@issabamok: On a tous miné ITLG pendant 1 an. Maintenant on va VIVRE avec. Payer, staker, trader. Mainnet = game changer. #InterLink #ITLG #ITL

BAMOK Issa
BAMOK Issa
Open In TikTok:
Region: TG
Monday 09 November 2026 16:54:26 GMT
320
17
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @issabamok, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሰናይት ደበሳይ ኤርትራዊት ደራፊት፡ ተቓላሲትን ኣብ ታሪኽ ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራ ኣገዳሲ ተራ ዝነበራ ሰበይቲ እያ ኣብ 1976 ኣብ ህዝባዊ ግንባር ናጽነት ኤርትራ (EPLF) ተጸንቢራ። መጀመርታ ኣብ ስራሕ ጥዕና ትሰርሕ ነይራ። ድሒራ ኣብ ጉጅለ ባህላዊ ሙዚቃን ስነ-ጥበብን ተሳቲፋ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ፈጻሚት ኮሚቴ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ተመሪጻ። ሰለስተ ኣዋልድ ውሉዳት ነይረንኣ።  ኣብ ሙዚቃ ኤርትራ እውን ፍሉጥ ስም ነይርዋ። ካብተን ዝፍለጣ ደርፍታ ሓንቲ «ኩሉንተይ N Eritrea  እቲ ዘሕዝን ፍጻመ – ማእሰርቲ ብ15 ሕዳር 2003 ሰናይት ደበሳይ ኣብ ኣስመራ ተኣሲራ። ኣብ 2005  ኣብ ቤት ማእሰርቲ ካርሸሊ ከም ዝነበረትን፡ ብዘይ ርክብ ምስ ስድራቤታ ከም ዝተታሕዘትን ገሊጹ። ጥዕናኣ እውን ድሕሪ መጥባሕቲ ኩሊት ኣብ ሓደጋ ከም ዝነበረ ሓቢሩ ሰናይት ካብ 2003 ጀሚራ ኣብ ማእሰርቲ ከም ዝጸንሐት ሪፖርታት ይገልጹ። ኣብ 2025 ድማ Human Rights Concern–Eritrea ንሳን ካልኦት ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን ንልዕሊ 23 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ከም ዝጸንሓ ገሊጹ:: ካብ 2003 ክሳብ ሕጂ ኣስታት 23 ዓመት እዩ። ኣብ ህይወታ ዘሎ ኩነታት እውን ብናጻ ምንጪ ኣይተረጋገጸን። ናጽነት ንህዝቢ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንነፍሲ ወከፍ ዜጋ እውን ክትከብር ኣለዋ። እግዚኣብሄር ንኹሎም እሱራት ፍትሒን ሓርነትን ይሃቦም። 🙏❤#habeshatiktok🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #habeshatiktok🇪🇷🇪🇷🇪🇷

About