@dientugiagoc: Đèn sưởi nhà tắm #densuoinhatam #densuoinhatam #giadungtienich #xuhuong

Điện Tử Giá Gốc
Điện Tử Giá Gốc
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 10 November 2026 07:52:42 GMT
328
2
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @dientugiagoc, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ብኾፍካ ዝሓሸ ህይወት ክህልወካ ምምናይ ኣቋርጽ። ዝሓሸ እንተ ደሊኻ... ዝሓሸ ኩን፡ ዝሓሸ ብላዕ፡ ዝሓሸ ግበር፡ ዝሓሸ ምንቅስቓስ ግበር፡ ዝሓሸ ሕሰብ፡ ዝሓሸ ተግባር ፈጽም። ሽዑ ጥራይ እያ ህይወትካ እትመሓየሽ እትኸውን!" እቲ እትደልዮ ለውጢ ተበግሶ ስራሕ የድልዮ እዩ! ዝሓሸ እንተ ደሊኻ ዝሓሸ ምግባር ከድልየካ እዩ—ህይወት ሕልሚ ዘይኰነት ግብሪ እያ! ትምኒት ምቝር ሕልሚ እዩ—ብኾፍካ ብዙሕ ክህልወካ ምምናይ፡ ጥዑም ናብራ፡ ጽቡቕ ስራሕ፡ ጽፉፍ ህይወት፡ ዕዉት ጕዕዞ፡ ርግእቲ ሃገር። ጽቡቕ ትምኒት እዩ፤ ግን እንተ ዘይተበጊስካሉን እንተ ዘይሰሪሕካሉን መን እዩ ክልውጦ፧ ትምኒት ከም እወንታዊ ተበግሶ እኳ እንተ ተወስደ እንተዀነ ትምኒት በይኑ ልክዕ ከምዚ ናይ ሓደ ተጻዋታይ ኵዕሶ ደጋፋይ ምዃን እዩ። ጐሮሮኻ ክሳዕ ዝልሕትት ትድግፎ፡ ገንዘብካ ተውጽእ፡ ሓይልኻ ተባኽን—እንተዀነ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ሽልማት ዋና እቲ ተጻዋታይ እዩ! ንስኻ ከምዚ ካልእ ሰብ ክበልዕ ርእዩ ዝበልዖ ዘይብሉ ኰይኑ እናምበሓቖ ዝዕዘብ ሰብ ኢኻ እትኸውን—ምኽንያቱ ናትካ ስለ ዘይኰነ ኣልዒልካ ክትበልዕ ኣይትኽእልን ኢኻ! ኢድካ ሰዲድካ ዘይትበልዓሉ መኣዲ ምምናይ ከኣ እንትርፎ ኣፍካ ማይ ምምላእ ካልእ ዘጨብጠካ ቍምነገር የብሉን! ልክዕ ከምኡ ብኾፍካ እትምነዮ ትምኒት ከኣ ብርሑቕ እትርእዮ ግን ክትጭብጦ ዘይትኽእል ሓዊ እዩ! ስለዚ እቲ እትደልዮ ለውጢ ስራሕን ግብራዊ ተበግሶን ከም ዘድልዮ ኣይትረስዕ። ዝሓሸ ዝመጽእ ዝሓሸ ብምግባር እዩ። 3–6 ዓመታት ዩኒቨርሲቲ ከይዱ ዲግሪ ንዝሓዘ ሰብ ኣማዕዲኻ ክትርእዮ ጸኒሕካ ደሓር ከምቲ ናቱ ህይወት ምምናይ በለጽ እዩ! ከምቲ ናቱ ህይወት ክህልወካ ከምቲ ንሱ ዝኸዶ ጕዕዞ ክትከይድ እዩ ኣእምሮኻ ምድላው ዘድልየካ እምበር ከይከድካ ከምቲ ናቱ ህይወት ምምናይ ኣይኰነን እቲ ቅኑዕ። ስለዚ ቅኑዕ ሕሰብ ንርትዓዊ ህይወት—ተበገስ ግበር ንዝሓሸ ለውጢ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ተግባር #ንቕሓት #ኮፒሊንክ

About