@6fnfn___: #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #መንፈሳዊ #ሕቶ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐

ሳሙ👸💊ፊደለይ🫶ኢኪ💝ድንግለይ🫶✝️
ሳሙ👸💊ፊደለይ🫶ኢኪ💝ድንግለይ🫶✝️
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 09 November 2026 22:27:39 GMT
1111
212
7
4

Music

Download

Comments

um.mahi3
🦋𝖒𝖆𝖍𝖎🦋 :
*መን ፈጠረ ስላሴ🙏 *ንመንከ ንኣምን ንስለሴ🙏 *ስላሴ ክንደይ'ም ሰለስተ ኣይኾኑ ሓደ ኣይኾኑ🙏😞
2026-11-09 22:45:35
0
gimjareba
ግምጃየ ራየተይት🌿🍋 :
መን ፈጠረና ሰላሴ ንመንከ ንኣምን ንሰላሴ ሰላሴ ክንደይ እዮም ሰለሰተ ይኾኑ ሓደ ይኾኑ🙏🙏🙏
2026-11-10 09:43:43
0
robiti08
Robiti :
ሰላሴ ን ሰላሴ ሰለሰተ ይኾኑ ሃደ ይኾኑ
2026-11-09 22:32:01
0
mengstu.haylay8
Teame Haylay :
🙏🙏[Pray]
2026-11-10 08:31:05
0
mearg.kalayou
ሕንቅቅቲ እየ ብፍዘረይ❤😘❤ :
🙏🙏🙏🙏
2026-11-10 01:05:17
0
meron.kelkay
Meron kelkay :
2026-11-11 18:14:48
0
.fhfbf.fhdbf
ዳናት :
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን         ሕቶታት ምሥጢረ ሥላሴ 1.መን ፈጠረና ? ----->ሥላሴ 2.ንመንከ ትኣምን ? ---> ንሥላሴ 3.ሥላሴ ክንደይ እዮም ? ---> ሰለስተ ይኾኑ ሓደ ይኾኑ 4.ብምንታይ ሰለስተ ይኾኑ ? ---> ብስም ፥ ብግብሪ ፥ ብኣካል 5.ብምንታይ ከ ሓደ ይኾኑ ? ---> ብባህርይ ፥ ብስልጣን ፥ ብመለኮት ፥ ብፍቓድ ፥ብህልውና 6.እንታይ ከ ስሞም ---> ኣብ፥ ወልድ ፥ መንፈስ ቅዱስ 7.እንታይ ከ ግብሮም ? --->አብ ወላዲ ፥ ወልድ ተወላዲ፥ መንፈስቅዱስ ሰራጺ 8.አብ ማለት እንታይ ማለት እዩ ---> ኣቦ 9.ናይ መን ኣቦ ፧ ---->ናይ ወልድ 10.ወልድ ማለት ከ ፧ --->ዉሉድ 11.ናይ መን ዉሉድ ፧ --->ናይ አብ 12.መንፈስ ቅዱስ ማለት ከ ፧ ---->ሰራጺ 13.ካብ መን ዝሰረጸ ፧ --->ካብ አብ 14.ካብ ወልድ ከ ይሰርጽ ድዩ ፧ ---> ኣይሰርጽን 15.እንታይ ደኣ ወንጌል የውሃንስ እምዚኣየ ይነስእ ዝብል ፧ --->እሞ ይሰርጽ ዶ ኢሉ እዩ፥ ቃል'ዩ ይነስ'እ ዝበለ እምበር 16.ቃል'ከ ኣበይ ኢሉ ፧ --->አነስአ እምነየ ኢሉስ ስቅ በለ ወይነግረኩም በለ(ዮሃ.16:15) 17.ኣካል ዝተባህለ እንታይ እዩ፧ --->ኢድ፥ እግሪ፥ ዓይኒ፥ እዝኒ፥ ኣፍ፥ ኣፍንጫ፥ ስኒ፥ ካብ ጽፍሪ እግሪ ኣትሒዙ ክሳብ ጸጉሪ ርእሲ፥ ንአብ ፍጹም ገጽ ፍጹም ኣካል ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ንወልድ ፍጹም ኣካል ፍጹም ገጽ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ ንመንፈስ ቅዱስ ፍጹም ኣካል ፍጹም ገጽ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ ሥላሴ መልክዖም ሰብ ይመስሉ። 18.ሥላሴ ኣካሎም ከመይ እዩ ፧ --->ምሉእ፥ ሰፊሕ፥ ረቂቕ 19.ናይ ሰብ'ከ ፧ --->ግዙፍ ፥ዉሱን ፥ጸቢብ 20.ምልኣቶም'ከ ከመይ እዩ --->ከም ብርሃን፥ ከም ሙቐት፥ ከም ንፋስ፥ 21.ስፍሓቶም'ከ ፧ --->ካብ ጽርሃ ኣርያም ንላዕሊ ቁመቱ፥ ካብ ባርባሮስ ንታሕቲ መሰረቱ ፥ እዚ ስለ ዝኾነ ንሰብ ብዝፈልጦ ምንጋር እዩ፥ እምበር ንሥላሴ ዓለም ኣይውስኖምን እዩ። 22.ሥላሴ ርቀቶም ከመይ እዩ ፧ --->ካብ ኩሉ ንፋስ ትረቅቕ፥ ካብ ንፋስ እሳት ትረቅቕ፥ ካብ እሳት መላእኽቲ ይረቁ፥ ካብ መላእክቲ ነፍስና ትረቅቕ፡ ካብ ነፍስና ድማ ሥላሴ ይረቁ። 23.ነብስና ንሥላሴ ከመይ ኢላ ትረኣዮም ፧ --->ከም እምባ 24.ሥላሴ ባህርያቶም ከመይ እዩ ፧ --->ዘይጠሚ፥ ዘይሓምም፥ ዘይመዉት፥ ዘይደክም፥ ዘይጸምእ 25.ናይ ሰብ'ከ ፧ --->ሓማሚ፥ ጠማዪ፥ መዋቲ፥ ደኻሚ፥ ጸማኢ 26.ስም ሓድነቶም'ከ ፧ --->እግዚኣቢሄር፥ አምላኽ፥ ጸባኦት፥ ፈጣሪ፥ ኣዶናይ፥ መለኮት፥ 27.ስም ስጋኦም'ከ ፧ --->ኢየሱስ ክርስቶስ፥ መድሃኔ ኣለም፥ ኣማኑኤል 28.ኢየሱስ እንታይ ማለት እዩ ፧ --->ፈውሲ 29.ክርስቶስ ማለት'ከ ፧ --->ክቡር 30.መድሃኔ ዓለም'ከ ፧ --->ተሰቒሉ ንዓለም ዘድሓነ 31.ዓለም'ከ ፧ --->ሰብ 32.ኣማኑኤል ማለት'ከ --->አምላኽ ከሎ ሰብ ዝኾነ፥ ሰብ ከሎ አምላኽ ዝኾነ 33.ሰብ ናይ ባህሪ ስሙ እንታይ ይበሃል ፧ --->ሰብ 34.ሰብ ናይ ግብሪ ስሙ እንታይ ይበሃል ፧ --->መል ኣኽ ፣ ሰይጣን፥ ይበሃል 35.እንታይ ተገበረ 'ዩ መልኣኽ ዝበሃል ፧ --->እንተጾመ፥ እንተ ጸለየ፥ እንተሰገደ፥ እነትቖረበ፥ እንተኣፍቀረ፥ ኣስራት ቦኽራት እንተ ኣውጽአ፥ 36.እንታይ እንተገበረ'ኸ ሰይጣን ይበሃል ፧ --->እንተዘይጾመ፥ እንተዘይጸለየ፥ እንተዘይሰገደ፥ እንተዘይቆረበ፥ እንተዘይኣፍቀረ፥ አስራት ቦኽራት እንተዘይ ኣውጽአ። 37.ሥላሴ ብኹሉ ሙሉኣት ድዮም ፧ --->እወ ብባሕሪ፥ ብምድሪ፥ ብሰማይ፥ ብየብስ፥ ብእንስሳ ፥ብዕንጨይቲ፥ ብአምኒ፥ ብኣራዊት፥ ብሓጥኣን፥ብጻድቃን፥ ብመላእኽቲ፥ ብኣጋንንቲ፥ ብኹሉ ሙሉኣት እዮም። 38.ሥላሴ ኣብ ሓጥኣን ሰብሲ ከመይ ኢሎም ይሓድሩ ፧ --->ከም ዝተደጎለ ሓዊ ፥ ከም ኣብ ጎቦ ዘሎ ሓዊ ሜስ 39.ኣብ ጻድቃን
2026-11-10 01:45:44
2
To see more videos from user @6fnfn___, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About