@abdul_manan014: 🤍💫🌸❤️@SHEIKH @Usama sheikh

….ABDUL.MANAN….❤️🤍
….ABDUL.MANAN….❤️🤍
Open In TikTok:
Region: PK
Saturday 21 November 2026 04:18:21 GMT
297
73
11
3

Music

Download

Comments

sadiamehmood7
sadia mehmood :
mashallah ❤️
2026-11-24 21:33:13
0
ali.shyr7
Ali sher gujjar :
❤️🥰
2026-11-26 05:41:40
0
ali.shyr7
Ali sher gujjar :
❤️❤️❤️
2026-11-24 20:40:40
0
hussaintahir0000
Hussain :
❤️❤️❤️
2026-11-22 11:51:41
0
hassankhan..999
Hassan khan 786 :
💞💞💞
2026-11-21 19:09:04
0
frazking08
🔥 احمد فراز سندھو 🐺 :
🥰🥰🥰
2026-11-21 14:22:19
0
haider.khan.5669
Haider Khan 46 king :
🥰🥰🥰
2026-11-21 08:42:20
0
maan.malik779
Maan Malik :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-11-21 07:14:39
0
ābdullahmaliķ
Ābdullah Maliķ's Crockery :
❤️❤️
2026-11-21 06:47:53
0
dawood_ahmed_999
Dawood Ahmed 444 :
❤️❤️❤️
2026-11-21 05:36:24
0
adeelmalik_9t
𝘈𝘋𝘦𝘦Ł.𝘔𝘢ل𝘪𝘬🦁 :
❣️❣️❣️
2026-11-21 04:39:54
1
To see more videos from user @abdul_manan014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

💔 ድሌተይ ኣይነበረን! (ብሰረት) መዓስ ደልየ ካባኺ ክርሕቕ፣ መዓስ መሪጸ ምሳኺ ከይሕንቅቕ፧ ኣይነበረን ምርጫይ ናብራ በይንኻ፣ ፍታወይ መዓስ ኰይኑ ህይወት ተፈላሊኻ፧ ደይ ምስ ከፍኣኒ እየ ልበይ ምስ ቀሓረ... ተገዲደ እንዳኣለየ ምፍልላይ ሓርየ! ምስ ተቐየረኒ እቲ ብሩህ ገጽኪ፣ ምስ ጸላእኽኒ ምስ ተመነወኪ፣ ሸለል ምስ በልክዮ ንድምጺ ቃላተይ፣ ምስ ፈረድክኒ ክኸውን ንብሕተይ... ሻቡ እየ ወሲነ ርሑቕ ዓዲ ክነብር፣ ንሱ እዩ ምኽንያተይ ደገ-ደገ ክሓድር! እቲ ብሩህ ገጽኪ ጽውግውግ ምስ በለ፣ ጥዑም ልሳንኪ ቃላት ምስ ቀየረ፣ ምስ መንጠልክዮ ነቲ ምሉእ ስመይ፣ ምስ ረሳዕኽዮ እቲ ዘልመድክኒ መኽሰበይ... ካብኡ እንዳኣለየ ጀሚረ ክነብር ከም ሰበይ! ጓና ምስ ኰንኩ ኣብ ቅድሚ ልብኺ፣ ስመይ ንዘይምጽዋዕ ምስ ተወላወልኪ፣ ምስ ተጸንቀቐ እቲ ናይ ውሽጢ ፍቕርኺ፣ ልብኺ ምስ ገሸ ናብ ርሑቕ ማዕዶ... ሻቡ እንዳኣለየ ጀሚረ ንበይንነት ከግህዶ! ምስ ዘሓለ ምጥምማት ኣዒንትና፣ ምስ በረደ ሙቐት ሰውነት ኣካላትና፣ ትንፋስ ሙቐትኪ ካልእ ምስ ለመደ... ሽዑ እየ እግረይ ናብ ዝመርሓኒ ሓጽ ኢለ ከይደ! እቲ ብኣኺ ዝሓንቀቐ ልበይ... ከም ዘይትፈልጥዮ ጓና ምስ ኰንክዮ፣ ከም ጋሻ ጎረቤት ድንግርግር ምስ በልኪ፣ ምስ ተወላወለ ንምዝራብ ልሳንኪ፣ ቀባሕባሕ ምስ በላ ንዓይ ንዘይምጥማት ኣዒንትኺ፣ ኣነ ንኽወጽእ ምጽብባይ ምስ ኰነ ትጽቢትኪ፣ ምስ ኣረጋገጽኩ ካባይ ከም ዝሃደምኪ... ሽዑ እየ ማዕጾ ልዳትኪ ገዲፈልኪ! ቃንዛ ኣብ ልዕሊ ቃንዛ ምስ ተደራረበ፣ ቋንቋ ጓንነትኪ ኣባይ ምስ ዓለበ፣ እቲ ለዋህ ልበይ ምስ ኣድመኽዮ፣ ካባኺ ክርሕቕ ምስ ደፋፋእኽኒ፣ ኵሉ ብዛዕባይ ምስ ሰልቸወኪ፣ ንስግር ማዕዶ ዓዲ ምስ ኣርሓቕኪ...
💔 ድሌተይ ኣይነበረን! (ብሰረት) መዓስ ደልየ ካባኺ ክርሕቕ፣ መዓስ መሪጸ ምሳኺ ከይሕንቅቕ፧ ኣይነበረን ምርጫይ ናብራ በይንኻ፣ ፍታወይ መዓስ ኰይኑ ህይወት ተፈላሊኻ፧ ደይ ምስ ከፍኣኒ እየ ልበይ ምስ ቀሓረ... ተገዲደ እንዳኣለየ ምፍልላይ ሓርየ! ምስ ተቐየረኒ እቲ ብሩህ ገጽኪ፣ ምስ ጸላእኽኒ ምስ ተመነወኪ፣ ሸለል ምስ በልክዮ ንድምጺ ቃላተይ፣ ምስ ፈረድክኒ ክኸውን ንብሕተይ... ሻቡ እየ ወሲነ ርሑቕ ዓዲ ክነብር፣ ንሱ እዩ ምኽንያተይ ደገ-ደገ ክሓድር! እቲ ብሩህ ገጽኪ ጽውግውግ ምስ በለ፣ ጥዑም ልሳንኪ ቃላት ምስ ቀየረ፣ ምስ መንጠልክዮ ነቲ ምሉእ ስመይ፣ ምስ ረሳዕኽዮ እቲ ዘልመድክኒ መኽሰበይ... ካብኡ እንዳኣለየ ጀሚረ ክነብር ከም ሰበይ! ጓና ምስ ኰንኩ ኣብ ቅድሚ ልብኺ፣ ስመይ ንዘይምጽዋዕ ምስ ተወላወልኪ፣ ምስ ተጸንቀቐ እቲ ናይ ውሽጢ ፍቕርኺ፣ ልብኺ ምስ ገሸ ናብ ርሑቕ ማዕዶ... ሻቡ እንዳኣለየ ጀሚረ ንበይንነት ከግህዶ! ምስ ዘሓለ ምጥምማት ኣዒንትና፣ ምስ በረደ ሙቐት ሰውነት ኣካላትና፣ ትንፋስ ሙቐትኪ ካልእ ምስ ለመደ... ሽዑ እየ እግረይ ናብ ዝመርሓኒ ሓጽ ኢለ ከይደ! እቲ ብኣኺ ዝሓንቀቐ ልበይ... ከም ዘይትፈልጥዮ ጓና ምስ ኰንክዮ፣ ከም ጋሻ ጎረቤት ድንግርግር ምስ በልኪ፣ ምስ ተወላወለ ንምዝራብ ልሳንኪ፣ ቀባሕባሕ ምስ በላ ንዓይ ንዘይምጥማት ኣዒንትኺ፣ ኣነ ንኽወጽእ ምጽብባይ ምስ ኰነ ትጽቢትኪ፣ ምስ ኣረጋገጽኩ ካባይ ከም ዝሃደምኪ... ሽዑ እየ ማዕጾ ልዳትኪ ገዲፈልኪ! ቃንዛ ኣብ ልዕሊ ቃንዛ ምስ ተደራረበ፣ ቋንቋ ጓንነትኪ ኣባይ ምስ ዓለበ፣ እቲ ለዋህ ልበይ ምስ ኣድመኽዮ፣ ካባኺ ክርሕቕ ምስ ደፋፋእኽኒ፣ ኵሉ ብዛዕባይ ምስ ሰልቸወኪ፣ ንስግር ማዕዶ ዓዲ ምስ ኣርሓቕኪ... "ንዓኺ ይጥዓም" ኢለ እንዳኣለየ ገዲፈኪ! ኪንኡ ከይከይድ ማሕላ ትማሊ ዘኪረ፣ ኵሉ ሕማመይ ኣብ ውሽጠይ ጸይረ፣ ምስ ነብሰይ ቃል ኣትየ ምንም ከም ዘይኰንኩ፣ ንኽረጋጋእ ባዕለይ ንባዕለይ እናመኸርኩ... ከይስምዓኪ ከይትቕንዘውኒ፣ ብዘይ ድምጺ እንዳኣለየ ወጺአ ከምታ ዝረኣኽኒ! ሕጂ እውን ደሓን ኩኒለይ— ኣብ ዘለኽዮ ሰላምኪ ይብዝሓለይ! ኣይደልዮን'የ ክርኢ ዘይምጥዓምኪ፣ ኣእዛነይ ዕጹው እዩ ንምስማዕ ሓዘንኪ፣ ጓና ኣይኰንክን ኣብቲ ውሽጢ ልበይ... ፍቕርኺ ውቑጥ እዩ ኣብ ሰራውር ደመይ! ጓና ኣይኰንክን! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ፍቕሪ #ግጥሚ #ኮፒሊንክ

About