@barbellinaa: #fyp #gym #viral

barbellinaa
barbellinaa
Open In TikTok:
Region: US
Thursday 19 November 2026 21:31:29 GMT
1661
442
7
53

Music

Download

Comments

bobstevenson36
bobstevenson36 :
Caught me in the first half
2026-11-19 21:45:32
1
user33662052187110
ник :
😜😜😜
2026-11-19 21:40:25
0
user2832724385903
lucas :
está linda mi amor
2026-11-19 21:35:56
0
resit._.tercan02
Reşit Tercan :
2026-11-19 21:33:06
0
user997673090
hueso :
2026-11-19 21:33:48
0
mohammad55435
Hamouda :
😘🌕🌕
2026-11-19 21:39:00
0
user7426816981886
Daniel :
🤣🤣🤣
2026-11-19 21:45:53
0
neiljenkinson0
Neil Jenkinson635 :
❤️❤️
2026-11-19 21:35:38
0
pacoe21
Bubu :
💯💯💯
2026-11-19 21:35:33
0
williamjones3254
williamjones3254 :
🔥🔥🔥
2026-11-19 21:33:26
0
user2832724385903
lucas :
[Gesto de OK][Ojos de corazón][Ojos de corazón][Ojos de corazón]
2026-11-19 21:35:48
0
To see more videos from user @barbellinaa, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🌱❤️
🌱❤️""ኣይትሰከፍ በተን ንስኻ ወርሓዊ ተእትወንን በዘን ኣነ ወርሓዊ ዝረኽበንን ሕጉስ ነኣምነሉ ህይወት ክንነብር ንክእል ኢና፣ ንዓይ ከተሕጉስ ክትብል ልዕሊ ዓቕምኻ ብምሕሳብ ኣይትጨነቕ፣ ኣነ 'ታ ቐዳመይቲ ከተሐጉሰኒ ትክእል ንስኻ ናተይ ኬንካ ኣብ ጎነይ ምህላውካ እዩ፣ ካብዚ ንላዕሊ ካልእ ዘምጸኻ እንተምጸኻ ክንድቲ ንዓኻ ዝወነንኩኻ 'ሞ ዝትሓጎስኩዎ ከሕጉሰኒ ኣይክእልን እዩ።❤🙏 🌱❤"ጓል ህያብ እያ ትፈቱ ዝብል ዲኻ ሰሚዕኻ፣ ኣጋጣሚ ዕድልኻ ጽቡቕ ኮይኑ ኣነ ከምኣተን ኣይኮንኩን፣ ኣዛዚት ህያብ እውን ኣይኮንኩን ናይ ዘልኣለማዊ ፍቕሪ እምበር ናይ ተበላሊ [ህያብ]፣ ባህጊ የብለይን። ኣነ ነብሱ ዝፈልጥ፣ ንነብሱ ዝመልኽ፣ ንነብሱ ዝመስል፣ ሰብ እየ ዝፈቱ ከሙኡ ክረክብ እዩ ከኣ ኔሩ ናይ መዓልታዊ ሕልመይ። 🙏❤ 🌱❤"ፍቕረይ [ፐርዝደይ] ናተይ ከኣቱ ከሎ እንታይ ዓቢ ነገር ዘይገበርኩላ ኣይትበል፣ መዓልቲ ፍቑራት ክመጽእ ከሎ ክቡር ህያብ ዘይሃብክዋ ኢልካ ኣይትዋጠር ኣይትሰቐቕ ንዓይ ካባኻ ዝዓቢ [ህያብ] ኣሎ ኢለ ኣሚነ ኣይፈልጥን እየ። ክነግረካ ዶ፧ "እታ ምጽእ ኢልካ ግምባረይ ስዒምካ "የፍቕረኪ'የ" ትብለኒ ቓል ልበይ ትመልእ [ህያበይ]፣ እያ። ❤🙏 🌱❤️""ጥራይ በቲ ትኩእሎ እቲ ትህበኒ ንእሽተይ ኢልካ ትሓስቦ ህያብ ፣ህያብ ልበይ እንድዩ። ፍቅሪ ከኣ [ህያብ]፣ ምውህሃብ ኣይኮነን ሱር ዘትክሎ፣ ህያብ ደኣ ወላ እቲ ኣመና ዝጸልአካስ ክልግሰልካ ይክእል እንድዩ፣ [ህያብ]፣ ሂቦም ዝጠለሙ [ህያብ]፣ ተቐቢሎም ዝክሓዱ እውን ውሑዳት 'ኮ ኣይኮኑን። 🌱❤️"ስለዚ ኣይትሰከፍ ንስኻ ኢኻ ህያበይ። "ንስኻ እቲ ዘይቕየርን ዘይጠልምን፣ ሓቢርና ንነብሮ መጻኢና ዘጣጥሕ ናይ ለውጢ መንገዲ ከተዕቢ እምበር ኣብ ነፍስ-ወከፍ መዓልቲ ብዘይ ዓግበሎም ወጻኢታት ክትዳኸም ኣይደልየካን እየ።❤🙏 🌱❤️""ሱር ፍቕሪ እምነት እዩ እቲ ኣብ ልዕለይ ዘለኻ ናጽነት ዝመልኦ እምነት፣ እቲ ካብ ፈለማ ክሳብ ሎሚ ግልጺ ኬንካ ምሳይ ዘለኻዮ፣ 'ቲ ልባዊ ሓልዮትካ፣ እቲ ዕውትቲ ኮይነ ንክወጽእ ብልብኻ ትጽዕሮ እቲ ኣብ ጎንኻ ኣብ ዝኾነሉ ዝስምዓኒ ፍሉይ ሓጎስ ንሱ እዩ [ህያበይ]፣። "ንስኻ 'ኮ ገለ ከይሃለዎ ሕጉስቲ ዝገበረኒ ፍጡር ኢኻ።❤🙏 🌱❤️""ብዝኾነ ኣይትሰከፍ ኣነ ብዘይ ዝኾነ ነገር ምሳኻ ዘሕልፎ ዘለኹ ጥዑም ፍቕሪ [ህያብ]፣ ስለ ዘኣመንኩ ኣይኮንኩን ምቑር ፍቕር ስለ ዘኣመንኩ ጥራሕ እየ። 🌱❤️""ካብዚ ትህበኒ ዝዓቢ [ህያብ]፣ የለን ካልእ ህያብ ኣይደልን እየ ብጀካ መመሊሱ ዝሕደስ ህያብ ፍቕርኻ። "እወ" ይፈልጥ እየ ክንድቲ ዘፍቕረካ ከም ተፍቕረኒ። ንዓይ ፍሉይ ህያብ ከኣ ፍቕርኻ እዩ። ❤🙏 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #habeshatiktok #creatorsearchinsights

About