@wediitay1: #ሓደ ንዓሰርተ"! #ሻብያ እቲ ብቁዕ ውድብ ናበይ ኣበለ"? ኣርካናት ገድሊ ከም ሃገር ልእላውነትናን ቁጠባናን መን'ዩ ዘድፍሮ ዘሎ"? #ስድራ ስውኣትን ስንኩላትናን ሰራዊትናን መንእሰያንን መን'ዩ ድኻን ለማንን ስደተኛን ጌርዎም ዘሎ"? ሕቶታት ዝተኾማመረዩ #እቲ ሓቂ ክትረኽብዎ #ዕላማ ኢሰያስ እንታይ'ዩ ኢልኩም መርምሩ። ኢሰያስ ዓባይ ኢትዮጵያ ሰሪሕካ ወዳ ዝመርሓ ምፍጣርዩ። ነዚ ክትገብር እንተኾይና ክኣ ፣ ነዛ ኤርትራ ብኹሉ መዳያ ኣዕኒኻ ፣ ህዝባ ብድኽነት ስእነት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ክሳብ ዒቅ ዝብሎ ጌርካ ሓንቅካ ብምሓዝ ፣ ድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ከምዝቖርጽ ምግባርያ። ምስ በጻሕናያ እዩ ኣንድነት ብዘይ ገለ ተቓውሞን ሽግርን ዝትግበር። ስድር ኢሰያስ ክኣ ነዚያ ትሰርሕ ዘላ። ጀነራላት ይኹኑ ህዝብና ሓደ ንዓሰርተ ገጢሙ ንደርጊ ሓምሺሹ ልእላውነት ሃገሩ ኣረኪቡዩ። እቲ ሽግር ናይዛ ሃገር እቲ ወደባት ናይዚ ዝዕቅብ ሃገራዊ ጫጓር ዳንጋ ዝኾነ ወይ ስለዘይብሉን ዘይጸንሖንዩ ተታሊሉን ግርህንኡን ቅንዕንኡን ተመዝሚዙ ዝጸንት ዘሎ። ስለዚ እዞም ጀጋኑ ገድሊ ፣ ሃገር ትውረር ኣላ ምስ በልኦም እተን ኣብ ልዕሊኦም ስልጣን ሒዘን ዘለዋ ስድርኦምን ዓዶምን ኣኽቲቶም ንስለ ሃገር ዝከራተሙ ወትሃደር ድኣንበር ኤሊት መራሕቲ ኣይኮኑን። ስለዚ ኢና ክኣ ግዴታውን ሞራላውን ክብርን ኣፍልጦን ንጃጋኑና ንህዝብ። ንሕና መንእሰያት እንታይ ንግበርዩ እቲ ሕቶ ገዛእ ነብስና ክነበግስ ዝግባእ። እቲ መልሲ ክኣ ፣ ሃገርናን ህዝብናን ክነማሓድሮ ምሉእ ዓቅምን ብቅዓትን ኣሎና። ስለዚ ነዘን ኣብ ዝባን ህዝብናን ጀጋኑናን ትሓንጊረን ከም ደምና ዝመጽያና ዘለዋ ቁንጣሮ ቀቢርና - ቁጠባዊ ማሕበረሰብ ክንፈጥር ሕጂ ግዴታዊ ሓላፍነት ምድሓን ህዝብናን ሃገርናን ክንስከም ድልውነትና ነዕዝዝ። ሃየ መንእሰይ ንቓሕ ተወደብ።

wediitay1
wediitay1
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 10 November 2026 12:21:49 GMT
4492
295
12
6

Music

Download

Comments

user24563856119047
maryamo :
2026-11-13 18:25:49
0
wediyemane37
ውላድ ጴጥሮስ ሰለሙን ፈዳይ ሕነ:: :
ሎሚ ወን ከም ቀደም ሓማሴናይ ባዓል መሪር ሓሞት
2026-11-10 12:25:24
1
tergie33
Tesfalem :
jeganuna ab hdrukm alena[Power][Perfect score]
2026-11-11 15:54:42
0
kid187r
Never give up Black mann :
Eintey habte eium
2026-11-10 18:30:48
0
micheal.efrem1
wlad shabyaa🇪🇷💪🇪🇷🤍 :
2026-11-10 12:28:22
0
eritreahagery35
Rahaf Izzedin :
jagenan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2026-11-10 21:55:30
0
micheal.efrem1
wlad shabyaa🇪🇷💪🇪🇷🤍 :
2026-11-10 12:28:11
0
micheal.efrem1
wlad shabyaa🇪🇷💪🇪🇷🤍 :
2026-11-10 12:28:29
0
tesfalem.tesfalem31
Tesfalem Tesfalem :
2026-11-11 04:19:12
0
7state7state
gebrial :
Ai eyu kubluna yikuelu eyom😳😳
2026-11-11 22:44:13
0
fnan.gebretnsae
wedi my gayla :
abotatey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2026-11-11 19:16:38
0
mhre587
mhre :
💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷
2026-11-11 07:40:29
0
china.wedi.gash
China Wedi Gash :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-13 16:05:15
0
To see more videos from user @wediitay1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About