@akelawi65: 🌿💙

ኣከለ-𝑏𝑜𝑦💙🕊
ኣከለ-𝑏𝑜𝑦💙🕊
Open In TikTok:
Region: CH
Thursday 03 July 2025 17:21:18 GMT
82583
5781
223
659

Music

Download

Comments

samitu6
መ'ር ኣሚት 🥷 :
ኣቦይ ነጋሽ ባይሩ & ኣቦና ገረመድህን ብስራት ጀጋኑ ደቂ ዓጋመና ❤️
2025-07-03 19:36:23
21
user8359872705380
ወዲ ስብሓት ኤፍሬም :
ሰለሙን ጻሃየ ድዩ ሓቀይ🤔🤔
2025-07-03 17:33:20
8
merhawi048
መራ ተስ/ኤል :
ናይ ኣቦታተይ ማሰ እዚ ወሎዶ እዚ ዝትክእስ ይርኢ የለኩን ክዕቀብ ዝግብኦ ናይ መጀርያ ማሰ ኣብ ሎጎ ሳርዳ ዝብሃልዓዲ ብፈለክና ዝብሃሉ ሰብኣይ ኣቦይ ጣዓመ ደስታ ዓዲ ገለባ ብተባህለ ዘኪሮም ቅድሚ 150 ዓመት ክሳብ ሕጂ ቀዳመይ ማሳ ኣብ ኤርትራ ንኣፍልጦ 💙💙💙💙
2025-07-03 20:23:46
10
user5349281783771
ኣፈወርቂ ኪዳነ (ሓላል ) :
💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙ኣቦታትና ኮ ፉሉያት ኢዮም ነይሮም ጽብቅ ታሪኽ
2025-07-03 18:03:08
7
mera19454
Mera 🇺🇸 :
Wwww አቦታትና ጭዋታት 🥰🥰🥰🥰🥰
2025-07-04 18:07:43
2
user292612823759
ሂወት ተስፋ እያ :
እንታይ አለዎ ጊዜ ሎሚ ሰደት ጥራይ ኮይኑ ገዜና የመልሶ
2025-07-04 04:09:59
2
user90721610534233
ምስ ሰባት ከለካ ዉን ይጽምወካ ዩ :
ባባ ሰለሙን ክቡርን ግሩምን ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
2025-07-03 21:08:00
3
009725783491ola
susu :
ኣቦና ጅግና🤴🧠🦅💐💐💐💐 ኣከለና ጀጋኑ ኣቦታትና ድኣ ብኩሉ ጀጋኑ እዮም እኾ ኤርትራ ብዘይ ኣለከ ዘሮ እየ
2025-07-06 23:09:01
1
abiman005
Åቢ 𝐁𝐥𝐚𝐜𝐤 B̊o̊ẙ🥷💙🦅 :
ኣቦይ👑💙🌿
2025-07-04 07:06:30
1
user5626883557071
ጸበል ዓዲ ሽሩም :
ፈቲኹም ጸሊእኹም ግን እታ ወያል ባንዴራ ኣብዚ ኣላ ከመይ ደኣላ እዛ ጉዳይ
2025-07-03 21:26:48
4
meksebmeda1
God is Love :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰 abonan weladinan edmen tenan yhabka fetari
2025-07-04 07:47:07
2
merguzi1
merguz1 :
abe meakel ertra mexi mexi kony wedi akeal 🥰🥰🥰🥰🥰
2025-07-03 17:47:02
4
tesfalem.solomun3
Tesfalem Solomun :
💯 nay bhaqie unique
2025-07-03 19:19:47
1
sa9736i
ሳ𝑚𝑖 🌿🍓 :
𝑏𝑎𝑏𝑎 𝑠𝑒𝑙𝑦𝑒 👑
2025-07-04 10:08:06
2
chann8945
ደቨንገረ :
who is this guy
2025-07-04 09:00:50
1
user402560035037
hailat :
አታ ዘይጽገቭ ባህሊ አድና ዛንታ አቦታትና ንውሉድ ወለዶ ክማሐላለፍ ዝግቡኦ እዮ
2025-07-22 13:01:17
0
abshaywaga
off on :
#ሓሳዊ
2025-08-02 21:53:56
0
filimontemesge
fili 🙄ኩሉ ለባም ኣነ ጥራይ ባሃም። :
ደቂ ዓጋመ እኾ ንፍለ እና ኣከለ ከዓ ዓጋምነቶም ዝካሓዱ ተጻረፉ እስከ
2025-09-03 01:34:02
0
tewodros.girmay
Tewodros Girmay ♓️ :
ናዝመፅሓፍ ርእሲ 'ባ?
2025-08-07 07:43:48
0
user2603416177755
ወዲ ባራይ :
አታ እንዳ አቦና እኮ ካብ እንዳ ሲሂን እኮ እዩ
2025-08-17 08:38:09
0
king_of_the_sea_01
ባሕሪ ነጋሲ :
ኣቤት እዚ ትግርኛና እኮ ክጥዕም። ኣስተማቅርዎ እሞ 🥰🥰🥰🥰💯💯💯
2025-11-02 12:15:17
0
sanchuwediokbey
w/okbay mahder 💙💙💙 :
ኣየ ኣከለ ጀጋኑ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-07-04 11:08:35
0
To see more videos from user @akelawi65, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About