Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@bobokel2:
нурбек
Open In TikTok:
Region: KG
Monday 15 August 2022 11:07:13 GMT
80
12
1
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
5.81MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
5.81MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
нурбек :
🤣😂
2022-08-16 16:05:28
0
To see more videos from user @bobokel2, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
@anitta #anitta #anittacy #equilibrivm #sucessoprofissional
Here to Slay and Warriors and Druids expansion! #teeturtle #unstableunicorns #dungeonsanddragons #cardgames #boardgames
No One Saw This Coming! Gheghe Secretly Marries the Love of His Life 💒🥹
ምሩጽ ብህሎ እዩ። ሓቂ ድማ እዩ። ሰብ ኣብ ውሽጡ ዝተደጎለ ሓይሊ ከምዘለዎ እንተተረዲኡ፣ ካብቲ ዝግምቶ ንላዕሊ ሓያል ምዃኑ ንምርዳእ ኣይሽገርን'ዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>> ኣብ ጉዕዞ ህይወት ብዙሕ መሰናኽላት የጋጥሙና እዮም። ሓድሓደ ግዜ ተስፋታትና ዝተጸንቀቑ መሲሉና፣ ኢድካ ንምሃብ ዝደርኽ ኩነታት ንሓልፍ። ግን ወርቂ ብሓዊ ሓሊፉ ከም ዝኹላዕ ዘይምርሳዕ። ========= እቶም ፈተናታትን ማሕለኻታትን እዮም ነቲ ዝሓየለ ሰብ ኣባኻ ዝቐርጹ'ሞ ተጠቐመሎም እምበር ካብኦም ኣይትህደም። >>>>>>>>>>>>>>>> ሓደ ሰብ ብጉዕዞ ሳህራ ሓሊፉ ናብ ምዕራባዊ ሃገራት ምስ በጽሐ፣ ኣብ ተዛማዲ ሰላምን ውሕስነት ናይ ምንባርን እናሃለወ ፡ ምንባር ህይወት ከመይ ክኸብዶ ይኽእል፧ ጉዕዞ ሳህራ ካብቶም ዝኸበዱ ፈተናታት ህይወት እዩ። ጸምኢኻ ዝስተ ዘይትረኽበሉ፣ ጠሚኻ ዘይትበልዓሉ 'ንርእስኻ'ውን መጽለሊ ዘይብሉ ምድራዊ ስኢኦል ኢዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>> ስለዚ ካብዚ ዓይነት መከራ ሓሊፍካ ናብ ዝብላዕ፣ ዝስተ፣ መጽለሊ፣ ትምህርቲን ስራሕን ዘለዎ፣ ቦታ ኾይንካ ምምራር ናይ ጥዕና ከምዘይኮነ ምርዳእ ኣገዳሲ ኢዩ። እቲ ዝወሓደ ገድሊ ህይወት ዘለዎ ምስቲ ምድሪ ሲኦል ተነጻጽሮ እንተሃሊኻ 'ኣብዚ እዩ እቲ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ዘድሊ። ================= እቲ ዝኸበደ ሓሊፍካ ኣብቲ ዝፈኸሰ ፈተና ህይወት ዘለዎ መድረኽ ኢኻ ዘለኻ። ስለዚ ምልስ ኢልካ ምስ ውሽጥኻ ተላዘብ። እቲ ዘሎካ ብቕዓት'ውን ተጠቐመሉ። ሽዑ እቲ ዝደመቐ ብርሃን ኣባኻ ከምዘሎ ክትርዳእ ኣይክትሽገርን ኢኻ። ================ ኩሉ ነገር ኣብ ኣተሓሳስባ እዩ ዝጅምር። ርሑቕን ቀረባን ዝበሃል ኩሉ ግዜ ብጂኦግራፊያዊ ርሕቀት ኣይልካዕን፤ ብዕላማን ብእምነትን እዩ ዝልካዕ። ስለዚ ነቶም ዝገጥሙኻ ፈተናታት ከም ኣካል መስርሕ ህይወት ተቐበሎም። ካብቲ ዝገጥመካ ማሕለኻ ንላዕሊ እቲ ኣባኻ ዘሎ ውሽጣዊ ሓይሊ ከምዝዓቢ ተረዲእካ ጉዕዞኻ ቀጽል። ================= ከምቲ ወለድና ፦ "ዓይኒ ሃካይ ብርኪ ሻባይት።" ዝብልዎ። ብዓይንኻ ትርእዮ ነገር ርሑቕ ክመስል ይኽእል ኢዩ፣ ብብርኽኻ ግን ኩሉ ተበጻሒ እዩ። ስለዚ፣ "ኣይክእልን እየ" ኣይትበል። "እኽእል እየ" በል። ብርክኻ ድማ ናብ ዕላማኻ ከብጽሓካ ኢዩ። ኣይመስለኩምን ደቂ ዓበይቲ፧ #Red #sea
@anitta #anitta #anittacy #equilibrivm #musicas #famosas
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy