@katseyeslvvr: I need her so bad I fear || #meganskiendiel #meganskiendieledit #katseye #foryoupage #fyp

𝕒𝕟𝕤𝕝𝕖𝕪
𝕒𝕟𝕤𝕝𝕖𝕪
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 01 October 2025 23:00:07 GMT
463706
75653
172
2524

Music

Download

Comments

daniagh45
✨Dania✨ :
She’s 16. I thought she was 24.
2025-10-05 05:04:41
504
liz_jdon
Mey :
2025-10-03 02:14:48
1883
hello28477
hello28477 :
Best edit I swear
2025-10-02 10:57:43
68
thebigboss_416
s4turn🪐🍂🎃 :
broooo dis is so UNDERRATED ATEEEEEE
2025-10-02 10:05:58
3434
annakasgf_edits
Monseଓ :
MEGAN X BOYFRIEND I LOVE IT [happy]
2025-10-01 23:09:55
852
mael.pyou
Maël.Pyou :
2025-10-03 08:42:37
301
niinamms
nina :
LOVE heree (she is my bias)
2025-10-03 04:14:33
474
theocnh
Olivia ☆ (Rodrigo’s version) :
16 ?????
2025-10-03 23:25:13
6
nat_82752573
N💋 :
she’s so fine bro
2025-10-03 21:07:46
105
elisabeta.not.beta.123
Elisabeta :
2025-10-02 19:47:33
131
akos_ironic
Akos ᗢ :
there was no closet bsfr
2025-10-03 15:11:28
17
hi1572_
Notforyou10 :
Me when Megan🔥
2025-10-03 17:46:58
109
imjustnobodyss
Nobody✨ :
2025-10-02 16:49:36
60
roses_are_adri
Adri :
2025-10-03 21:26:53
15
_tayfey
_tayfey :
2025-10-04 06:13:01
14
userhankblink12
Thean❤︎★ :
2025-10-03 14:30:01
14
aiuda._gg
Indiaa :
2025-10-03 05:20:37
23
isabellamosquera123678
its.isaaa🧿 :
2025-10-06 20:21:56
5
katvseyes
𝓔 :
she’s so pretty bro
2025-10-03 21:29:34
5
w1shb0nec0nan
⚓ :
inlove w the edit and with Megan
2025-10-03 05:47:32
7
coztheyekonn
🐬∙𝒸ℴ𝓏𝓉𝒽ℯ𝓎ℯ𝓀ℴ𝓃∙🐬 :
THIS IS SO SO SO SO SO SO SO SOOOOOOOOOOOOOOOO UNDERRATEDDDDDDDDD!🩵
2025-10-03 15:33:52
8
daniiiicagovenderrrr
daniiii. govender⎊ :
Meghan REPOSTED 4 HOURS AGOO
2025-10-04 18:15:42
80
auroremutesi
𝓐𝓾𝓻𝓸𝓻𝓪 :
So good!!!
2025-10-01 23:40:28
31
lxnx865
LG ྀ :
Oml i luvvv this edit😍😍
2025-10-03 17:57:55
7
To see more videos from user @katseyeslvvr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብእዋኑ ዝነቀወ ዝብኢ ኣይሕድረንን ፡ ኣዛብእ ሃንጎሪማታት  ብፃድቃንን ኣብራሃም በላይ ዝተመደቡ  ናይ ዓድና ውክልና ዘይብሎም ብራሪያታት ኣንፃሮም ንተዓጠቅ ። ዝብኢ ኣብ ዘይዓዱ ከይዱ ማእሲ ኣንፅፉለይ በል ዝባሃል ከምዚ ዓይነት ነውራም ተግባር  እዩ፡ 1/ ወዲ ሳምረ ኮ/ል ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ጡሙይ መራሒ ገሩ ዝሾመ ፃድቃን ፀይቂ  ኣብ ሽረ ዳግማይ ምግበይ ባሮንቱ ሕንጉጋይ ዘቀመጦ ምካኑን  ፡እዚ ግን ሕልሚ ደርሆ እዩ። ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ኣብ ስርቂ ወርቂ  ኣብ ምድላይን ገዛ ገዛ እንዳፈተሸ  ናይ ሰረቅቲ ደቂ ዓድዋ ኣሰር ዝክተል ነውራም ኣብ ዘይዓዱ ክሰርቅ ዝመፀ ወራሪ ንባዓል ኮ/ል ካሕሳይ በርሀ(ብላክ)  ወዲ ኣባት ሽረ ናብ ካሊእ ቦታ  ሰዲድካ ንጥሙያት ደቂ ካሊእ ዓዲ ክሰርቁ ምቅማጥ ብሒዩኡ ክነወግዶ ግዴታና እዩ ከም ባዓል፡ 1/  ኣረጋይ ኣየለ  ድማ ዋና መሳርሒ ኮይኖም ተሓሪዮም ኣለዉ ። 2/ ሻለቃ ሓዱሽ ወ/ገብርኤል እውን ነቶም መናእሰይ ንከይመፁ ጎጉሓፎም ብምቅማጥ ኣብ መንጎ ደቂ ሽረ ጎነፅ ንምፍጣር ኮ/ል ሰለሙን ተስፋይ ለይትን ቀትርን ኣብ ምስራሕ ተፀሚዱ ይርከብ ኣሎ ። 3/ ከም ባዓል ኣሊጋዝ መኮነን፡መ/ር ሓዱሽ ሃይለ ፡ኣብራሃለይ ኣበራ እውን ብምስሌነ ኣቀሚጦም ኣፈላላይ ኣብ ደቂ ኣባት ሽረ ብምፍጣር ሽረ ድማ በቶም ጡሙያት መጤ ኣለይቲ ጎንፂ ብምምሳል መዝመዝቲ ሽረ ንምካን ዝተተሓዘ መደብ እዩ፡ስለዚ ነዞም ዓጁሳትን በላዕቲ ጫትን ሰተይቲ ሽጋራ ፀላኢቲ ደቂ ኣባት ሽረ ማለት ሽረ ብወዲ ሽረ ትመራሕ ዝብል ንምፍራስ እዮም ንክጥቀመሎም መደብ ሒዙ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ፡ ድሕንነትን ስለ ናይ ህወሓት ሰባት ዘቀመጥዎም ዑጡቃትን ስርዓትን ሓንቲ ማዓልቲ እውን ኣበይ ኣለው ኢሉ ኣይፈልጥን ኣብ ስርቅን ዘረፋን ብቀጥታ ብምእታዉ ካብ ከተማ ሽረ እንዳ ሥላሴ እውን ቀፂሉ ናብ ኣኩሱም ፡ዓዲ ግራት ፡ተንቤን ዓቢይ ዓዲ ፡መቀለ ክቅመጥን ክሰርሕን ኣይተራኣየን  ኮ/ል ሶሉሙን ተስፋይ እቲ ዕላማ ንሽረ ንምውራር ምስ ኩሎም ወንጀለኛታት ናይ ህወሓት ሃፋትም  ብምካን 200 ሽሕ ብር  ጉቦ  እንዳተቀበሉ ኢስቫተራት መሬት ሽረ ምድረ በዳ ንምግባር ፡ከሚካል ዳግማይ ንምፍሳስን ዘረፋን ማዓት ወረርቲ ኣሰሊፉ የሕልፍ ኣሎ ፡ህዝቢ ሽረ ነዞም ዓዶምን ዓውዶም ዘይፍለጡ ኣንፃሮም ተላዓል ዓድካ ትውረር ኣለካ ። 2/ ግርማይ ራምሶን ወዲ ራያ እንታዲኡ ኣለዎ ክሰርቅን ገዛ ገዛ ወርቅን ሃፍትን ክብርብሩ ይውዕሉን ንዘረፍትን ሰረቅቲ ሰብ ሃፍቲ ኢና ዝብሉ ወንጀለኛታት ኢስካቫተራት  200 ሽሕ ብር ጉቦ እንዳ ተቀበለ የሕልፈንን መሬትናን ፡ህዝብና ፡ተፈጥሮና ንምብራስ እልፊ ወፍ ዘራሽ  ይሰርሑ ኣለዉ ።  3/ ገሬ ወዲ ሓውዜን ዝፍለጥ እውን ሓደ ወዲ ለማኒት እውን ኣብዚ ናይ ዘረፋን ወራርን መስርሕ  እዮም ዝከዱ ዘለዉ። ነዞም እራያት  ድሕሪ ሓደ ሰሙን ኣድላይ ስጉምቲ ክንወስደሎምን ደመኛታት ፀላእትና ብዘይፍቃድና ኣብ  ዓድና መሬትናን ሃፍትና ንክውረር ዝሰርሑ ዘለው ካብ  ጉጅለ ዓድዋ ዝከፍኡ እዮም።  ከይፀመደ ኣንጎደ ዝባሃል ከምዚ እዪ ። መንእሰይ ሽረ ዓድካ ባዕልካ ተማሓድር እዚ ተፈጥሮኣዊ መሰልካ እዩ ፡ንክብሪ ዓድካን ሰበይትካን መሬትካን ግድን ዋጋ ክትከፍል ቅዱስ ተግብር  እዩ ። እዞም ዘረፍቲ ሰለስቲኦም ብፃድቃን ፀይቂ ዝተመደቡ ዘረፍቲ እዮም።   #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳  #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷  #habeshantiktok🇪🇷🇪🇹  #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹

About