@hafishow: 1,ኣብ ቅድሚ ኣዕሩኽቱ፣ ስድራቤቱ ወይ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣይተሕፍርዮ። 2,ምስ ካልኦት ደቂ ተባዕትዮ ኣይተነጻጽርዮ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ናቱ መንገዲ ህይወት ኣለዎ። 3,ኣብ ዝጋገየሉ እዋን ንበይኑ ጸውዕኪ ተዛረብዮ።እቲ ጌጋኡ ብፍቕርን ብህድኣትን እምበር ብጭድርታ ኣይትዛረብዮ። 4,ንጻዕሩ ኣድንቕዮ። ዋላ ንእሽቶ ዓወት እንተ ኾነ፡ ኣፍልጦ ሃብዮ። 5,ኣብ ዘይተዓወተሉ እዋን ኣይትንዓቕዮ። ኣብ ግዜ ጸገሙ ኣብ ጎኑ ኩኒ። 6,ምስጢራቱ ኣኽብሪ። እቲ ብምትእምማን ዝነገረኪ ነገር ኣብ ቅድሚ ካልኦት ኣይተቃልዕዮ። 7,ኣብ ቅድሚ ደቅኹም ኣይተዋርድዮ። ኣኽብሮት ኣብ ስድራቤት ካብ ወለዲ ይጅምር። 8,ሓሳቡ ስምዕዮ። ኣብ ውሳነታት ሓዳር ድምጹ ኣገዳሲ እዩ። 9,ኣብ ዝግደሰሉ ነገራት ኣቓልቦ ግበሪ። ንእሽቶ ዝመስል ነገር እውን ዓቢ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል። 10,ኣብ ግዜ ድኻሙ ኣበርትዕዮ። ሓደ ጽቡቕ ቃል ኣብ ከቢድ መዓልቲ ብዙሕ ክቕይር ይኽእል። 11,ኣብ ቅድሚ ሰባት ኣኽብርዮ፣ ኣብ በይንኹም ድማ ብሓቂ ምኸርዮ። Next ንደቂ ተብዓትዮ ክጽሕፍ እየ.... Follow ጌርኩም ተጸበዩኒ... 🤗✍️🙏 ✍️hafi show(the black writer 👍🏼 ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share , follow ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ🙏 እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹም ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናለይ link ኣብ profileይ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ። #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok❤❤❤❤ትግራይ❤️💛 #Wisdom #LifeLessons
Hafi show (black writer
Region: SD
Tuesday 24 November 2026 06:51:33 GMT
Music
Download
Comments
asma :
2026-11-24 19:34:05
1
gefer :
btami
2026-11-24 09:50:34
3
Chef Festa :
Lezeyeredeo mehab gn 🥺
2026-11-25 01:30:13
0
meluteklemikaeyel :
Okay 🥰
2026-11-24 22:42:04
0
ጸላም ልባ :
Wawww🫡🥺😌
2026-11-24 22:46:48
0
nasnetdiefet :
ok
2026-11-24 18:15:50
0
የራስዋ ወዳጅ👑 :
እሺ 🙏❤
2026-11-24 09:07:12
2
Hermon Tesfagergsh :
what about women's rules 🤔 😏
2026-11-25 01:49:35
0
Miryam :
U r right but this is also for husbands to the reverse.....
2026-11-24 19:02:34
2
Wedi🏴 Areza 💙s-y :
🥰🥰
2026-11-24 15:17:33
1
121412 :
🥰🥰🥰
2026-11-24 19:51:48
1
Selemon Tajebe :
🥰🥰🥰
2026-11-24 17:39:35
1
Tirhas Alem ወልዋሎ❤ :
👌👌👌👌👌👌
2026-11-24 16:42:45
1
Shushay Gebre :
🥰🥰🥰
2026-11-24 17:41:18
1
kulu nisenayey eyu :
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️
2026-11-24 15:26:07
1
muna :
👍👍👍👍👍👍👍👍
2026-11-25 04:33:03
0
ተመስገን ፈጣሪ 🙏🙏 :
🥰🥰🥰
2026-11-24 23:11:51
0
ዲኑ💞💞 ጋል ጉለምካዳ ስበይ 💕🫰🇻🇳 :
❤️
2026-11-25 02:19:27
0
galweyn5 :
☺️😘
2026-11-25 00:48:47
0
Mera Sweet :
🥰🥰🥰
2026-11-25 05:22:19
0
hyabey👑 :
🥰🥰🥰
2026-11-24 19:49:43
1
To see more videos from user @hafishow, please go to the Tikwm
homepage.