@welearn2earn: #TikTokShopFalIDealsForYou #TikTokShopBlackFriday #DiscoverYourGift

Sleepy James 🌀
Sleepy James 🌀
Open In TikTok:
Region: US
Monday 09 November 2026 03:24:47 GMT
923
1
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @welearn2earn, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዜና ዕረፍት ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ       ዋና ኣማሓዳሪ መንበረ ፓትርያርክ፥ ኣባል ቅዱስ ሲኖዶስ  ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ሃገረ ኤርትራን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ዓዲ ቀይሕን፥ ዝኾኑ ብፁዕ አቡነ ሉቃስ ንቤተክርስቲያኖም፡ ንሕዝቦምን ሃገሮምን ደኺመ ከዕርፍ ከይበሉ ብትግሃትን ፍቕሪን ድኅሪ ምግልጋሎም ብዝኃደሮም ሕማም ኣብ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ዘድሊ ጽዑቅ ሕክምናዊ ረዲኤት ክንክንን ክግበረሎም ድኅሪ ምጽናሕ ሰንበት ናብ ሰኑይ ዘውግሕ ፍርቂ ለይቲ ዕለት ፴ ጥቅምት ፳፻፲ወ፱ ዓ.ም.ግ (09/11/2026 ዓ.ም.ፈ) ኣብ መበል 94 ዓመት ዕድመኦም ኣብ ሆስፒታል ብሰላም ዓሪፎም።     ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብዕረፍቲ ብፁዕ አቡነ ሉቃስ ዝተሰምዖ መሪር ኃዘን እናገለጸ ንኣፈጻጽማ ፕሮቶኮላዊ ሥነ ሥርዓት ቀብሮምን ካልእ ተዛመድቲ ጉዳያትን መርሐ ግብር ሠሪዑ ሓበሬታ ኣስዒቡ ክህብ ምዃኑ ይገልጽ።                                           ልዑል እግዚአብሔር ዘጸናንዕ መንፈሱ ይልኣኸልና!                                                                                    ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሃገረ ኤርትራ                                              ፳፱ ጥቅምት ፳፻፲ወ፱ (11-09-2026 ዓ.ም.ፈ)

About