@vendasinteligentes.shop: #tiktokshopbrblackfriday #tiktokshopbr1212

vendas inteligentes
vendas inteligentes
Open In TikTok:
Region: BR
Tuesday 24 November 2026 01:34:08 GMT
246
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @vendasinteligentes.shop, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ከምቲ ንጻዕሪ፡ ንዓወት ዝኸውን ግዜ እውን ኣሎ እዩ። ስለዚ፡ ሓንቲ መዓልቲ ብሓጎስ ኣእዳውካ ኣልዒልካ፡ ንነብስኻ ስለቲ ዝሓለፈቶ ከቢድ ጉዕዞን ዝጨበጠቶ ዓወትን ከተመስግናን ክትንእዳን ኢኻ። ኣብ ህይወት ብዙሕ ውረድ-ደይብ ስለዘሎ፡ ዘይተሓጎስካሎም መዓልትታት ኔሮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ምስ ነብስኻ ዝተማጎትካሉ እዋን እውን ኣይሰኣንን። እንተኾነ፡ ምስ ነብስኻ ምዝርራብ ኣካል ገምጋምካን ዕቤትካን ስለዝኾነ ኣይትጽልኣዮ። ልክዕ ከምቲ ኣብ እዋን ጸገም ንነብስኻ እትሓታ፡ ኣብ እዋን ዓወትካ እውን ንነብስኻ ምንኣድ ንዝመጽእ ስራሕ ዓቢ ምትብባዕ ምዃኑ ኣይትረስዕ። ንስኻ ውጽኢት ናይቲ እትብሎን እትገብሮን ምዃንካ ዘክር። ናብ ውሽጥኻ ሓያል ቃላት ብዝሰደድካ መጠን ትሕይል፤ ናይ ስንፍና ቃላት ብዝዘራእካ መጠን ድማ ትሰንፍ። ስለዚ፡ እዚ ድሕሪ ኣድካሚ ጉዕዞ ዝመጸ ዓወት፡ ፍረ ናይቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ፡ ትዕግስትኻን ብልሓትካን ምዃኑ ተረዲእካ፡ ከምቲ ምስ ካልኦት እትጽንብሎ፡ ምስ ገዛእ ርእስኻ እውን ጽንብል ግበር! #ሰረት #ምትብባዕ #ዓወት #ትግርኛ #tigrinyamotivation

About