@hvbinhgfd: Matt Rife FUNNY MOMENTS#mattrife #mattrifeedit #💕 #pixie #comedian

hvbinhgfd
hvbinhgfd
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 08 November 2026 22:57:28 GMT
256
24
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hvbinhgfd, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🏃‍♂️❤️💛 ድምቀት ናይ ኣትሌቲክስ፣ ንኡስ ብዓል ስረ፣ ጀግናና በሪሁ ኣረጋዊ — እንኳዕ ብደሓን ናብ መድረኽካ ተመለስካ! ድሕሪ ኣስታት 10 ወርሒ ካብ ውድድር ምርሓቕ፣ ጀግናና በሪሁ ኣረጋዊ ዳግማይ ናብ ዝፈትዎ ናይ ውድድር መድረኽ ተመሊሱ። ምምላሱ ድማ ንፈተውቱን ደገፍቱን ዓቢ ሓጎስን ሓድሽ ተስፋን ኮይኑ ኣሎ። እቶም ዝሓለፉ ወርሓት ንበሪሁን ቤተሰቡን ኣዝዮም ከበድቲን ፈተንቲን ምንባሮም ዝፍለጥ ኮይኑ ዝርዝር ኩነታት ጥዕንኡ ብወግዒ እኳ እንተዘይተገልጸ፣ ዳግማይ ኣብ ውድድር ምርኣዩ ልቢ ዘሐጉስ እዩ። ብ8 ሕዳር 2026፣ ኣብ ሳንቲፖንሰ፣ ስፔን ኣብ ዝተኻየደ Cross Internacional de Itálica፣ በሪሁ ናይ 9.5 ኪሎ ሜትር ውድድር ብ⏱️ 28:24 ዛዚሙ፣ ታሽዓይ ደረጃ ሒዙ። 👏 በሪሁ ሓውና፣ ሎሚ ካብቲ ዝሓዝካዮ ደረጃ ንላዕሊ፣ ንዓኻ ዳግማይ ኣብ መድረኽ ምርኣይና እዩ ኣሐጒሱና! ንሓደ ህይወቱ ብልምምድ፣ ብዲሲፕሊንን ብውድድርን ዝሃነጸ ኣትሌት፣ ካብ ዝፈትዎ ስራሕ ምርሓቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዳግማይ ኣብ መስመር መበገሲ ደው ምባል ድማ ናይ ሓድሽ ጉዕዞ መጀመርታ እዩ። እዚ ምምላስካ፣ ናብ ቀጻሊ ዓወታት ዝወስድ ጽቡቕ ስጉምቲ ይኹን። ❤️ ቅድሚ ኩሉ፣ ጥዕናኻን ሰላምካን ንምነ። ንሰብነትካ ዘድልዮ ግዜ እናሃብካ፣ ብትዕግስትን ብርግኣትን ናብ እትምነዮ ብቕዓት ክትስጉም ድሌትና እዩ። ፍቕርናን ክብርናን ብሜዳልያ ጥራይ ኣይዕቀንን፤ ኣብ እዋን ዓወት፣ ኣብ እዋን ዕረፍቲን ኣብ ጉዕዞ ምምላስን ምሳኻ ኢና። ብዓወታትካ ኣኹሪዕካና፣ ብቆራጽነትካ ኣበርቲዕካና፤ ሎሚ ድማ ብምምላስካ ልብና ብሓጎስ መሊእካዮ። 🙏 ኣምላኽ ጥዕና፣ ሓይልን ሰላም ኣእምሮን ይሃብካ። ንዓኻን ንቤተሰብካን ዝመጹ መዓልታት ናይ ርግኣት፣ ሓጎስን ዓወትን ይኹኑ። ❤️💛 ናፊቕናካ ነይርና፣ ንኡስ ብዓል ስረ! እንኳዕ ብደሓን ተመለስካ፤ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስጉምትኻ ፍቕርናን ደገፍናን ምሳኻ እዩ! #BerihuAregawi #AthleticsTigray #WelcomeBack #CrossCountry  ኣትሌቲክስ ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳

About