@bbcnewstigrinya: ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ጂም ባይርድ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ሰላም ምስ ናይ ኣመሪካ ቍጠባዊ ሽርክነት ዘተኣሳስሩ ክልተ ንድፍታት ሕጊ ናብ ባይቶ ከም ዘቕረበ ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኤክስ ገሊጹ። እቲ ካብ ክፍለ-ሃገር ኢንዲያና ዝዀነ ኣባል ሰልፊ ሪፓብሊካውያን፡ እዞም "ኢትዮጵያ ስፓርክ" ከምኡ'ውን "ኤርትራ ፒላር" ዝተሰምዩ ንድፍታት ሕጊ፡ ነተን ሃገራት ካብ ጽልዋ ቻይና ኣግሊስካ ናብ ጐደና ሰላምን ዘላቒ ልምዓትን ንምምላስ ዝዓለሙ ምዃኖም ኣረዲኡ። #usa #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #bbcnewstigrinya #tigraytiktok #habeshatiktok

BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
Open In TikTok:
Region: ZA
Friday 20 November 2026 08:22:15 GMT
5149
278
2
19

Music

Download

Comments

selam.snit
Selam Snit :
2026-11-20 09:53:12
0
berekettsegay117
beki :
🥰🥰🥰
2026-11-20 08:27:03
0
To see more videos from user @bbcnewstigrinya, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About