@kidanzelalem: 🕯️ ብዙሕ ኰይንካሎም ክነስኻ... (ብሰረት) ምእንቲ ምእንተኦም ኵሉ ኰይንካ ክነስኻ፣ ወርቃዊ ግዜኻ ከም ዘይባኸነ፣ ውሽጥኻ ንዕኦም ከም ዘይኣመነ፣ ከም ሽምዓ ንብርሃኖም ከም ዘይመኸኽካ... ድንገት ተመሊቚካ ብኣኣ ይፈርዱኻ! እቲ ዓመታት እቲ ሰዓታት ምእንታኦም ከም ዘይተቓጸለ፣ ኣብ ጸሓይን ቍርን ከም ዘይተረኸብካሎም፣ ኣብቲ ሰብ ዝደለዩ ሰብ ከም ዘይኰንካሎም... ብናይ ሓንቲ ደቒቕ በታ ሓንቲ ጌጋ ተኣኻኺቦም ይድርብዩኻ ኣብ ማእከል ሜዳ! ከም ዘይነበርካ ስሊኦም እትሓሊ፣ ከም ዘይነበርካ ድሌታቶም እተለሊ፣ ንጕድለቶም ከም ዘይሸፈንካሎም... ሕጂ ይደፍኡኻ ተመኻኺሮም— ኣየ ሰብ 'ሰብ እዚ ከሓዲ፣ ትማሊ ረሲዑ ሓድሽ-ሓድሽ ዘናዲ! ሰኣን ልቦና ሰኣን ሰኸን... ብሓንቲ ጌጋ ዶ ንፈታዊኻ ይጭከን፧ ሕቡእ ድዩ ነይሩ ዘይተጋህደ፣ ኣመል ድዩ ትማሊ ዘየስተውዓልክዎ... ወይስ እምነት እዩ ንልበይ ኣዕዊርዎ፧ እዚ ዂሉ ጭካነ ከቢድ ውሳነ— ምተገብአ ዶ ንዓይ፡ ምተፈደኽዎ ዶ ኣነ፧ እዚ ዂሉ ኣሚነ ቅድሚ ነብሰይ ንሰብ ኣቐዲመ፣ እቲ ንዓይ ዘይኰንክዎ ንዕኡ ዀይነ፣ ጽባሕ እንታይ ይኸውን ከየስተብሃልኩ... "ብሰብ እዩ መኽሰብ" ውሽጠይ እናታለልኩ፣ ኪኖ ምዃን ኰይነሉ ክነሰይ... ኵሉ ሂበ ከሊአ ንነብሰይ— ግን እዚ ዂሉ ኰይነ እነሆ ጥልመት ተጐዚመ ዓስቢ ግርህናይ! እንተ ዝፈልጥ ነይረ ትማሊ እንተ ዝብል ቅድም ንዓይ፣ እንተ ዘስተብህለሉ ንጥልመት ክሕደት... ቅድሚ ዂሉ ነብሰይ እንተ ዝሰርዕ ሎሚ ኣይምረኣኽዋን ነብሰይ ኣብ ክሕደት! ግን እዚ እውን ትምህርቲ እዩ ንጽባሕ— ወሲደ ኣለኹ እቲ ዘድልየኒ፣ ተማሂረ እቲ ተበዳዓይ ጽባሕ ከይደግመኒ፣ ተመሳሳሊ ጌጋ ምእንቲ ከይፍጽም... ኰይኑኒ እዩ ዓቢ ትምህርቲ ከምቲ ናይ ሎሚ ጽባሕ እውን ከይደግም! ሽሕ ጌጋታት ተሰኪሞም ብሓንቲ ካብ ፈረዱኻ፣ ካብ ደለዩ ካብኣቶም ክትርሕቕ፣ ካብ ተጋህደ እቲ ተዂላዊ ባህሪ... እዚ ካብ ኰነ እቲ ናይ ውሽጢ ሰቦም— ረሓቕ እምበር እንታይ ክገብሩልካ ኢሎም! ንዝደለይኻ ክትደሊ እምበር፥ ንዘይደልዩኻ ናይ ምድላይ ግዴታ የብልካን! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ክሕደት #ንቕሓት #ኮፒሊንክ

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 21 November 2026 10:15:42 GMT
11086
736
20
81

Music

Download

Comments

miki2184
miki :
ኣነ ግን ሰብ ድዩ እዙወዲ እንታ ብጣዕሚ 10000 ዓመት ንበር ቃላት የብለይንዋ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
2026-11-21 16:53:07
1
acidawi
Acidawi :
Absolutely right
2026-11-21 19:59:27
0
fisahaa23
Sami. :
ዝገበርካ ግበር ካብ ደቂ ሰባት ምሉእነት ዝብሃል የለን 99.5% ጽቡቅ ምስ ትገብር ነታ 5% ዝጎደለት እዮም ዝጥምቱ it's A Natural of human bing!
2026-11-21 17:57:18
1
idris.osman.idris1
Idris osman 912 :
Exactly 💯💯💯
2026-11-21 18:19:36
1
user8136996810309
user8136996810309 :
ya 🥰👌
2026-11-21 17:23:50
1
weldeab1990
burkey10 :
fact
2026-11-21 14:39:03
1
user4468244104526
قدري بلا الون 🤞🤞 :
2026-11-21 16:51:58
1
ak.wedimaster
Ak Wedimaster :
Right
2026-11-21 17:03:38
0
never.give.up8669
King Lion 👑 :
👌
2026-11-21 16:01:08
1
nngux6
ጓል እንደርታ😇🌸 :
እህም
2026-11-21 15:42:11
0
nejah03
nejah03 :
🥰🥰
2026-11-21 13:43:14
1
user8291504104154
2pack :
2026-11-21 10:51:00
1
rhstifshaye
Rhsti Fshaye :
2026-11-21 11:03:01
0
ksabzsemreley3
ቐጻሊ 'ዩ🏃‍♂️⚔️ :
100-1 =0 𝑘𝑒𝑚𝑧𝑖 𝑚𝑠 𝑘𝑜𝑛𝑘𝑢 𝑒𝑦𝑒 𝑠𝑒𝑏 𝑥𝑒𝑙𝑖𝑎 𝑘𝑛𝑡𝑎𝑦 𝑘𝑜𝑦𝑛𝑒 𝑘𝑒𝑚 𝑧𝑟𝑎ℎ𝑎𝑞𝑘𝑢𝑘𝑎 𝑘𝑡𝑓𝑒𝑙𝑡 𝑛𝑏𝑠𝑘𝑎 𝑓𝑒𝑡𝑠ℎ𝑎 𝑏𝑒𝑑𝑙𝑘𝑎𝑛𝑖 𝑒𝑙𝑒 𝑎𝑦𝑧𝑎𝑟𝑒𝑏𝑒𝑘𝑢𝑚𝑢𝑛 𝑒𝑦𝑒 𝑦𝑞𝑟𝑟𝑒 𝑘𝑡𝑏𝑢𝑙𝑢 𝑒𝑤𝑛 𝑘𝑒𝑦𝑡𝑚𝑒𝑥𝑢🙌
2026-11-21 10:40:12
1
tedros.brhane55
00291 T&M ⚽🚲🫰🚲⚽ :
🥰🥰🥰
2026-11-21 17:39:35
1
user1681371785750
Meri Meri :
🥰🥰🥰
2026-11-21 15:31:06
1
robel93e
@R.o.b.e.l 🇧🇪 :
🥰🥰🥰
2026-11-21 12:56:13
1
antora2754
antora🇪🇷🇪🇷💪💪 :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Victory][Victory]
2026-11-21 12:15:19
1
3srkvb0460439883srkvb046
tokobiy :
🥰🥰🥰
2026-11-21 10:36:57
0
user4761807137869
كلووو لى خير 🥰 :
👌👌👌
2026-11-21 19:55:32
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About