@yaskama291: ክቡር ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ንኣብ ግብጺ ዝመደበሮም ኣምበሳደራት ኣባላት ሕብረት ኤውሮፓ ኣብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ን ህሉው ኩነታት ዞባናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ቀይሕ ባሕርን ከምኡ'ውን ኸሊጅ ዓደንን ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቢ። قدّم معالي وزير الخارجية الإريتري، السيد عثمان صالح، إحاطةً إلى سفراء الدول الأعضاء في الاتحاد الأوروبي المعتمدين لدى جمهورية مصر العربية، وذلك بمقر وزارة الخارجية المصرية، تناولت مستجدات الأوضاع الراهنة في منطقتنا، ومنطقة القرن الأفريقي، والبحر الأحمر، وكذلك خليج عدن.