@rayan5766: #ፍቅሪ❤️ 🤌" ፍቅሪ ማለት ሓደ ሰብ ኣብ ጎንካ ምህላው ጥራሕ ዘይኩነ ኣብ ልብካ ሰላም ክፈጥር ምክኣሉ እዩ። 🤌ፍቅሪ ብብዙሕ ቃላት ዝልካዕ ዘይኩነ ብግብርን ብተኣማንነትን ዝግለጽ እዩ። 🤌 ፍሉይ ሰብ ስለ ዝኩንካ ኣይኩንካን እትፍቅር ፍሉይ ስምዒት ስለ እተውህብ እምበር። 🤌ትርግታ ልቢ እትትንክፍ ናይ ውሽጢ ህዋሳት እትመልእ ስለ ዝኩነ እዩ ፍሉይነትካ። 🤌ቃላትካ ተራ ቃላት ዘይኩነ ኣብ ውሽጢ ኣትዮም ዘስምዑ ዝቅይሩን ትርጉም ዝህቡን ስለ ዝኩኑ ኢካ ካብ ኩሉ ሰብ ዝተሓረካ። 🤌ውሕድ ተዛሪብካ ክንስካ ብዙሕ ተስምዕ ውሕድ ኢልካ ክንስካ ተድምጸ ቃንዛ ተህድእ ንልቢ ትጽግን ኣብ ኣኣምሮ ድማ ህድኣት ትፈጥር ስለ ዝኩንካ እዩ። 🤌ካብ ኩሉ ሰብ እተመረጽካ እዚ እዩ ቋንቋ ፍቅሪ ብዙሕ ምዝራብ ዘይኮነስ ንእሽተይ ተግባር እዩ ዘድሊ። 🤌ህላዌካ ትርጉም ዘለዎ ቃላትካ ድማ ኣድማዕነት ዘለዎ ክከውን በቲ ናይ ሓቂ ፍቅሪ ናይ ሓቂ ስምዒት ቅረብ። 🤌 እዚ እዩ እቲ ፍቅሪ ዝድልዮ ብዙሕ ዋጋ ዘይኮነስ ንእሽተይ ተኣማንነት ❤️👌
Genet ze Tewahdo ✝️🦋🫰
Region: SA
Thursday 12 November 2026 19:11:48 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @rayan5766, please go to the Tikwm
homepage.