@mohammedyoussef90.k:

الحياة مدرسة استاذها الزمن
الحياة مدرسة استاذها الزمن
Open In TikTok:
Region: TN
Wednesday 26 April 2023 14:55:09 GMT
18499
453
0
48

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @mohammedyoussef90.k, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ገዳም ማርያም ዲቦ 🛐⛪ =====++++ ፃውዒት ዕድመ ካብ ሙራደ ቃል ወምዕራገ ጸሎት ደብረ ደናግል ሓድነት ገዳም ማርያም ዲቦ ኣፅቢ ወምበርታ። እዚ ቤተ ክርስትያን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ #ሰንበት ሰነ 21 ብድምቀት ክኽበር እዩ። ዲቦ ማለት
ገዳም ማርያም ዲቦ 🛐⛪ =====++++ ፃውዒት ዕድመ ካብ ሙራደ ቃል ወምዕራገ ጸሎት ደብረ ደናግል ሓድነት ገዳም ማርያም ዲቦ ኣፅቢ ወምበርታ። እዚ ቤተ ክርስትያን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ #ሰንበት ሰነ 21 ብድምቀት ክኽበር እዩ። ዲቦ ማለት "ዲበ" ካብ ዝብል ቃል ዝተወሰደ ኮይኑ ዲበ ማለት ድማ "ልዕሊ ኩሉ፣ ክቡር ማለት እዩ"። በዚ መሰረት ማርያም ዲቦ ክቡር ቤተ ክርስትያን ናይ ማርያም ማለት እዩ። ገዳም #ማርያም #ዲቦ ካብ ከተማ #ውቕሮ 42 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ #ኣጉላዕ 46 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ሓይቂ መስሓል 28 ኪ/ሜ፣ ካብ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ንኣንፈት ምብራቕ ኣስታት 10ኪ/ሜ ርሒቁ ኣብ ዝርከብ ጣብያ ቃልኣሚን ቁሸት ፉሉይ ቦታ ብደኒ ዴስአ ተከቢቡ ዝርከብ እንትኸዉን ኣብ መበል 6ይ ክፍለዘበን 515 ዓ/ም 600 ሞነክሰያት ከም ዝተሰረሐ፣ ኣብ 523 ዓ/ም ብሃፀይ ካሌብ ገዳም ንምኳን በቂዑ። ብ537 ዓ/ም ወዲ ሃፃይ ካሌብ ቀፂሎም ብዝመፅኡ ንጉስ ሃፃይ ገብረመስቀል ካብ ኣኽስም ታቦት ናይ ማርያም ሒዞም መፂኦም ንመበል ካልአይ ግዜ ተገዲሙ እዩ። ትርጉም ዝርከበሉ ቦታታት፥ ✅ ወምበርታ ማለት ''ምእራገ ፆሎት መምበረ ጌታ (ወምበርታ)'' ✅ ቃል ኣሚን ብሽም ጀግና ስዉእ ተጋዳላይ ቃል ኣሚን ወይ የኋላሸት ገ/መድህን/ኣልኣሚን ወይ ድማ ሕጂ ጁፋር ዝተሰየመ፣ ✅ ቦሖለ ዓፋርኛ ቋንቋ ኮይኑ "ቦሖ" ማለት ዕንፀይቲ "ለ" ማለት ድማ ማይ እዩ። ዕንፀይትን ማይን ዝበዝሖ ከባቢ ማለት እዩ። ✅ዓይማሎ ማለት ከዓ እቲ ቤተ ክርስትያን ክስራሕ ከሎ መድሂንኣለም ብኣንበሳ ኣምሳል ዓይሙ ተገሊፁ፣ ተራእዩ ማለት እዩ። በዚ መሰረት ድማ ኩሉ ኣማኒ እዚ ክርስትና ኣብዚ ሰሙን ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ሰነ 21 ክትህውፁን በረኸት ክትካፈሉን ሰበኻ እቲ ጉባኤን ተወለድቲ ዓዲን ዕድመ ፃውዒት ቀሪቡ ኣሎ። ____ [ፎቶ ካብ ናይ Goyteom ፋይል ]

About