Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@tim.nh.bi01: Áo ghi lê #aogilechobe
Tiệm nhà bi
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 27 November 2026 14:19:07 GMT
179
2
1
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
5.12MB
)
Watermark .mp4 (
5.12MB
)
Music .mp3
Comments
Tình Nguyễn :
em có áo di le đẹp quá 🥰🥰🥰
2026-11-27 22:13:53
1
To see more videos from user @tim.nh.bi01, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
اعاده نشر↪️↪️ وشير متابعه الشاعر محمد حسين محمد موسى
👉🏾ኣብ ሕብረተ-ሰብ ትግርኛ፡ ብዙሕ ዘደንቕ ምስላታት፡ ቢሂላት፡ ተረኻብ ዘረባታት... ኣሎ። ገለ ካብቲ ምስላታት፡ "ዘይተፈስወ ኣይጭኖን!" ትብል ምስላ ወሲደ ክጽሕፍ። ከምቲ ኣቦዋት ዘልዎ፡ "ንወዲ ሰብ ተሃብካዮ ናቱ፡ ሰብ ይሕጎስ እዝጊ ይፈቱ!" እዩ'ሞ፡ ናይ ብሓቂ! ንሕና ውዳበ 'ማየኣ ሃገረ ሓማሴን፡' "ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ግብረ-ሶዶማዊ እዩ፡" ክንብል ከለና፡ ንጸለመ፡ ወይ ብጥንቆላ ኣልዕል ኣቢልና ኣይኮናን። እኹል ጭብጥታት ሒዝናን ኣሰኒናን ኢና ናቱ ንህቦ። 👍🏾እዚ ሰብኣይ ድዛረቦ ዘሎ ዘረባ 'ውን ስምዕዎ። ነቲ ንሱ ዝፈልጦ፡ ከምኡ 'ውን ንሕና ቀዲምና ክንብሎ ዝጸናሕና'ዩ ሓዋዊሱ ዝዛረቦ ዘሎ። ጹቡቅ ገበረ ድማ። 🙆ካልእ፡ ኣብታ ብብርሃነ ኣብርሀ ዝተጻሕፈት "ሃገረይ ኤርትራ" እትብል መጽሓፍ፡ ግብረ-ሶዶማዊ ኢሳይያስ፡ ምስ ዓሊ ዓብዱ ምስጢራዊ ርክብ ከም ዝነበሮ፡ ካብ ገጽ 96 ክሳብ ፍርቂ 99 ኣስፊርዎ'ሎ። ዓሊ ዓብዱ ማለት፡ ጀበርቲ ኾይኑ ንኢሳይያስ ዝድይቦ ዝነበረ'ዩ። ዓሊ ዓብዱ፡ ቅድሚ ገለ ዓመታት ካብ ኢሳይያስ ሃዲሙ ኣብ ሃገረ ኣውስትራይላ ዝቕመጥ ዘሎ ኾይኑ፡ ምህዳም ዓሊ ዓብዱ ተራ ምህዳም (ማለት ከም ቶም ካልኦት ዝሃደሙ) እንክንሱ፡ ኣሻቡ ግብረ-ሶዶማዊ ኢሳይያስ ግና፡ ፍሉይ ነገር ከም ዝተረኽበ፡ ምህዳም ዓሊ ዓብዱ ምስ ሰምዐ ብፉሉያት 'ሓይሊ ጸጠትኡ' ኣቢሉ፡ ንሲልሃም ጋል ዓሊ ዓብዱ ካብ ሱዳን (ካርቱም) ጨው'ዩ ንኤርትራ ከም ትኣቱ ጌሩ። ክሳብ ሎም ድማ ኣብ ትሕቲ ፉሉይ ሓለዋ ቁጹጹሩ ሓይሩዋ ኣሎ። ካብዚ ንወስዶ ነገር እንተሎ፡ ሹት'ዩ! ናይ ብሓቂ ሹት! ዓሊ ዓብዱ፡ ብዛዕባ ምስጢር ርክብ ክልቴና ገለ እንተ'ኢልካ፡ ጋልካ ከስእነካ'የ ዝዓይነቱ ሹት። ዘገርም'ዩ! ዋና ጽሓፊ ኢሳይያስ ነበር፡ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ዝብሃል ኦሮሞታይ 'ውን ነይሩ። እዚ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፡ ከም ዓሊ ዓብዱ፡ ፍሉይ ርክብ ምስ ኢሳይያስ ጥራሕ ዝነበሮ ኾይኑ፡ ካብ መፋርቕ 70'ታት ኣትሒዙ ኣብ ሱዑድያ ዝቅመጥ ዝነበረ እዩ። ምስጢር ርክቡ ኽኣ ምስ ኢሳይያስ ጥራሕ። ምስ ናጽነት ሃገርና'ዩ ጠቕሊሉ ንሃገርና ኣትዩ። ኦሮሞታይ ኣልኣሚን 'ውን ሓደ ካብቶም ምስ ኢሳይያስ ዝተሓኻኾር ዝነበረ እዩ። 🤦🏾♂️ሓደ ሕጂ ሱሙ ዝረሳዕክዎ ናይ ሱዳን ብዓል ስልጣን ነበር 'ውን፡ "ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ተራኺብና፡ ኣውጊዕና ነናብ መደቀሲ ክፍልና ምስ ተፋነና፡ ኣብ ሄቴለይ፡ ንበይነይ ኣብ ዓራተይ ደቂሰ ከለኹ፡ ኢሳይያስ ንበይኑ እዋን ዘይብሉ ይመጸኒ ነይሩ፡" ክብል ተዛሪቡ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። ኢሳይያስ ግብረ-ሶዶማዊ ሙኻኑ ዝቐርቡ ጭብጥታት ኣዝዮም ብዙሓት'ዮም። ናይ ብሓቂ 'ውን ግብረ-ሶዶማዊ እዩ። ሓኾርቱ ብዙሓት እዮም። ናይ ወጻኢ ብዓል ከሰላ፡ ፖርት ሱዳን፡ ዓደን የመን፡ ርያድ ሱዕድያ፡ ሶማል ኣብ ግዜ ቃልሲን ድሕሪ ቃልስን ገዲፍና፡ ናይ ሃገርና ጥራሕ ክንሪኢ እንተኼና፡ 👇🏾 ✔️ምስ ዓሊ ዓብዱ። ✔️ምስ ኣወል ስዕድ። ኣውል ስዒድ ንባዕሉ ኣብ ሽወደን ኣለዎ። ንሽወደን ገሽሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ዝርኣናዪ ቪዶታት ኣሎ። ካልእ 'ውን ኣወል ምስ ኢሳይያስ ርክብ ቀቅድሚ ምጅማሩ'ዩ ናይ ሓሶት መርዓ ተመርዕ'ዩ። ይኣይ! "ንዓይ ነንጭዋስ ኣብ ሎቖታ!" ድያ ዝበለት ኣንጭዋ፡ ካብኡስ ምርዑው'የ ንኽብሃል እዩ። ✔️ምስ ሲዒድ ኣንዋር ዝብሃል ተዋስኣይ። ድሕሪ ምማቱ ንሓደ ጀነራል ሃገር ከማን ዘይውሃብ ክብሪ ሂቡ ዝቐበሮ። ✔️ምስ ወዲ ገረወይና ዝብሃል ናይ ዓዲ ዓረብ መሳርርቱ፡ ኣብ ኣስመራ፡ ህዝቢ ዘየረከቦ ቤት-ጽሕፈት ዝኣክል ረጥሪጡ፡ ምስ ወዲ ገረወይና ሰኺሩ ንበይኑ ክጉንባሕ ይሓድር ከም ዝነበረ። ✔️ኣብ ጋሽ ባርኻ፡ ኣብ ከባቢ መዓስከር ሳዋ፡ ሓደ ካብ እንዳታት ቀቢላታት "ብዳዊት፡" ዋህጅ ዝብሃል ሰብ ይሓኹሮ ከም ዝነበረ'ሞ፡ ዓሻ ጎልጎል ወሲዱ ፍልይቲ "ቱዮታ" ዝዓይነታ መኪናን ሹጉጥን ከም ዝሃቦ፡ ኣብቲ ኸባቢ "ሹቕ ጀዲድ" ዝብሃል ቦታ 'ውን ሓላፊ ጌሩ ከም ዝሸሞ። ✔️ኣብ ባጽዕ ዝርከብ ሆቴል፡ ንበይኑ ምስ ሱዳናውያንን ካልኦትን ክዕንድረሉ ይሓድር ምንባሩ። ክንደይ ክንብሎ፡ ግብረ-ሶዶማውነት ኢሳይያስ ገና ኣብ "ጀብሃ" እንከሎ ዝለመዶ ተግባራት እዩ። ብዙሕ ጭብጥታት እዩ 'ውን ዘሎ። ሓደ ክርድኣና ዘለዎ ግና፡ ኣብ ርእሲ'ዚ ኹሉ ተዘርዘረትን ዘይ ተዘርዘረን ጭብጥታት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርና፡ ኢሳይያስ ግብረ-ሶዶማዊ ምኻኑ ትሒም ትሒም ይብሃል እዩ። ሰብ ትሒም ትሒም 'ውን ሓቆም'ዮም። "ዘይተፈስወ'ዶ ይጭኖ ኾይኑ!" ፈሳዊ ኣሉ ቀጣን እንተ'ዘይ'ሉ። እቲ ዘሕዝን ግና ሎሚ፡ ኢሳይያስ ንባዕሉ ግብረ-ሶዶማዊ ኮይኑ ከይሓልፍ፡ ኣብዛ ቅድስቲ ሃገረና ሃገረ ካህናት፡ ጠቢባን፡ ፍላስፋታት፡ ጽሓፍቲ፡ መደርቲ፡ ምድረ ዉርዙይ ሕብረተ-ሰብ፡ ዓዲ ደብረ-ቢዘን ዝኾነት ሃገር፡ ብመልክዕ ፊልምታት፡ ቤት-ማእሰርትታት፡ ንነዊሕ ዓመት ሰብኣይ ካብ ሰበይቱ ብምፍልላይ፡ ወዘተ. በዝን ካልእን ዝኣመሰለ ኣጋባብ ጌሩ፡ ግብረ-ሶዶማውነት ኣብ ሃገርና ከስፋሕፍሖ ይሰርሓሉ ምህላዉ እዩ። 👉🏾ስለዚ፡ ብድጋመ ናይ ባዕሉ ባዕሉ ይፈልጥ፡ ኣብ ሃገርና፡ ኣብ ማእከል ሕብረተ-ሰብና ግና፡ ነዚ ብፈጣሪን ሰብን ይቕረ ዘይብሃሎ ጽዩፍ ተግባር ግብረ-ሶዶምውነት ከየስፋሕፍሖ ምእንቲ፡ ክንዓግቶ ኣለና። ብዓቢኡ 'ውን ጉዳይ ቁጠባናን ሃገራዊ መንነትናን። ዓወት ንውዳበ ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን (ማየኣ)።💪🏾 #ሓበሻ_ቲክቶክ🇪🇷🇪🇷☘🌿🇪🇷🌿🌿🌿 #ኤርትራዊት🇪🇷 #tegaru_tiktok #eritreantiktok🇪🇷habesha #eritreantiktok
boa noite vida 😭🔥 || @loud_coringa || #loud #loud_coringa #loudvictor #loudgg #loudcoringa #fyp #fypシ゚ #edit #bts #army #armylover #btsarmy #tainacosta 𝘜𝘱𝘭𝘰𝘢𝘥 𝘔𝘦𝘵𝘩𝘰𝘥 @.kuronai
My ego 👑 #ego #ثقه_بالنفس #جنون_العظمة #team_fav🏹🦅 #fyp
#onthisday
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy