@biede.tekleweyni: #ልዕሊ_ኩሉ_ህያብ👸☦️🙏#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tgraytiktok🇻🇳 @⚜️ወዲ ተዋህዶ ☦️🌍🙏 #creatorsearchinsights

ወዲ ተዋህዶ 🥹☦️🤴
ወዲ ተዋህዶ 🥹☦️🤴
Open In TikTok:
Region: LY
Friday 13 November 2026 12:07:09 GMT
1612
163
16
47

Music

Download

Comments

biede.tekleweyni
ወዲ ተዋህዶ 🥹☦️🤴 :
🥹 ልዕሊ እዚ ህያብ ተልዩ ንገሩኒ ክስልማ ስእላ ከኣ ክዝርግሓልኩም የ መን ያ ክንድዚ ትምልስ ኢልኩም ከይ ትጭነቁ fqr ያ ❤😌
2026-11-13 12:21:22
7
titian507
gal haile🦋 :
ብንጽህ ልብካ ኣፍቅራ ንስካ ንባዓልካ ዓብዪ ህያባ እካ ለባመይ
2026-11-13 18:06:25
0
m916459
M⃠ዕያል ፈቃር ።❤️💫 :
ካብ ቃል ኣምላኽ ንላዕሊ ዝዓቢ ህያብ የለን 🥺✝️🙏
2026-11-13 17:44:53
2
user1429818165228
ወዲ ፋድል :
እምነት ኣብ ልዕሊኣ ሓንቲቲቲ ከይ ተጉድል😞💞❤️❤️❤️🥰🥰🥰
2026-11-13 12:13:35
3
kibratekle
kbitiy👸🇪🇷❤️✝️ :
❤️❤️❤️አማንንንንን ቃለሂወት የስመዓልና 👑 👑 👑 ድያቆን አቢቲናተይ❤️❤️❤️
2026-11-13 18:12:45
0
rayan5766
Genet ze Tewahdo ✝️🦋 :
ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ልዕሊኡ እሞ ምንም የለን 🥺☦️👏
2026-11-13 15:56:09
0
selams775
𝐒𝐞𝐥𝐚𝐦𝐚𝐰𝐢𝐭 🦋 ✝️ 💊 :
ካብ ቃል ኣምላኽ ንላዕሊ ህያብ የለን✝️❤
2026-11-13 12:16:15
0
user81171380128704
ቲቲ ጓል እመብርሃን ✝️🙏🕊️ :
ካብ ቃል ኣምላኽ ንላዕሊ ዝዓቢ ህያብ የለን✝️🙏🥰
2026-11-13 12:56:11
1
kibratekle
kbitiy👸🇪🇷❤️✝️ :
2026-11-13 18:03:17
0
yosieftesfamariya3
Josi🇪🇷 :
🥰🥰🥰🥰
2026-11-13 12:18:21
1
tesfa.eu.snqey88
Tesfa eu snqey :
🙏🙏🙏
2026-11-13 13:59:16
0
destalbey90
D~ 💎✨🥀 :
🥰🥰🥰
2026-11-13 13:07:30
0
mikchialeafewrki
🔒መ𝕗ቱሕ ል𝕓𝕦🇳🇱🤫 :
💞💞💞
2026-11-13 12:57:18
0
wedigebrehiwet590
Auto mechaniac :
🙏🙏🙏🥰🥰🥰
2026-11-13 17:22:17
0
user1429818165228
ወዲ ፋድል :
❤️❤️❤️🥰🥰🥰
2026-11-13 12:13:44
0
user2748086132111
➷⁺ሩፍታ ልበይማርያምይ🕊🕊⁺➶Ⓜ⓶⓵✝️😇 :
ቃል እግዚአብሔር ካብኡ ዝዓቢ ሽልማት የለይ 🥺🤲 ቤትና ብፆሎት ይባረክ ከምቶም ቅዱስን አቦታትን ብትሕትና ዝነብሩ ንፈጣሪ አሚኖም ብፆሎት ዝስገሩ ንስኻውን ፍቅርይ ኩነለይ ከምኦም ብእምነት ትጸጊዕኻ አትረክብ ክብሮም። ቤትና ክባረኽ ብናይ ፆሎት መኣዲ ብፍቅሪ ክተሓሓዝ ናይ ልብና ኣንቀዲ ከም ቤት አብርሃም ጋሻ ዘይፍለዮ በረከት ክፈስስ ኹሉ ግዜ ንርእዮ። 😔 ካብቲ ቅዱስ ታቦት ዝመነጨ ፀጋ ንዓኻ ይሓልውኻ የርሕቅልኻ ዋጋ ሓቢርና ክንስግድ አብ ቅድሚ መቅደሱ አብ ፆሎት ክንተግህ ቃሉ እናተሓደሱ። መንፈሳዊ ቅሳነት ይንገስ አብ ቤትና ፆሎት የኹን መስረት ናይ ፍቅርና ከም ቅዱስን አቦታት ብሓቂ ክንጸንዕ ቤትና ብበረከት ብሰላም ክንበጽሕ። 👑❤️🤭 ሰለ ሁሉም ነገር ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ተመስገን ንዘላአለም አሜን//3//😔✝️🤲🕊🍀
2026-11-13 12:48:01
0
To see more videos from user @biede.tekleweyni, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About