@kidanzelalem: 🫵 ኣብ ህይወት እቲ ዝቐለለ ጌጋ ካልኦት ምርኣይ እዩ... ኣጻብዕትኻ ናብ ካልኦት ምምልካት ቀሊል እዩ! ህይወት ከም ኣጻብዕትኻ ናብ ካልኦት ምምልካት ቀላል እንተ ትኸውን ነይራ ኵሉ ሰብ ሃብታም ምዀነ። ወዲ ሰብ "ኣነ" ምባል እዩ ዝኸብዶ እምበር "ንስኻ" ኢሉ ጌጋታት ካልኦት ምጽብጻብ ኣብ ኣፉ ዝተወቕጠ እዩ። ስለዝዀነ እዩ ድማ እቲ ሰኣን "ኣነ" ምባል ዝሓባእናዮ ናይ ገዛእ ርእስና ጌጋ ብውሽጢ-ውሽጢ ሱር ሰዲዱ ዝበልዓና! ኵሉ ሰብ ክጋገ ዝኽእል ምዃኑ እዚ ኣድማሳዊ ሓቂ እዩ። እቲ ዝቐለለ ግን "ኣነ" ምባል እንተ ዝከኣል እዩ ነይሩ፤ ምኽንያቱ ቀዳማይ ዕላማኻ ንስኻ ስለ ዝዀንካ ብዛዕባኻ ምዝራብ እዩ እቲ ንዓኻ ዝበልጽ ነይሩ! ንሓደ ፍሉጥ ስሙ ኣልዒልካ ካብ ምድግጋም ነቲ "ኣነ" ምባል ዘይተለምደ ለሚድካ ነብስኻ ምድሓን እዩ ዝሓይሽ ነይሩ። ነፍሲ ወከፍ ገዛኡ ምስ ዘጽሪ እዩ "ጽሬት ኣደ ጥዕና" ኢልካ ምጭራሕ ቅቡል ዝኸውን! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ንቕሓት #ብስለት #ኮፒሊንክ
ሰረት
Region: GB
Sunday 22 November 2026 12:26:38 GMT
Music
Download
Comments
melat4562 :
nay bhaqei[Pray]
2026-11-22 16:15:59
1
hiwet hkot👨👨 :
nay bhaqi👑👑
2026-11-22 12:55:19
1
john jo :
ዋው
2026-11-22 14:36:45
1
ERI*MO :
2026-11-22 13:47:07
1
07 Esheqai :
❤️
2026-11-22 15:22:17
0
Mike Tes. :
እዚ ናይ ድኹማት ሰባት ምልክት እዩ
2026-11-22 15:01:40
1
Kebax 🦍🤝 :
🤝🤝🤝🤝
2026-11-22 12:33:53
1
Ermias :
🥰🥰🥰🥰👌👌
2026-11-22 14:47:48
0
user8136996810309 :
🥰🥰🥰
2026-11-22 13:37:02
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.