@tigrayfirst37: ኣብ ኣፍሪቃ ቀዲሙ ክርስትናን እስልምናን ዝተቀበለ ህዝቢ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ምስ ኣፈላላዩ ንኣሽሓት ዘመናት ተኸባቢሩ ዝነበረ ህዝቢ እዩ። ሕዚ ግን ብኦህዴድ ብልፅግና ኣዝ ሞንጎ ተኸተልቲ ክልቲኡ እምነት ጎንፂ ንምውላዕ ኾነ ተባሂሉ ዝተተለመ ትልሚ ብዕሊ ንሰምዕ ኣለና። ዳሞራ ኣብ ገዳማትና መጥቃዕቲ ክፍፀም ኣዊጁ። 😡 ነዙይ ስዒቡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ብዝተፈላለየ መገዲ ዕላዊ መልሲ ሂባ ኣላ። መንእሰይ ኣብ ሃይማኖትካን መንነትካን ዝተኣወጀ ቅሉዕ ኩናት ምዃኑ ኣስተውዕል!! 👌 #share #copylink #respect #fpy #viralvideos
ጓል ሰብሓት 💪🏽 (TPLF)✊🏽
Region: IT
Saturday 21 November 2026 10:51:14 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @tigrayfirst37, please go to the Tikwm
homepage.