@kidanzelalem: ማይክሮፎን መጋውሒ ድምጺ እዩ—ንድምጽኻ ድማ ዝያዳ ሓፍ የብሎን ክስማዕ ይገብሮን። ኵሉ ብማይክሮፎን ዝወጽእ ድምጺ ግን ዕዉት እዩ ማለት ኣይኰነን! ዓወት ኣብ ተግባር እምበር ኣብ ብዙሕ ምዝራብ ኣይርከብን እዩ። እንታይ ክትገብር ከም ዝዀንካ ዘይኰነስ እንታይ ጌርካ ምርኣይ እዩ ዘድልየካ! "ዝገብር ኣይነግርን" ይኹን ኣካይዳኻ። ብስቕታ እትገብሮ ነገር ንዓኻ ዓወት ንሰማዕትኻ ድማ ሃንደበት እዩ! ስለዝዀነ እዩ ከኣ ካብ ጸላእትን ዓንቀፍትን ዘድሕነካ። ጸላኢ ዂሉ ግዜ ኣብ መጕልሒ ድምጽኻ ተሓቢኡ እዩ ዝመጽእ—ሽዑ ከኣ እዩ ኣድብዩ ዘጥቅዓካ! ድምጽኻ ዓቂብካ ስራሕካ እንተ ጌርካ ግን ስራሕካ ብዘይ ዕንቅፋት ከም እተካይድ ጥርጥር የብሉን! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ስቕታ #ተግባር #ኮፒሊንክ
ሰረት
Region: GB
Wednesday 25 November 2026 09:48:39 GMT
Music
Download
Comments
k❣️o❣️b❣️r❣️a ለዋህ :
really
2026-11-25 20:39:57
1
ድጉል ሓዊ🏋️♂️🌎📢🔔🔰🍀🌿🇪🇷🌽 :
2026-11-25 15:02:48
1
aqli eyou ameley :
exactly
2026-11-25 09:54:07
1
Ben-tik tok :
ትክክል!
2026-11-25 11:41:43
0
🌴Wedi Gash halal 🌴 :
🤐
2026-11-25 11:56:17
1
Erdi Hadish :
really
2026-11-25 10:48:36
1
Rusom Mlue :
ya naibaqi
2026-11-25 20:50:51
1
ደጓዓለ ዓደይ :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-11-25 15:19:05
1
Azieb Kahsay :
🥰🥰🥰
2026-11-25 16:20:42
1
saye :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-11-25 13:16:22
1
user4215679543303 :
👍
2026-11-25 16:25:21
1
ፈቃር እዩ ልበይ :
❤️❤️❤️
2026-11-25 11:30:26
1
user8136996810309 :
🥰🥰🥰
2026-11-25 12:04:31
0
wake up titi 👸 :
🥰🥰🥰🥰
2026-11-25 10:26:38
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.