@english.nina: 3d animation facts #animation #facts #3d

English Nina
English Nina
Open In TikTok:
Region: BY
Wednesday 25 November 2026 12:49:27 GMT
4436
522
17
153

Music

Download

Comments

usrname137373
Пришелец :
наши так же делают
2026-11-25 13:25:08
71
a1636764
🪽 :
ого
2026-11-25 14:00:49
13
burmaldatudasuda
Burmalda :
Они «для себя это делают»
2026-11-25 15:05:09
1
rerree00
… :
По факту
2026-11-25 12:53:05
7
ganybeisenov6
GANYBEISENOV :
а еще говорят что мужчины закомплексованные😂😂😂
2026-11-25 15:03:12
3
reeetiw01
t :
Да
2026-11-25 12:51:05
1
stopro785
Stopro :
Я с ними одного вида мне страшно
2026-11-25 13:18:01
0
user5627048384124
Валентина :
[Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости][Слезы радости]🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥
2026-11-25 14:43:26
0
user8753839475068
user4252676914822877711611488 :
2026-11-25 14:38:10
1
nasvai126
NasVai𒉭 :
ебени какие то
2026-11-25 12:52:13
6
freemans2111
Freeman's 21 :
и ни одного комментария он баб🤣
2026-11-25 13:57:43
1
eufl40
Eu-Fl :
Да не , они это делают только для себя, губы и другие части тела накачивают тоже только для себя любимой..) И в клубы ходят они только ,чтобы потанцевать...☝️
2026-11-25 13:49:01
1
aliot720
Алиот :
тупые земляне
2026-11-25 12:56:07
1
lika.fangani99
🦋ლიკა🦋 :
[Смех одобрен][Смех одобрен][Лайк]
2026-11-25 13:24:48
0
timothypopkow
главный тролль интернета :
уже третий раз прошу рассказать про игру в снежки
2026-11-25 13:19:56
0
ebanascha0
Rⲁꪔⲁلⲁꪀ :
😂😂😂
2026-11-25 14:46:48
0
To see more videos from user @english.nina, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እዚ ታሪኽ፡ ሓደ ካብቲ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ስርዓት Eritrea🇪🇷 ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራ ዘውረዶ መሪር ዝኽሪ እዩ። ኣብ 2005፡ ካብ ሳዋ ናብታ ሓዊ ትተፍእ መዓስከር ዊዓ ተጓዓዝና። መጽለሊ ዘይብላ፡ ኣራዊት እኳ ዘይነብሩላ ሃሩር ቦታ! ብጻዕርና ዳሳት ሰሪሕና፡ ኣእማን ተሸኪምና፡ ባርነታዊ ታዕሊም ክንገብር ተገደድና። እቲ ዘስካሕክሕ ፍጻመ ግን ኣብኡ ኣይነበረን! ሓደ መዓልቲ፡ ብሰንኪ እቲ መሪር ስቓይን ስእነት ተስፋን፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ዝኾኑ መንእሰያት ካብቲ መዓስከር ብቀትሪ ክሃድሙ ፈተኑ። ብኡ ንብኡ ብረት ቀኒዑሎም ዝናብ ጥይት ወረዶም። ካብቶም ዝሃደሙ፡ ሓደ ስምኦን ወዲ ነጋሽ ዝበሃል፡ (ስድራቤቱ ኣብ ኣስመራ/መደበር ፍሉጣት ዝነበሩ) ትስፉው መንእሰይ ነበረ። ስምኦን ብፍጥነት ስለ ዝጎየየ፡ እቲ ዝትኮስ ዝነበረ ጥይት ክረኽቦ ኣይከኣለን። ሽዑ ግን... ሓደ ተመስገን ሳሙኤል (ወዲ መምህር) ዝበሃል ጨካን ኣዛዚ፡ ካብ ሓደ ወተሃደር ብረት መንጢሉ፡ ንስምኦን ዒላማ ብምግባር ብ
እዚ ታሪኽ፡ ሓደ ካብቲ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ስርዓት Eritrea🇪🇷 ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራ ዘውረዶ መሪር ዝኽሪ እዩ። ኣብ 2005፡ ካብ ሳዋ ናብታ ሓዊ ትተፍእ መዓስከር ዊዓ ተጓዓዝና። መጽለሊ ዘይብላ፡ ኣራዊት እኳ ዘይነብሩላ ሃሩር ቦታ! ብጻዕርና ዳሳት ሰሪሕና፡ ኣእማን ተሸኪምና፡ ባርነታዊ ታዕሊም ክንገብር ተገደድና። እቲ ዘስካሕክሕ ፍጻመ ግን ኣብኡ ኣይነበረን! ሓደ መዓልቲ፡ ብሰንኪ እቲ መሪር ስቓይን ስእነት ተስፋን፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ዝኾኑ መንእሰያት ካብቲ መዓስከር ብቀትሪ ክሃድሙ ፈተኑ። ብኡ ንብኡ ብረት ቀኒዑሎም ዝናብ ጥይት ወረዶም። ካብቶም ዝሃደሙ፡ ሓደ ስምኦን ወዲ ነጋሽ ዝበሃል፡ (ስድራቤቱ ኣብ ኣስመራ/መደበር ፍሉጣት ዝነበሩ) ትስፉው መንእሰይ ነበረ። ስምኦን ብፍጥነት ስለ ዝጎየየ፡ እቲ ዝትኮስ ዝነበረ ጥይት ክረኽቦ ኣይከኣለን። ሽዑ ግን... ሓደ ተመስገን ሳሙኤል (ወዲ መምህር) ዝበሃል ጨካን ኣዛዚ፡ ካብ ሓደ ወተሃደር ብረት መንጢሉ፡ ንስምኦን ዒላማ ብምግባር ብ"ተመልከተለይ" ርእሱ ወቒዑ ሸዊት ህይወቱ ቆጸዮ! 😭 እቲ ዝኸፍአ ጭካነ ግን ድሕሪ ሞት ስምኦን እዩ ነይሩ። እቲ ኣዛዚ (ወዲ መምህር)፡ "ንኻልኦት መምሃሪ ምእንቲ ክኸውን፡ ሬሳኡ ብቃሬዛ ጌርኩም ኣብ ኩለን ብርጌዳት ኣዝውርዎ!" ዝብል ዘስካሕክሕ ትእዛዝ ሃበ። #Eritrea #WiA #SadStory #HumanRights #EritreanYouth

About