@asli4051: ❤️ ፍቕሪ... (ብሰረት) "ፍቕሪ ማለት ሓደ ሰብ ኣብ ጎንኻ ምህላው ጥራይ ዘይኰነ፥ ኣብ ልብኻ ሰላም ክፈጥር ምኽኣሉ እዩ። ፍቕሪ ብብዙሕ ቃላት ዝልካዕ ዘይኰነ፥ ብግብርን ብተኣማንነትን ዝግለጽ እዩ!" ፍሉይ ሰብ ስለዝዀንካ ኣይኰንካን እትፍቀር፤ ፍሉይ ስምዒት ስለ እተውህብ እምበር! ትርግታ ልቢ እትትንክፍ፡ ናይ ውሽጢ ህዋሳት እትመልእ ስለዝዀነ እዩ ፍሉይነትካ። ቃላትካ ተራ ቃላት ዘይኰኑ፥ ኣብ ውሽጢ ኣትዮም ዘስምዑ፡ ዝቕይሩን ትርጉም ዝህቡን ስለዝዀኑ ኢኻ ካብ ኵሉ ሰብ ዝተሓረኻ። ውሑድ ተዛሪብካ ክንስኻ ብዙሕ ተስምዕ፤ ውሑድ ኢልካ ክነስኻ ብዙሕ ተድምዕ! ቃንዛ ተህድእ፡ ንልቢ ትጽግን፡ ኣብ ኣእምሮ ድማ ህድኣት ትፈጥር ስለዝዀንካ እዩ ካብ ኵሉ ሰብ እተመረጽካ። እዚ እዩ ቋንቋ ፍቕሪ፤ ብዙሕ ምዝራብ ዘይኰነስ፡ ንእሽቶ ግብሪ እዩ ዝደሊ። ህላዌኻ ትርጉም ዘለዎ፡ ቃላትካ ድማ ኣድማዕነት ዘለዎ ክኰውን፥ በቲ ናይ ሓቂ ፍቕሪ በቲ ናይ ሓቂ ስምዒት ቅረብ። እዚ እዩ እቲ ፍቕሪ ዝደልዮ፤ ብዙሕ ዋጋ ዘይኰነስ፡ ንእሽቶ ተኣማንነት ጥራይ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ፍቕሪ #ማእከላዊ_ኣቕዋም
𝕗𝕢𝕣𝕚.ዩ ሓይለይ😘💫🍫✨♥️
Region: KE
Tuesday 10 November 2026 11:48:51 GMT
Music
Download
Comments
sinu hafti evu🇰🇪🙏👉🇧🇪 :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-11-10 15:00:02
0
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm
homepage.