@kidanzelalem: 1. ኣብ ግዜ ጭንቅኻ ኣብ ጎንኻ ዝዀነ (ዝሓገዘካ)። 2. ኣብ ሕማቕ ግዜ ሓዲጉካ ዝኸደ። 3. ናብ ሕማቕ ኲነታት ዘውደቐካ። ህይወት ኵሉ ግዜ ለማጽ ኣይኰነትን፤ ኣብቲ መሪርን ጸቢብን እዋን መን ብሓቂ ምሳኻ ከም ዘሎን መን ድማ ማስኬራ ገይሩ ከም ዝኸይድ ዝነበረን ብንጹር ይግለጽ እዩ፦ 1. ነቲ ኣብ ግዜ ጭንቅኻ ኣብ ጎንኻ ዝዀነ ሰብ፦ ፈጺምካ ኣይትረስዓዮ—ምኽንያቱ ዋጋ ሰብኣውነትን ሓቀኛ ፍቕርን ዘርኣየካ ንሱ እዩ! 2. ነቲ ኣብ ሕማቕ ግዜ ሓዲጉካ ዝኸደ ሰብ፦ ፈጺምካ ኣይትረስዓዮ—ምኽንያቱ ኣብ ህይወትካ ካልኣይ ግዜ ቦታ ክትህቦ ከም ዘይብልካ ኣምሂሩካ እዩ! 3. ነቲ ናብ ሕማቕ ዘውደቐካ ሰብ፦ ፈጺምካ ኣይትረስዓዮ—ምኽንያቱ ንቕሓትካ ከተዕብን ብቐሊሉ ከይትእመንን ከቢድ ዋጋ ከፊልካ ተማሂርካሉ ኢኻ! ኣስተውዕል! ነዚኣቶም ዘይምርሳዕ ማለት ሕነ ንምፍዳይ ዘይኰነስ፥ ካብ ዝሓለፈ ተማሂርካ ንመጻኢ ህይወትካ ብጥንቃቐን ብብስለትን ንምምራሕ እዩ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ንቕሓት #ብስለት
ሰረት
Region: GB
Tuesday 17 November 2026 08:55:27 GMT
Music
Download
Comments
Hermon~Kind~2114 :
ናይ ባሓቂ🥺
2026-11-19 19:06:49
1
miki :
ya naey bhqe bro🥰🥰🥰
2026-11-18 04:42:51
1
ጓል እንደርታ😇🌸 :
እሺ🥺🙏
2026-11-20 00:53:12
1
ዕያል ጋል ብዘት16✝️ :
ብትትክክ
2026-11-18 18:07:59
1
Dawit :
ብትክክል
2026-11-17 14:31:04
1
ሜሪ ነኝ :
1
2026-11-17 13:38:08
1
user8136996810309 :
ya 🥰🥰🙏
2026-11-18 00:37:52
1
dngl ade goita :
nay bhaki
2026-11-17 19:47:30
1
Nazret Amanuel :
Absolutely 💯
2026-11-18 06:38:16
1
Harnet :
ብሓቂ
2026-11-17 17:08:11
1
F.TAURUS king :
111111👍👍
2026-11-17 18:01:50
1
merkeb kidane :
2026-11-17 17:18:46
1
tesfit tesfit :
👍👍
2026-11-17 16:13:02
1
@um Fáni☦️ :
1🙏🙏🙏
2026-11-17 09:21:48
1
kiya habesha Habesha :
🥰🥰
2026-11-17 11:03:01
1
Alma :
2026-11-17 19:47:11
1
Kibrom :
❤️❤️
2026-11-17 14:04:22
1
user9868351964343 :
2026-11-17 11:02:31
1
ዓምድ ራያ 🇪🇹🌽🌾 ነቕሰገታይ ሕንግድ 19 :
ሓቂ
2026-11-17 11:15:29
1
adey alemey ......... :
ፅሪተይ አይዛኪ ሐጂ ክትሓዉይ ኢኪ
2026-11-17 09:58:34
1
@um Fáni☦️ :
2026-11-17 09:22:07
1
Never give up :
ya
2026-11-19 07:43:28
1
mahari gigi💊🇦🇪🦅 :
ኣጆኪ ዛሓፍተይ🙏
2026-11-17 15:23:21
1
ጋል ትግራይ :
[Pray][Pray][Pray]
2026-11-20 12:51:14
1
ጓልተክለ :
❤️❤️❤️
2026-11-18 15:56:08
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.