@abibas.dostoevsky: ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ምንጎኽን'ኮ... ንስኺ ኣብቲ ናጻ ትኾንሉ ክትዝክርኒ ከለኺ፣ ኣነ ግና ወላ'ዉን ኣብቲ busy ዝኾነሉ ህሞት ይዝክረኪ ምንባረይ'ዩ...! ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጎኽን፣ ኣነ ኣብቲ ሕማቅ ዝስመዓኒ ንዓኺ'የ ዝደሊ ነይረ፣ ንስኺ ግና ኣብቲ ሕማቅ ዝስመዓኪ ከምዛ ኣነ ጥንቂ ክፋእኪ ዝኾንኩ ክትርሕቅኒ ትመርጺ ምንባርኪ'ዩ...! ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጎኽን፣ ኣነ ምእንታኺ መስዋእቲ እናኸፈልኩ፣ ንስኺ ግና ምእንታይ ጽፍርኺ ክትሰዲ ድልውቲ ዘይምንባርኪ'ዩ...! ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጎኽን፣ ኣነ ድምጽኺ ከይሰማዕኩ ተዊዒለ ዘይቀስን ክኸዉን ከለኹ፣ ንስኺ ግና ኣዋርሕ የሕሊፍኪ ዓመታት ከተስዕቢ ትኽእሊ ምንባርኪ'ዩ...! ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጎኽን፣ ንስኺ ኣብቲ ናጻ ትኾንሉ ክትረኽብኒ ከለኺ፣ ኣነ ግና ንኽረኽበኪ ሓደው ግዜይ የጻብብ ሓደው ስርሐይ የቋርጽ ምንባረይ'ዩ...! ፍልልይ ኣብ ሞንጎይን ኣብ ሞንጎኽን፣ ኣነ መጠኑ ዝሓለፈ ከፍቅርኪ ከለኹ፣ ንስኺ ኣብ ልዕለይ መጠኑ ዝሓለፈ ንዕቀት ምንባርኪ'ዩ...!

ጣዕሳ الندم
ጣዕሳ الندم
Open In TikTok:
Region: EG
Friday 20 November 2026 15:49:12 GMT
2088
199
5
14

Music

Download

Comments

bobilove22
ሳዋ ታሪኻዊ ውሳነ📢🔔🇪🇷☝️🌍 :
We must all suffer from one of two pains: the pain of discipline or the pain of regret. Discipline weighs ounces, regret weighs tons. jim rohn ✍🏼 ጣዕሳ ኣብ ጊዜ ጌጋ ተፈጥሮኣዊ ድምጺ እዩ 🫵🏼💪🏼🤌🏾✍🏼🫶🏾🫂
2026-11-20 17:10:41
1
chekanaykonkun2
💘A&H❤️ :
kebid eyu abi kemzi mhilawi eti wisane gn entay eyu 🥹💔
2026-11-20 16:37:21
1
banner_______10
⏤͟͟͞͞★𝗕𝗔𝗡𝗡𝗘𝗥 ᵀ 10☄︎ :
Yba 🥺
2026-11-20 16:45:13
0
fufufufu951
Fufu ❤️🫀💫 :
❤️❤️🥰🥰
2026-11-20 16:51:39
0
tarik.teklay10
Tarik Teklay :
😢
2026-11-20 17:42:31
0
To see more videos from user @abibas.dostoevsky, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About