@ghada_486:

خواطر العتيبي 👑
خواطر العتيبي 👑
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 28 November 2026 19:31:29 GMT
652
37
2
7

Music

Download

Comments

s_w.p77
꧁𓊈𒆜 سمــو الذات 𒆜𓊉꧂ :
🌸🌸🌸
2026-11-28 19:33:39
0
heart_35
𝖍𝖊𝖆𝖗𝖙 ❤️ A :
😌😌😌
2026-11-28 20:36:32
0
To see more videos from user @ghada_486, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ደሚቁ ክኽበር ይስራሕ ኣሎ። ======================== በቢዓመቱ ሕዳር 21 ኣብታ መሰረት ስልጣነ ዝኾነት ቅድስትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣክሱም ዝኽበር ክበረ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣብዚ ዓመት እውን ብርክት ዝበሉ ምእመን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ መዚ መንግስትን ፈደራልን ክልልን፣ በፃሕቲ ዓድን ኣብዝተረኸብሉ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተሰኒዩ ብድምቀት ክኽበር እዩ። እቲ ክብረ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ዓለምን ዝመፁ ተሳተፍቲ በረከት በዓል ሕዳር ፅዮን ናብ ከተማ ኣኽሱም እንትኣትዉ ብዝግበር ያተዊ ኣቀባብላ ጋሻ ምሕፃብ እግሪ ጀሚሩ፤ ምጉብናይ ታሪኻዊ ስፍራታት፣ ዓውዲሪኢ፣ ምርኢታት ሃይማኖታዊ ወረብ፣ መድርኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ፣ ብሓፈሻ ንሃይማኖታውን ባህላውን ክብርታት ህዝብና ብዘንፀባራቅ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝብና ብዘሐይል ክኽበር እዩ። ስለዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዓለም እትርከቡ ወገናትና ኣካል እዚ ክቡር በዓል ክትኮኑ እንትንዕድም ገያሹና ዝህልዎም ፃኒሒት ሕጉስን ሰላማውን ክኾን፣ ናይ መጓዓዝያ ፀገም ውን ከይህሉ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ደ/ር ሓጎስ ኣብረሃ ሎሚ ኣብዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሓቢሩ።  እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሚድያታት ቀጥታ ፈነወ ክሓልፍ እዩ። በዓል ሕዳር ፅዮን ብሓባር ኣብ ቅድስትን ታኻዊትን ከተማ ኣክሱም ነኽብር።

About