Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@prayochr:
prayoo
Open In TikTok:
Region: ID
Thursday 26 November 2026 13:03:39 GMT
74
14
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @prayochr, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Petro sveikinimas! Petras geriausias! #lithuania #lietuva #foryou #petras #petrasdovydaitis #lietuviskasprikolas #lietuvostiktok #vilkaviskis #kvietiniaimiltai #pete #kaimas #kaimietis #legenda #suvalkija #dovydaitis #probleminis #kaledos #ziema #sventes #sveikinimas #smagu
RUNN before these are gone!! #pajamas #christmaspajamas #pjs #florencebymills #pajamaset
Distance brings peace, and I’m choosing peace. #creatorsearchinsights #sadquotes #moodquotes #motivation
Chấm mụn uy tín top serve lòng tuiii #chunhung #quangcao #goclamdep #larocheposay
ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ደሚቁ ክኽበር ይስራሕ ኣሎ። ==================================== በቢዓመቱ ሕዳር 21 ኣብታ መሰረት ስልጣነ ዝኾነት ቅድስትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣክሱም ዝኽበር ክበረ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣብዚ ዓመት እውን ብርክት ዝበሉ ምእመን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ መዚ መንግስትን ፈደራልን ክልልን፣ በፃሕቲ ዓድን ኣብዝተረኸብሉ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተሰኒዩ ብድምቀት ክኽበር እዩ። እቲ ክብረ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ዓለምን ዝመፁ ተሳተፍቲ በረከት በዓል ሕዳር ፅዮን ናብ ከተማ ኣኽሱም እንትኣትዉ ብዝግበር ያተዊ ኣቀባብላ ጋሻ ምሕፃብ እግሪ ጀሚሩ፤ ምጉብናይ ታሪኻዊ ስፍራታት፣ ዓውዲሪኢ፣ ምርኢታት ሃይማኖታዊ ወረብ፣ መድርኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ፣ ብሓፈሻ ንሃይማኖታውን ባህላውን ክብርታት ህዝብና ብዘንፀባራቅ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝብና ብዘሐይል ክኽበር እዩ። ስለዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዓለም እትርከቡ ወገናትና ኣካል እዚ ክቡር በዓል ክትኮኑ እንትንዕድም ገያሹና ዝህልዎም ፃኒሒት ሕጉስን ሰላማውን ክኾን፣ ናይ መጓዓዝያ ፀገም ውን ከይህሉ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ደ/ር ሓጎስ ኣብረሃ ሎሚ ኣብዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሓቢሩ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሚድያታት ቀጥታ ፈነወ ክሓልፍ እዩ። በዓል ሕዳር ፅዮን ብሓባር ኣብ ቅድስትን ታኻዊትን ከተማ ኣክሱም ነኽብር። ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy