@boqoraba__.deynile:

boqoraba 🥺deynile🩷🦢
boqoraba 🥺deynile🩷🦢
Open In TikTok:
Region: SO
Thursday 26 November 2026 20:38:52 GMT
17
38
3
0

Music

Download

Comments

nafiso.siidow
Nafiso Siidow :
🥰🥰🥰
2026-11-26 20:43:03
0
sabna.qurux168marayna
💫misis🕊munta🕊 :
🥰🥰🥰
2026-11-26 20:42:49
0
dayuudalkafmly
CAANKA :
🥰🥰🥰
2026-11-26 20:45:08
0
To see more videos from user @boqoraba__.deynile, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ህይወተይ እታ ዝበለጸትን ኣገዳሲትን ሰብ ኣደይ እያ! ኵሉ ነናቱ ብልጫ ክህልዎ ይኽእል ይኸውን፡ ኵሉ ነናቱ ደረጃ ዘለዎ እውን ክኸውን ይኽእል—እንተዀነ ግን ንኣደ ከርክብ ዝኽእል የሎን። ኣደ ኪኖ ናይ ብርዒ ቃላት ኣዝያ ፍልይቲ ሰብ እያ! ሰባት ከም ዘፍቅሩኻ ይገልጹ እዮም፡
ኣብ ህይወተይ እታ ዝበለጸትን ኣገዳሲትን ሰብ ኣደይ እያ! ኵሉ ነናቱ ብልጫ ክህልዎ ይኽእል ይኸውን፡ ኵሉ ነናቱ ደረጃ ዘለዎ እውን ክኸውን ይኽእል—እንተዀነ ግን ንኣደ ከርክብ ዝኽእል የሎን። ኣደ ኪኖ ናይ ብርዒ ቃላት ኣዝያ ፍልይቲ ሰብ እያ! ሰባት ከም ዘፍቅሩኻ ይገልጹ እዮም፡ "የፍቅረካ እየ" ኢሎም እውን ምሳኻ ይነብሩ እዮም፤ እንተዀነ ግን ፍቕሮም ከምቲ ኣዴኻ እተፍቅረካ ክኸውን ብፍጹም ኣይክእልን እዩ! ልዕሊ ማንም ሰብ ኣብ ዓለም እተፍቅር ኣደይ ጥራይ እያ። ንግሆ ካብ እትትንስኣሉ ሰዓት ጀሚራ ክሳብ ለይቲ እትድቅስ ብዂሉ መንገዲ እትከናኸነካ ኣደይ ጥራይ እያ። በሊዕካ እትጸግብ ኣይመስላን፡ ሰቲኻ እትረዊ ኣይመስላን፤ ኣዒንታ ኣባኻ ምስ ተተኽላ ዝረገጽካያ እናረገጸት ብዝተዓንቀፍካዮ ብምውዳቕ ኣብ ክንዳኻ ብምሕላፍ እትሓሊ ኣደ በይና እያ! መዓልታዊ ኣዝያ ብርቱዕ ስራሕ እናሰርሐት—ንስድራቤትና መግቢ ክትክሽን፡ ገዛ ከተጽሪ፡ ከምኡ እውን ደሃይ ነፍሲ ወከፍ ደቃ ክትገብር—እቲ ግቡእ ድቃስ ንምድቃስ እኳ ንነብሳ ዕረፍቲ ከይሃበት ምእንቲ ቤተሰባን ምእንቲ ደቃን መስዋእቲ እትኸውን ኣደ ጥራይ እያ! ካልእ ብቓል ክዛረብ ይኽእል እዩ፤ ብተግባር ግን ኣደ ጥራይ እያ እትገብሮ! እቲ ዝገርም ኣደ ምእንቲ ደቃ ዋጋ እትኸፍል ጥራይ ዘይኰነስ፥ ድኻም ክስምዓ ከሎ እኳ ፍሽኽታ እንተ ዘይኰይኑ ኣብ ገጻ ናይ ድኻም ምልክት ዘይተርኢ ፍልይቲ ፍጥረት እያ! ኣደ ፍቕራ ንጹህ፡ ለዋህን መወዳእታ ዘይብሉን እዩ። ንሳ እታ ዝበለጸት መሓዛን ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበት እታ ዝዓበየት በረኸትን እያ! ምናልባት ሰብ ካብ ሰብ ስለ ዝፈላለ ነናቱ ታራ ጽቡቕን ድኹምን ጐድኒ ኣለዎ ምባል ይከኣል እዩ—እዚ ኣብ ካልኦት ካብ ኣደ ወጻኢ ንዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ። ኣደ ይትረፍ ኣንስተይቲ ጓል ሄዋን፡ ኣንስተይቲ እንስሳ እኳ ኣብ ደቃ ኣይትዋገን እያ፤ ቀዲማ ትሓልፍ እምበር ውሉዳ ኣሕሊፋ በጃ እትገብር ኣይኰነትን! ኣደ ንዘልኣለም ንበሪ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ኣደይ #ፍቕሪ #ኮፒሊንክ

About