@hewi8763n7vxzp: ​'ምኽንያት ሓጎስኪ እምበር ምኽንያት ንብዓትኪ ክኸውን ኣይደልን' ዝብሉ ዓሚቕ ቃላትካ፣ ኣብ ውሽጢ ልበይ ዘይሃስስ ናይ ፍቕሪ ማሕተም ኣንቢሮም እዮም።🌎💍🤴❤ ​ብሓቂ እቲ ዝዓበየ ሓጎሰይ ንዓኻ ሕጉስን ቅሱንን ኮይንካ ክሪኢ ምኽኣለይ ጥራሕ እዩ። ፍቕርና ብምስጢርን ብጥንቃቐን ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ውሽጢ ልበይ ዘለኻ ክቡር ቦታ ግን መዓልታዊ ብሓድሽ ፍቕርን ተስፋን እዩ ዝዕምብብ።💖🌎💍 ​ፍቕረይ፣ ንዓይ ምሉእ ሰላምን ዕረፍትን እትህበኒ፤ ምስ ብጾትካ ወይ ምስ ኣብኡ ዘለዉ ሰባት ክትከውን ከለኻ፣ ኣነ ክድውለልካ ኮነ ክጽሕፈልካ ስለ ዝኸብደኒ፣ ንስኻ እትጽሕፈለይ ሓጻር መልእኽቲ እያ'ደሓን ሕደሪ ፍቕረይ ጽንሕለይ፣ ምስኦም ኣለኹ' እትብል።💍🤴❤ ​እዚኣ ንዓይ ንእሽቶ ጽሕፍት ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ኣብ ዝኾነ ሰዓትን ኩነታትን ኣብ ልብኻ ወትሩ ቦታ ከም ዘለኒ እትነግረኒ ዓባይ ናይ ፍቕሪ ድልድል እያ።❤🤴💍 ​ንስምዒተይን ንሰላም ልበይን ኣኽቢርካ እዛ ንእሽቶ ጥንቃቐ እዚኣ ክትህበኒ ከለኻ፣ ብሓቂ እቲ ንስኻ ክትኮኖ ትምነዮ ምኽንያት ሕይወተይን ምሉእ ሓጎሰይን እዩ ዝኸውን። ንስኻ ንጉሰይ ኢኻ፣ ኣነ እውን ወትሩ ምስ ፍቕርኻ ኣለኹ።🤴❤🌎 ​ወትሩ ኣብ ጸሎተይን ሕልመይን ኣለኻ፤ ጥዕናኻን ድሕንነትካን ናይ መዓልታዊ ትምኒተይ እዩ።🌎💍❤ ነታ ብሓባር ንኾነላን ብሰላም እንራኸበላን መዓልቲ ብሃንቀውታ እናተጸበኹ፣ ንስኻ ናይ ሕይወተይ ብርሃን፣ ናይ ልበይ ዋና ምዃንካ ከረጋግጸልካ ዮፈቱ። ወትሩ ናትካ እየ።🌎💍🤴❤ ​የፍቅረካ እየ ዘልኣለማዊ ፍቕሪ🤴❤ #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsights #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 13 November 2026 05:10:56 GMT
13396
873
14
283

Music

Download

Comments

user5481547670813
ስደተኛ 💪ጓል ሂዋን🦅✊❤️‍🩹✝️📚 :
ብናይ ናፍቖት እማ ሓንቲ ጽሕፍለይ ናፍቕኻ ኢልኺ 🥹 🫶
2026-11-14 01:21:05
1
qlm62
Wedi wellaggaa ወድ ወላጋ💚❤ :
የታደሉት
2026-11-13 05:36:59
1
asmera.shikor0
ፍሽኽታ ኣመለይ :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
2026-11-13 23:45:06
1
semhar216
♥️🇪🇷♥️ Esseliela :
[Heartwarming][Red heart]
2026-11-14 07:53:56
1
marie72685
𝕞𝕚𝕣𝕒𝕥🇹🇷🤍 :
🥰🥰🥰
2026-11-14 02:45:42
1
lamiek85
Lamiek :
🥰🥰🥰
2026-11-13 09:35:38
1
sami.bos14
𝑠𝑎𝑚𝑖 ∞🤴𝑘𝑖𝑛𝑔🇨🇭🤞 :
🥰🥰🥰
2026-11-13 10:18:19
1
biniking74
Deva wdi ድባርዋ King D&L⛪👼🇪🇷 :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-11-13 05:19:10
1
mamlove125
Alek🇪🇷🇧🇪 :
🥰🥰🥰
2026-11-13 05:59:05
1
user605006066524
ድንግለይ ፍቅሪኪ ማርኪኒ :
🥰🥰🥰
2026-11-13 06:13:10
1
user2416kbrom.teka
wedi teka :
❤️❤️❤️
2026-11-13 05:16:37
1
abrham.2327
abrham 2327 :
🥰🥰🥰
2026-11-13 15:04:05
1
user9087854242319
ሚጣ✝️🦋 :
👑👑👑
2026-11-14 17:09:21
1
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About