@michelllekwon:

michelle kwon 𐙚₊˚⊹ᡣ𐭩
michelle kwon 𐙚₊˚⊹ᡣ𐭩
Open In TikTok:
Region: US
Tuesday 02 September 2025 03:12:30 GMT
6165
467
2
23

Music

Download

Comments

socheachheng4
Sochea Chheng :
♥️♥️♥️
2025-09-02 04:27:14
0
stephenlee235
stephen lee :
😍😍😍
2025-09-02 15:09:52
0
To see more videos from user @michelllekwon, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ᴀʙʀᴀʀ_ᴍɪsᴛɪʀ_ᴋʟɪᴛᴇɴᴀ 🎶🎧    ድቕድቅ ጸልማት ከሎ እኮ'ዩ
ᴀʙʀᴀʀ_ᴍɪsᴛɪʀ_ᴋʟɪᴛᴇɴᴀ 🎶🎧 ድቕድቅ ጸልማት ከሎ እኮ'ዩ "እስከ ድረፈለይ"በለትኒ። ኣብ ደረተይ ተተርኢሳ ዱግ_ዱግታ ድምጺ ልበይ እናድመጸት፣ ብስምዒታውያን ቃላታ ደጊማ "ድረፈለይ" በለትኒ፣ ኣፍንጫይ፣ ኣብ ኣፍሮ ጸጉራ ከም ፍልሖ ሸጒጠ ኩልንትናኣ ሸተትክዎ። "ሃኒ ናተይ" ነብሰይ ኣዝይማ" በለትኒ ደጊማ። ... ክደርፍ ጀመርኩ። ድምጸይ ካብ ጎሮሮይ ክወጽእ ከሎ፣ ኣብ ኣፍ ልበይ ዝዀነ ኖታ ኣሎ። ዝተዓፈነ ሮጒድ ድምጺ። ንባዕለይ 'ውን ኬፍ ክህበኒ ጀመረ። . . ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና ከይከውን ዑና ክሳብ እዋን ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምና ንካልእ [ኣይትንገሪ] 3) ምስጢር ክልቴና። ልበይ ሰፊሕ'ዩ ማህደር ናይ ምስጢር ሕማቕን ጽቡቑን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁር ሓሳብ ከይሓዘኒ ክገልጾ ብቓለይ ገንጺልኪ 'ንብብዮ ብዝርዝር ሓሰበይ።(2) ምንም 'ንተዋህለልኩ መደነቒ ቃላት ንዓኺ ኣይበቅዕን'ዩ ዘለኒ ሓሳባት ገሊጽካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኺ ዘለ'ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ቦታ። (2) . . ...ስቕ ክብል ከለኩ ኣይተፈለጠንን። "ዝያዳይ ኣይተቋርጽ...እባ ቀጽል በለትኒ። ሰብነታ እሳት ተቐይሩ...ጉሂሩ። ልበይን ልባን ከም ናይ ሽላን ክራር ተወጢሮም፣ "ማዓረየየ" ኣዜሙ። ብሓሳብ ...ዝን በልኩ። ብሃሰሰ ለባም ልዕል ቢላ ከንፈረይ ስዓመትኒ። ጣዕሙ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣፈይ ኣሎ። ብቕጽበት ናብ ክቢ ሰራሓትኒ። ልክዕ ከምዚ...()..ወይ.. ድማ...0..ከም'ዚ። ተገጣጢምና። ...ብታሕቲ ኰይና፡ ፍርናሽ ንምስንጣቕ ትለፍዕ'ላ...ንታሕቲ። ኣንስታዊ ቃና ሕሽኹትኣ ኣብ እዝነይ እናፍሰሰት "እፈቅረካ'የ" ትብለኒ'ላ። . . . ኣነ እንታይ ኣእተወኒ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #eritreantiktok #creatorsearchinsight #fyp

About