Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@d_k_ma1: سيت جدر مورد السعر 28,000 فقط داخل مجمع دكمة العنوان 🏛️ - تكريت - القادسية - نهاية شارع الكراج متوفر خدمة توصيل لجميع المحافظات للأتصال او الاستفسار على الرقم: -07779283532 -07748103449 #مجمع_دكمة_للمنزلية #تكريت #مواد_منزلية #جدر
مجمع دكمة للمنزلية
Open In TikTok:
Region: IQ
Wednesday 06 August 2025 19:18:44 GMT
2389
51
4
9
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.7MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.53MB
)
Watermark .mp4 (
3.59MB
)
Music .mp3
Comments
Ahmed~🖤. :
♥️♥️
2025-08-06 19:24:26
1
روؤف ال كراعي 💸 :
🥰
2025-08-06 19:43:27
0
Amed :
🔥🔥🔥
2025-08-06 19:22:34
0
الأمير :
🥰
2025-08-16 17:11:59
0
To see more videos from user @d_k_ma1, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#foryou #viraltiktok #islamic_video #reels #wazifa
Let's look at the lovely story of Civil Service Hospital. Built with China aid, it shows what people-to-people friendship looks like in everyday healthcare. Hear from the hospital medical staff and patients. 🇨🇳🇳🇵 #ChinaAid #CivilServiceHospital #FirstSeasonOfSnowlandOneHeart #China #Nepal
Đẹp
Mimi pie #Typh #typh #crispytyph #crispytyphmimi #mimi #Mimi #lovemimi #Mimityph #mimityph
Daud Janiii #foryoupage #jani #for #foryoupage
ክልተ በበይኑ መወዳእታ ዘለወን ናይ ህይወት ጕዕዞ ኣብ ቅድሜኻ ኣለዋ—ናይ ልምዓትን ናይ ጥፍኣትን፡ ናይ ምዕባለን ናይ ውድቀትን፡ ናይ ጥበብን ናይ ዕሽነትን! ፈሊጥካ ዲኻ ተደናጊርካ፡ ብዕሽነት ድዩ ኣስተውዒልካ—ኣብዘን ክልተ ጫፋት ኣሎኻ። እቲ ዝገርም መወዳእታኻ ኣብዘን ክልተ ምርጫታት እተመርኰሰ ምዃኑ እዩ! እምበኣር ደው ኢልካ ሕሰብ እሞ ናበይ ከም እትኸይድን ነየናይ ከም እትመርጽን ወስን። እቲ ሎሚ እትውስኖ ንሱ ምዃኑ ምስሊ ጽባሕካ ኣስተብህል። ይመስለና እዩ ነገራት ብኣጋጣሚ ዝፍጠሩ፡ ኵሉ እቲ ኣብ ህይወትና ዘጋጥም ውዱእ ጽሑፍ ምዃኑ! እንተዀነ ግን ሓደ ንጥፍኣት ሓደ ንልምዓት፡ ነቲ ሓደ ንፍልጠት ነቲ ካልእ ንዕሽነት እተጻሕፈሉ መጽሓፍ የለን! ነፍሲ ወከፍ ሰብ ብገዛእ ምርጫኡ እዩ ምስሊ መጻኢኡ ዝቐብእ! ሰኸን ኢልካ ከተሕልፋ ዝነበረካ ሕርቃን ሕሱማት ቃላትካ ልቢ ሰብ ዝሰበሩ፥ ስለ ዘይተዓገስካ ደኣ እምበር ከምኡ ንኽትብል ስለ እተጻሕፈልካ ኣይነበረን! ስለዚ ክትቅይሮ ንእትኽእል ኣብ ምርጫኻ ንዘሎ ምትዕርራይ "መለኮታዊ ጽሑፍ" ጌርካ ኣይትእመኖ! "እንተ ደልየ ከምዚ እንተ ደልየ እውን ከምቲ ክኸውን ኣብ ምርጫይ፡ ኣባይ፡ ኣብ ኣተሓሳስባይ እዩ ዘሎ" ኢልካ ነቲ ክውንነት ተቐበል—ምኽንያቱ እሱ ስለ ዝዀነ እቲ ሓቂ! ኮፍ ኢልካ ኣብ ገዛ ክትውዕልን ወጺእካ ተዛዊርካ ክትምለስን ኣብ ፍቓድካን ኣብ ምርጫኻን እዮም ዘለዉ፤ ትጥቀመሎም ዶ ወይሲ ንትህኪት ከም ጽሕፍቶ ትቕበሎ እዩ እቲ ሕቶ! ብዙሕ ግዜ ጣዕሳ ዝመጽእ ኣብቲ ረጊእካ ደው ኢልካ ብዘይ ምሕሳብ እተገብረ ውሳነን ድኽመትን እዩ። ወዲ ሰብ ብዙሕ ናይ ምግባር ዓቕምን ክእለትን ዘለዎ እዩ—ዓቕሚ ከም ዘለዎን ኣብ ኢዱ ምዃኑን እንተ ኣሚኑ! ስለዚ ንምኽኣል ክትነብር መገድኻ ኣለሊ—መገዲ ጥበብ ወይ ዕሽነት፡ መገዲ ህንጸት ወይ ውድቀት! እዚኣተን ኣብታ ደው ኢልካ ሓሲብካ መገድኻ ምልላይ እየን ዝርከባ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ምርጫ #ንቕሓት #ኮፒሊንክ
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy