@ritas575: ኵሉ እቲ ንዓይኒ ባህ ዘብል መወዳእታ ናይ ልቢ ክኸውን ስለዘይክእል፥ ቅድሚ ኵሉ ንልብኻ ስራዕ! # ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ምረጽ... (ብሰረት) ኵሉ ኣብቲ መጀመርታ እትገብሮ ጥዑም ክኸውን ይኽእል እዩ፤ ጽቡቕ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ሕቶ ግን "ቀጻልነት ኣለዎ ዶ የብሉን፧" ዝብል እዩ! ስለዚ እቲ ኣብ መጀመርታ እትመርጾ ነቲ ዝቕጽል ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ጉዕዞኻ ዘይጐድእ ምዃኑ ንምርግጋጽ ዝዓለመ መጽናዕቲ ክህልወካ እቲ ዝበለጸ እዩ። ኵሉ እቲ ንዓይኒ ባህ ዘብል መወዳእታ ናይ ልቢ ክኸውን ስለዘይክእል፥ ቅድሚ ኵሉ ንልብኻ ስራዕ! "ህይወት ካብኡ እያ እሞ ቅድሚ ኵሉ ንልብኻ ሓልዎ" ከም ዝበሎ ጥበበኛ ሰሎሞን፥ ጉዳይ ልቢ ናይ ቀዳምነት ቀዳማይ ምዃኑ ዘይምዝንጋዕ! እቲ ብዓይኒ ዝረአ ግዝያዊ ባህታ ስለ ዝህብ ንዓይኒ ልቢ ክጋርድ ይኽእል እዩ። ስለዝዀነ ድማ ንውሽጥኻ ኮፍ ኣቢልካ፦ "እቲ ሕጂ ዘሎ ቀጻሊ ድዩ፧" "ጽባሕ ልበይ ዝዓግበሉ ድዩ ኸ፧" ዝብሉ ሕቶታት ሓቲትካ፥ መታን መወዳእታ ምዕራፍ ህይወትካ ጽቡቕ መዛዘሚ ክህልዎ ውሽጥኻ ነቲ ጥዑይ ምምራጽ ክኽእል ኣላምዶ! ምልምማድ ዘይፈትሖ ግድል ስለዘየለ ኣላምዶ—ተላመድ! #fyp #fyppppppppppppppppppppppp #ሓበሻ_ቲክቶክ🇪🇷🇪🇷☘🌿🇪🇷🌿🌿🌿 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

𝑟𝑖ሰብይቲ Jri🤥🤮😫
𝑟𝑖ሰብይቲ Jri🤥🤮😫
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 20 November 2026 22:14:57 GMT
2292
351
8
61

Music

Download

Comments

mebrat65
Mebrat :
ትክክል🙏🥰🥰🥰😥
2026-11-21 15:40:38
0
gebremedhinhaileyesus4
Gebremedhin :
🥰🥰🥰🥰🥰ሓቂ እዩ።
2026-11-21 10:39:16
0
yyyihhy
ልዋመይ🤍🫵🦋🫶(16🏖) :
።👌
2026-11-21 10:05:12
0
user185904175
መሪፀ ስቅታ :
🥰🥰🥰
2026-11-21 13:59:59
0
zipan.abera
Zipan Abera :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-21 10:12:56
0
user4712061760997
ሸገ ጋል ውቅሮ❤️💛✝️ :
🥰
2026-11-21 09:20:41
0
user74399103557634
ጓል ትግርይ :
🥰🥰🥰
2026-11-21 06:49:55
0
665544ga
ፀጋ ጓል ተምቤን :
🥰🥰
2026-11-21 14:21:17
0
To see more videos from user @ritas575, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About