@usmi1111: ኣብዚ ቪድዮ ከም እንርእዮ ሰሎሞንን ዳሙራን ክልቲኦም ተመሳሳሊ ፖለቲካዊ ሓሳብ እዮም ኣቕሪቦም። ይኹን እምበር፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ንሓሳብ ዳሙራ ብሃይማኖቱ (ሙስሊም ብምዃኑ) ጥራይ ኣተሓሒዝካ ካሊእ ስም ምጥማቕ ፍጹም ስሕተትን ዘይፍትሓውን እዩ። እዚ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ጎንጺ ንምፍጣር ኮነ ኢሉ ዝተዓለመ ዘመተ እዩ። ክልቲኦም ፖለቲከኛታት እምበር ወከልቲ ሃይማኖት ኣይኮኑን፤ ስለዚ ዝኾነ ፖለቲካዊ ሓሳብ ብፖለቲካዊ መለክዒ እምበር፡ ሕብረተሰብ ንምፍልላይን ሃይማኖታዊ ጎንጺ ንምልዓልን ክውዕል የብሉን!" #damura #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #አክሱም
usmi1111
Region: ET
Saturday 21 November 2026 08:05:35 GMT
Music
Download
Comments
jomu :
አረ ስለ ሰላም እናውራ
2026-11-22 15:13:23
0
Usman Habib :
መተዓዛዘቢ እዩ
2026-11-21 08:07:13
1
self :
ሓቂ እንድዩ እንታይ ተጋጊዮም
2026-11-21 17:03:19
0
ti op :
tkkl
2026-11-22 07:57:40
0
1◾️Nesredin💧نصرالدين :
ብሓንቲ ዓይኑ ዝፈርድ ሓንቱ ከይጠፍኣ ኣይተርፍን!!
2026-11-21 13:26:35
1
user2525 :
ሰብ ልቡ ፀሊም ተኾይኑ ንሓቂ ሓሶት ንሓሶት ሓቂ እዩ ዝብል ምኽንያቱ ኩሉ ግዜ ተንኮልን ክፍኣትን ስለዝሓስብ እዩ
2026-11-21 16:14:22
1
bilubilalelala :
ሙስሊም ማህበርሰብ ንቃህ
2026-11-21 17:26:20
1
Etiooo Etio :
negerom zehawey
2026-11-21 08:14:34
1
ሸጋሉ ዕባይ 23 :
ህልዊ ኹነታት እዩ።
2026-11-22 09:21:25
0
use12334556 :
ትክክል እዩ ስርሑ ርክብሕዝቢ እዩ እና መንግስቲ ዝሓቦ ሓላፍነትብቅንእና ክኽውን አለዎ እምበር ተዘይድሕሎ
2026-11-22 16:08:50
0
user3879151901379 :
Ya, lk nachu Muslim hbreteseb gn ye hulum Christian hasab aidelem
ye tsnfengochu hasab new
2026-11-21 15:53:24
0
To see more videos from user @usmi1111, please go to the Tikwm
homepage.