@hdh525172: ##ክብሪ ነዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣቦታትና! ልኡላውነትና ሎሚ ጽባሕ ኣይነድፍርን ዝበሉ! ብልጽግና ብመንገዲ እቲ ዘይተቀብረ ሬሳ ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን ኣቢሉ ነዞም ጀጋኑ መራሕቲ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነገር፣ "ንዑ ንመንግስትን ህዝብን ኤርትራ ብሓባር ንእለዮም ሊሉ ዘቕረቦ ጻውዒት፣ ብትሪ ተነጺጉ ተሰጒጉ። መልሲ እቶም ጀጋኑ ተጋደልቲ ድማ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ሽሕ ግዜ ንቃወሞ፣ ምስ ባዕዳዊ ሓይሊ ኮይና ግን ህዝብናን ሃገርናን ኣይንወግእን ! ሽሕ ግዜ ፍልልያት ይሃልወና፣ ልኡላውነትና ኣይነድፍርን፣ ዕዮ ገዛና ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ እዩ ዝምልከት!“ ብምባል ታሪኻዊ መርገጺኦም ኣርእዮም።" ውሽጣዊ ጉዳይ ኤርትራ ብኤርትራውያን ጥራይ እዩ ዝፍታሕ! ሎሚ ይኹን ጽባሕ ልኡላውነትና ኣይነድፍርን!
NOAH
Region: US
Thursday 19 November 2026 13:38:47 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hdh525172, please go to the Tikwm
homepage.