@kidanzelalem: ህይወት ዓባይ መምህር እያ... (ብሰረት) "ኲነታት መምህር ሓቀኛ ትርጉም ህይወት እዩ፤ ካብኡ ክትመሃር እንተ ደሊኻ ኲነታትካ ብዛዕባ ትርጉም ህይወት ብዙሕ ክምህረካ እዩ!" ነፍሲ ወከፍ ጕዕዞ ህይወትና ነናቶም ትምህርቲ ህይወት ኣለዎም። ነቲ እንሓልፎ ብኣትኲሮ እንተ ተመልኪትናዮ፥ ኣብኡ "ምትንሳእና፡ ዳግም ምስራሕና፡ ንቕድሚት እንግስግሰሉ ሓቦን ተስፋን" ተሓቢኦም ኣለዉ። ስለዚ እዩ ምምራር ኣጕዲልና "ካብዚ እንታይ ክመሃር ይኽእል፧" ብምባል ናብ ጥቕምና ከነውዕሎ ዝግበኣና! ዝበዝሑ ኣብ ዓለምና ዝርከቡ ዕዉታት፥ ካብቶም ዕድል ቀኒዓትሎም ካብ ዕዉት ድሕረ-ባይታ ተበጊሶም ዓወት ዝወርሱ፡ እቶም ብጻዕሮም ኣብ ህይወት ምውዳቕን ምትንሳእን ተማሂሮም ተሲኦም ዘተስኡ ይበዝሑ። ምኽንያቱ ፍሉያት ስለ ዝዀኑ ዘይኰነስ፥ ኲነታቶም ኣብ ክንዲ ዝጥቀመሎም ንሶም ንዂነታቶም ክጥቀሙሉ ስለ ዝወሰኑ እዩ! ኣብ ገዛኻ ዘሎ ኲነታት ህይወት፡ ኣብ ሃገርካ፡ ኣብ ጕዕዞ፡ ኣብ ስደት—ኵሉ ነናቱ ብድሆ፡ ጩራ ለውጥን ናይ መቐየሪ ካርድን ዝሓዘ እዩ። እቲ ሕቶ ንዂነታትካ ትወድቀሉ ዶ ትጥቀመሉ እዩ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ንቕሓት #ብስለት #ኮፒሊንክ

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 20 November 2026 07:23:03 GMT
8820
695
17
40

Music

Download

Comments

user6981950069918
user6981950069918 :
mandila ❤
2026-11-20 18:36:37
1
user7243360749431
ይሳካል ሙኜቴ ❤❤ :
nalsen mandila 👍👍
2026-11-20 11:56:34
3
helen.hayleslase
Helen hayleslase :
2026-11-20 15:54:03
2
sereke664
sereke :
🙏
2026-11-20 17:27:44
1
hagos21021
@Wedi keshi :
mandila 👍👍👍👍
2026-11-20 09:31:53
2
fidlgebrab
fidlgebrab :
🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2026-11-20 21:27:52
1
user1107625548115
ሕልኩስ ወዲ ኣሕፈሮም👐 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-20 19:23:42
1
wedi.seged4
wedi asgedom :
❤️❤️❤️
2026-11-20 20:00:20
1
hani.arkan5
adeya alemey :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-11-20 21:30:40
1
user7003193954511
ዘይ ትግመት 👸🦅🤍 :
🥰🥰🥰
2026-11-20 14:35:51
2
shewit.gal.keshi
𝐒𝐇𝐄𝐖𝐢𝐓 𝐆𝐀𝐋 𝐊𝐄𝐒𝐡𝐢 :
🥰🥰🥰🥰
2026-11-20 12:45:52
2
httpswww.tiktok.co1649
ጓልተክለ :
❤️❤️❤️
2026-11-20 07:30:44
2
user6761325431083
shiden mahari :
❤️❤️❤️❤️
2026-11-20 07:44:51
2
mqsan.abini.lbey
𝑓𝑞𝑟𝑖 𝑚𝑒𝑘𝑠𝑒𝑏𝑒𝑦🇨🇭 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-20 10:54:15
1
.bahubeli1.2.2
Bahubali :
🥰🥰🥰
2026-11-20 13:59:02
1
user2961471679856
Rahel :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-11-20 16:12:25
0
md.hafij166
ጋል ትግራይ :
👍👍👍
2026-11-20 21:33:38
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About