@eshit_senga_atalgan: Eshit senga atalgan

ALI_🫀
ALI_🫀
Open In TikTok:
Region: UZ
Friday 20 November 2026 11:34:07 GMT
1722
220
7
62

Music

Download

Comments

g5457277
🍀G :
icimdaki gaplarimni topip gapirasz doyim🧸🥰
2026-11-20 12:26:43
0
sammo_55
🌹🌹🌹 :
👍👍👍
2026-11-20 16:55:35
0
yoldasowaazada
🦋Ƴøłɗa§øva🕊 :
🥹😔❤️‍🩹
2026-11-20 14:47:17
0
sewincismailowa
🌸Sewinch🌸 :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-11-20 11:51:46
0
user85810210442463
🌹🌹🌹🌹 :
👍👍👍🔥🔥
2026-11-20 11:49:31
0
user8345613784817
❤️Gul❤️ :
🥰🥰🥰
2026-11-20 11:41:46
0
sevgi.qiroli8
SHOKIR BEK :
👍👍👍
2026-11-20 16:32:26
0
To see more videos from user @eshit_senga_atalgan, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ዘይንስኻ ኣይትምሰል"....🤗 ኣብዛ ምሱልይነት ዝበዝሓ ዓለም ንሶም ዝመስልዎ ክኸውን" ኢልካ ንገዛ-ርእስኻ ናብ ዘይቦታኻ ኣይተውርድ ምስኻ ዘሎ ፀጋ ንዓኻ እዩ ተዋሂቡ ፈጣሪ ደሞ ክህብ ከሎ ኣይሰሓሓትን ስለዚ ዝተውሃበካ ገዲፍካ ካልኦት መሲልካ ንምኻድ ኣብ እትፍትነሉ ግዜ መወዳእትኡ ፍረ ኣልቦን ጣዕሳን ብፍላይ እቶም ዘይንስኻ መሲልካ ዘሕለፍካዮም ግዚያት ኣብ ዝኾነ ግዜ ጣዕሳ እዮም ዝፈጥሩልካ!! ዓለም ንስኻ መሲልካ ቅረባን ግጠማን ኣኸለ። ተዘይኮይኑ ካልኦት ንምምሳል ብዝፈተንካ ቁፅሪ ገዛርእስኻ ኣብዘይቦታኻ ኢኻ ክትረኽባ። ልቢ በል ​ሓሶት ግዜ ግዚያዊ ምብልጭላጭ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ሰለዚ ንግዚያዊ ምብልጭላጭ ኢልካ ዘላቒ ማንነትካ ኣይትኽሰር። ኣስተውዕል፣ 🙋 "ንዓኻ ዝመስል ሰብ ኣብዛ ምድሪ የለን። ጉዕዞኻ ናይ ባዕልኻ እዩ፤ ስጉምቲኻ ናይ ባዕልኻ እዩ። ስለዚ፡ ማዕረ እቲ ሰብ ክኸውን ኢልካ ንርእስኻ ኣይትንእስ—ዘይንስኻ ክትከውን ኢልካ ድማ ነቲ ፍሉይ መንነትካ ኣይትሕብኣዮ። ብናይ ባዕልኻ ተፈጥሮኣዊ ግርማ ንቕድሚት ንገስ!" #fypシ゚ #highlights #facebookviral #motivation

About