ ጽንሒ፥" ዝብል ምኽሪ ሂቡ ናብ ገዝኣ ኣፋነዋ። ከምቲ ዝተባህለቶ ምስ ገበረት፥ ሰብኣያ ዘይኣመሉ ከይሃረማ ቡን ሰትዩ ከም ህጻን ሰላሕ ኢሉ ኣብ ዓራቱ ክድቅስ ጀመረ። በዚ ዝተገረመት ሰበይቲ ከምቲ ሓዋ ዝበላ ሰብኣያ ካብ ስራሕ ክመጽእ ከሎ ደጋጊማ ካብቲ ጥርሙዝ ማይ እናሰተየት ዳርጋ ወርሒ ዝኸውን ሰለማዊ ግዜ የሕለፈት። ድሕሪ ወርሒ ግን እቲ ማይ ጥርሙዝ ክውዳእ ስለ ዝጀመረ ናብ ሓዋ ተመሊሳ፥ "በጃኻ ካልእ ተዋሳኺ ጥርሙዝ ማይ የድልየኒ ኣሎ፥ ኣብዚ ጥርሙዝ ማይ ከ እንታይ ዓይነት መለኮታዊ ምስጢር ኣሎ ንገረኒ'ባ" በለቶ። ሓዋ ድማ ብህድኣት፥ “ኣብዚ ማይ ዝኾነ መለኮታዊ ምስጢር ወይ ትኣምር የለን። እቲ ዘህርመኪ ዝነበረ ቀንዲ ምኽንያት መልሓስኪ ምንባሩ ካብዚ ተማሂርኪ ክትኮኒ ተስፋ ይገብር። ሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ደኺሙ ገዛ ምስ መጸ ዘረባ ምብዛሕኺ ኢዩ እቲ ዝዓበየ ሽግርኪ ዝነበረ!🤐” ክብል መለሰላ። Post Credit.FiCom #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

꧁༒𝐏𝐚𝐛𝐥𝐨 𝐞𝐬𝐜𝐨𝐛𝐚𝐫☬༒꧂
꧁༒𝐏𝐚𝐛𝐥𝐨 𝐞𝐬𝐜𝐨𝐛𝐚𝐫☬༒꧂
Open In TikTok:
Region: UG
Sunday 08 November 2026 14:11:56 GMT
5769
79
4
5

Music

Download

Comments

qebax10
ኣፍRO👉🇪🇷🫰♥️👈 :
Exactly
2026-11-08 16:19:09
2
bob151778303674
Bob :
😂😂😂
2026-11-08 20:20:22
1
freweinikidane405
Freweini Kidane405 :
🤣🤣🤣🤣🤣
2026-11-08 14:17:55
1
i.dont.care0596
I don't care :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-11-09 07:59:29
0
To see more videos from user @m544986, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About