Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@yahrazaa:
yhraa
Open In TikTok:
Region: ID
Wednesday 25 November 2026 03:57:01 GMT
86
5
0
3
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.43MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.43MB
)
Watermark .mp4 (
1.43MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @yahrazaa, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
🚔⛓️Három hónap után visszakerült a börtönbe, négy bűncselekményt követett el egy éjszaka alatt…👀👇🏻 Forrás: Tolna Megyei Rendőr-főkapitányság #hungary #foryou #nekedbelegyen #fyp #news
Daredevil approves😈 Charlie Cox reacts to Jon Bernthal’s Punisher joining ‘Spider-Man: Brand New Day,’ praising his performance and calling his scenes “hilarious.” #CharlieCox #DaredevilBornAgain #NYCC #SpiderMan
#ሓፃር ሂወት ታሪኽ ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ሓጅ ማሕመድ ባሻይ ሻንቆ ነበለት ካብ ኣቦኦም ባሻይ ኣስማዒል ዳውድ ካብ እንኦም ወ/ሮ ዉባ ሙዛየነ ብዕለት 19/07/1935ዓ/ም ኣብ ወረዳ እምባስነይቲ ጣብያ ማይነብሪ ቁሽት ሓዱሽ ዓዲ ፍሉይ ቦታ ዓዲ ኣርጉዲ ዝተወለደ እንትከውን ኩነታት ኣታዓባብዮም ከም እቲ ኩሉ ወዲ ሓረስታይ ብሕርሻን ሞጎሰን ዝዓበዩ ብዓል ፍሉይ ተውህቦ ወላዲ ነይሮም። ሓጅ ማሕመድ ባሻይ ሻንቆ ነበለት ንዕድመ መርዓ ምስ ኣኸሉ ብ 1959ዓ/ም ምስ ወ/ሮ ፋጡማ ንሩ ሓሰን ስነ ስርዓት መርዕዖኦም ፈፂሞም።ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ብዓል ሓዳርን ብዓል 1ወዲ ተባዓታይን 3 ደቂ ኣነስትዮን ነይሮም።ኣብ ወረዳ እምባስነይቲ ብዘለዎም ተፈጥራዊ ዉህብቶ ልዑል ታራ ዝተፃወቱ እዮም ብፍላይ ድማ ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ኣብ ዕድመ ንእስነቶም ምስ ሞስሊም ይኹን ክርስትያን ፍሉይ ዝኾነ ዝምድና ከም ዝነበሮም ናይ ቀረባ ማሕዝቶም ይምስክሩ ።ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ብዝነበሮም ተፈጥራዊ ውህብቶ ፍሉይ ሕላገት ቁመት ኣብ ዝ\አበነ ሃፅይ ሃይለስላሴ 1964ዓ/ም 2.25ሴ/ሜ ንዉሓት ቁመት ብምሓዝ ካብ መላኣ ኢትዮ ጲያ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ሓለቓ ሓምሳ ማዓርግ ተዋሂብዎም ናብ ዋና ክብር ሓለዋ ወይ ድማ ዘብዐኛ ዝተሓረዩ እንትኮኑ ፍቕሪ ዓዶም ብምቕዳም ኣነ ኣብ ወዳ እምባስነይቲ ኣብ መሬት ዓዲ ኣርጉዲ ስገመይ ዘሪኤን ሓሪሰን እየ ዝቕመጥ ብምብል ንመንግስቲ ፃዊዒት ዘይኮኑ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ ወላዲ ነይሮም። ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ብ1966ዓ/ም ብትልሂትን መሳርሕታት ሕርሻ ብምስንዳእን ብምውዳድን ኣብ ዘበነ ሃፀይ ሃይለስላሴ ብብርኪ ኣውራጃ ቀዳማይ ደረጃ ሒዞም ኣብ ከተማ ዓድዋ ዝተሸለሙ እንትኮኑ ንዉድድር ናብ ኤሜርካ ንኽከዱ ተወዲእሎም ዝነበር እንትከውን ብምኽንያት ዘምዕሩይ ኩነታት ከይተዋዳደሩ ተሪፎም እዮም። ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ኣብ ባህላውን ሃይማናታውን ባዓላት ባህላዊ ትውፊታት ብምዕጃብ ዜማታት መንዙማ፣ዲቦን ፆሎት ብምሃብን ሓሳባት ብምፍላቕን ብምምንጫውን ክብረባዓላት ብዝደመቐ ብዓል ንክባዓል ሩኡይ ታራ ዝተፃወቱ ብዓል ፍሉይ ተውህቦ ወላዲ ነይሮም። ሓጅ ማሕመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ኣብ ዕድመ ንእስነቶም ኣብ ውሽጢ ወረዳ ይኹን ካብ ወረዳ ወፂኢ ንዝፍጠሩ ናይ ናይ ነብሲ ቅትለትን ከበድቲ ገበናትን ዋና ተፅዋዒ ናይ ወረዳ ሽማግለ ብምኾን ንልዕሊ 20ቅትለተ ነብሲ ዝዓረቁን ብርክት ዝበሉ ጎንፅታት ዝኣለዩ ሽማግለ ነይሮም። ሓጂ መሓመድ ባሻይ(ሻንቆ ነበለት) ኣብ ምምስራት ከተማ ነበለት ብሱላት ሓሳባት ብምፍላቅን ብምምንጫውን ምስ ከምኦም ዝበሉ ዓበይቲ ዓዲ ብምምካርን ከተማ ነበለት ናብቲ ሐዚ በፂሓቶ ዘላብርኪ ክትበፅሕ ልዑል ተራ ዝተፃወቱ ወላዲ ነይሮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝረኣዩ ፀገም መሰረተ ልምዓት ምስ ህዝቦም ተናቢቦም ናብ መንግስታዊ ትካላት ጥርዓን ብምቅራብ ፀገማት ወረድኦም ንክፍታሕ ለይትን ቀትርን ዝፅዕሩ ወላዲ ነይሮም። ሓጂ መሓመድ ባሻይ (ሻንቆ ነበለት) ብዝሓደሮም ሕማም ብዕለት15/03/2019 ዓ/ም ኣብ መበል 84 ዓመቶም ዓሪፎም። ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ብዕለት 16/03/2019 ዓ/ም ኣብ መካነ መቃብር ኣባዒሳሊሕ ዓዲ ኣርጉዲ ተፈፂሙ። ፍልፍል:-ባህልን ቱሪዝምን ወረዳ እምባስነይቲ#
Grab Hot Deals Shop your favorite items on Temu Click to get it! #Temufinds #Shoptemu #Temu
Хотел забанить @eto_manzarius на анархии ФанТайм (tt.funtime.su) но что-то не получилось... Видео рофл, своих не баним;) Играю с #pulsevisuals сайт pulsevisuals.pro #funtime #фантайм
Siêu phẩm trở lại | NGÀY CHƯA GIÔNG BÃO - Phan Mạnh Quỳnh | trích từ Concert ONCR UPON A CHOIR -SAIGON CHOIR #hopxuong #saigonchoir #viral #foryoupage #music
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy