@azmaru48: ብሩክ ባሕቲ ሕዳር ይግብረልና ናይ ሰላም ናይ ሓጎሰ ናይ ቅሳነት ባሓቲ ይግብረልና ባሕቲና የቅይርልና ንመናኣሰያት ዝኮን ግዘ ይመፅእልና ካብ ውፂካ ምትራፍ ይማሓርና ኣሜን ዝጥምየ ዝዕንግልሉ ዝሓዘን ዝደብሰሉ ዝተፋናቅል ህዝብና ናብ መርብቱ ዝመልሰሉ ባሕቲ ይግብረልና ኣሜን ውፂና ናኣትውሉ ግዘ ይመፅእልና ኣሕዋትይ ዓደና ሰላም ይውርድልና እፍይ ንብለሉ ባሕቲ ይግብረልና ኣሜን🙏🙏 #シ゚viralシtiktok シ゚viralシ
AZMARU HENDIA ❤️🔐🌸🇪🇹💊
Region: SA
Tuesday 10 November 2026 00:13:38 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @azmaru48, please go to the Tikwm
homepage.