@eriistream: #መጽሐፈ_ስንክሳር => ሕዳር 4 ዝብዓሉ ዓመታዊ በዓላት ቅዱሳን 1. ቅዱስ ቶማስ ዘደማስቆ 2. ቅዱሳን ያዕቆብን ዮሃንስን 3. ቅዱሳን ኣቢማኮስን ኣዛርያኖስን 4. ኣባ ኣበጊዶ ዘትግራይ 5. ዓቢ ኣባ ዘካርያስ 6. ጉባኤ ቅዱሳን ሰማዕታት => ወርሓዊ በዓላት 1. ቅዱስ ዮሓንስ ወንጌላዊ 2. ቅዱስ እንድርያስ ሐዋርያ 3. ቅድስቲ ሶፍያ ሰማዕት 4. ቅዱስ ዮሐንስ ዘሓራቅሊ (ሰማዕት) ንእግዚኣብሔር ምስጋና ይኹን፣ ንዓና ውን ብጸሎቶም የድሕነና፣ በረኸቶም ድማ ምሳና ትንበር ንዘለዓለም ኣሜን።@ያሬድ ክብሮም @Success will come ôňè đáŷ👌 @፩፪፫፭ SAMI💚💛❤🌍 🦅 #ኦርቶዶክስ⛪ተዋህዶ⛪ለዘለዓለም🙏ትኑር🙏
ERiistream ሥንክሳር ዘተዋሕዶ
Region: ET
Friday 13 November 2026 08:02:46 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @eriistream, please go to the Tikwm
homepage.