@ghoiljmmnj66: #خناقة_جعفر_العمدة #خناقة_جعفر_العمدة_مع_كارم_فتح_الله

الاصايل
الاصايل
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 03 December 2025 11:38:34 GMT
231702
4551
21
74

Music

Download

Comments

shahria.r1
𝒔𝒉𝒂𝒉𝒓𝒊𝒂𝒓 :
اللحظه اليه طول رمضان كنا مستنينها😂😂
2025-12-03 20:07:59
4
abdokech52
Abdo Kech :
كمل
2025-12-03 13:37:06
1
zaen9977
🐥 H 💜 :
صعبان عليا تبو شوقي 😔
2025-12-14 07:00:56
1
hossam.mohamed794
𝓔𝓛𝓗𝓞𝓞𝓢🕸🖤 :
@شَِۿݛَِيُِاَِاَِݛَِ Shahriar:اللحظه اليه طول رمضان كنا مستنينها😂😂
2025-12-03 20:37:07
1
ghouma.ghouma6
Ghouma Ghouma :
❤❤❤
2025-12-15 07:47:35
1
ghouma.ghouma6
Ghouma Ghouma :
❤️❤️❤️
2025-12-15 07:48:08
1
ghaliya81
غالية :
🥰🥰🥰
2025-12-13 10:27:10
1
alahm3dsal3h
صالح كاظم الأحمد :
🇸🇦🥲🥲🥲🥲
2025-12-13 20:40:59
1
mohmaedyoussef5
ابوحنين شقاوة :
🥰🥰🥰
2025-12-10 21:58:12
1
mohamed.abdallah0253
Mohamed Abdallah :
🥰🥰🥰
2025-12-13 12:55:15
1
user76114145483725
ام حمد :
🥰🥰🥰
2025-12-08 22:06:34
1
user8217410990298
🦅الحاكم دار المغربي🦅⚔️🫡 :
🥰🥰🥰
2025-12-06 14:06:53
1
user3075810933522
𓄂ა⎽ɹ̤ჺ⎽ᘗɺใᘓɹ̇ɹ̣ใ᯾ :
♥♥♥
2025-12-06 16:19:53
1
user69827968147490
سامح ابو عليان :
🥰🥰🥰
2025-12-05 10:31:28
2
user2506263015183
user2506263015183 :
😝😝😝
2025-12-05 18:08:34
1
user62137567193984
حمد البغيض :
👌👌👌
2025-12-05 00:13:43
1
shahriar6505
مملكة الرقص الشرقي 🔥🌹 :
🥰🥰🥰
2025-12-03 20:02:25
1
ahmid5671
عمار😘🥰❤️❤️ :
❤️❤️❤️
2026-01-05 18:14:15
0
hussainkamal0
Hussain Kamal :
❤️❤️❤️
2025-12-14 15:11:43
0
user2963753623818
حمو الطيخا :
🥰🥰🥰
2026-07-07 14:31:26
0
user2506263015183
user2506263015183 :
rda 😝 🤩 😝 🤩 😝 🤩 😝 🤩 😝
2025-12-05 18:08:31
1
To see more videos from user @ghoiljmmnj66, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣየናይ እዩ እቲ ቅኑዕ ጎደና፧ ተኸኣኢልካ ምስ ሰባት ምንባርዶ ወይስ ነፍስኻ ክኢልካ በይንኻ ምንባር፧ ክልቲኡ ነናቱ ጽቡቕ ዘለዎ መርገጺ እኳ እንተኾነ፡ ኣብቲ ምምራጽ ዘድልዮ ግዜ ግን ሓደ ምምራጽ ኣገዳሲ እዩ። ልክዕ እዩ፡ ተኸኣኢልካ ምስ ሰባት ምንባር እኳ ናይ ገዛእ ርእሱ ዝህቦ ጥቕምን ኣገዳስነትን እንተሃለዎ፡ እንተኾነ ብዋጋ ነፍስኻ ግን ክኸውን የብሉን! ኣብ መወዳእታ ምስ ሰባት ነበርካ በይንኻ፡ ናይ ህይወት ፍርዲ ብውልቕኻ ስለዝኾነ፡ ምስ ነፍስኻ ተላዚብካ ነፍስኻ ክኢልካ ምንባር ቀዳማይን እቲ ዝሓሸን ምርጫ ምዃኑ ኣየካትዕን። ጣዕሚ ህይወትን ሓርነትን ብቐጥታ ምስቲ ብውልቕኻ ትኸዶ ከይዲ ዝዛመዱ እዮም። ሓርነት ናይ ምንባርን ሓርነት ናይ ናጻ ምሕሳብን ኣባኻን ካብኻን ክጅምር እቲ ዝበለጸ እዩ። እቲ ምስ ሰባት እትነብሮ ሕጊ ረቒቕን ጥንቃቐ ዘድልዮን እዩ፤ ስለዝኾነ ድማ ናይ ገዛእ-ርእሱ ብድሆታት ዝበዝሖ ምዃኑ ኣየካትዕን።
ኣየናይ እዩ እቲ ቅኑዕ ጎደና፧ ተኸኣኢልካ ምስ ሰባት ምንባርዶ ወይስ ነፍስኻ ክኢልካ በይንኻ ምንባር፧ ክልቲኡ ነናቱ ጽቡቕ ዘለዎ መርገጺ እኳ እንተኾነ፡ ኣብቲ ምምራጽ ዘድልዮ ግዜ ግን ሓደ ምምራጽ ኣገዳሲ እዩ። ልክዕ እዩ፡ ተኸኣኢልካ ምስ ሰባት ምንባር እኳ ናይ ገዛእ ርእሱ ዝህቦ ጥቕምን ኣገዳስነትን እንተሃለዎ፡ እንተኾነ ብዋጋ ነፍስኻ ግን ክኸውን የብሉን! ኣብ መወዳእታ ምስ ሰባት ነበርካ በይንኻ፡ ናይ ህይወት ፍርዲ ብውልቕኻ ስለዝኾነ፡ ምስ ነፍስኻ ተላዚብካ ነፍስኻ ክኢልካ ምንባር ቀዳማይን እቲ ዝሓሸን ምርጫ ምዃኑ ኣየካትዕን። ጣዕሚ ህይወትን ሓርነትን ብቐጥታ ምስቲ ብውልቕኻ ትኸዶ ከይዲ ዝዛመዱ እዮም። ሓርነት ናይ ምንባርን ሓርነት ናይ ናጻ ምሕሳብን ኣባኻን ካብኻን ክጅምር እቲ ዝበለጸ እዩ። እቲ ምስ ሰባት እትነብሮ ሕጊ ረቒቕን ጥንቃቐ ዘድልዮን እዩ፤ ስለዝኾነ ድማ ናይ ገዛእ-ርእሱ ብድሆታት ዝበዝሖ ምዃኑ ኣየካትዕን። "ካብ ሰብ ዝደሊ ከም ሳእኒ ይበሊ" ከምዝበሃል፡ ምስ ሰባት ምንባር ጠባይ ሰብ ክትሕሉ ጠባይካ ዘርስዕ ምዃኑ ሕቡእ ምስጢር ኣይኮነን። ነቲ ዝወሓደ ንምርካብ ዝበዝሐ ከፊልካ ኢኻ ምስ ሰባት ትነብር። እንተኾነ ሰብ ምዃንካ ምስ ሰባት እውን ምንባርካ ንኸይተርፎ፡ ነቲ ተኸኣኢልካ ምንባር ከም መሰረታዊ ምርጫ ክትመርጾ ምኽኑይ እዩ። በንጻሩ ምስ ገዛእ-ርእስኻ ምንባር ዝህቦ ጥቕሚ ቆጺርካ ዘይውዳእ እዩ። ቅድም ቀዳድም ጎይታ ነፍሱ ይገብረካ፤ ራእያትካ ሰፊሑ ፈጣሪ ሜላን ምንባሩ ዘጸብቕን እውን ዝገብር እዩ። ኪኖ እዚ ሓሊፉ ውሕስነት ምንባርን ጉዕዞ ህይወትን እውን ዝፈጥር እዩ። ነቲ እትነብሮ ናብራ ባዕልኻ ትቕልሶ፤ ምስ ነፍሱ ልዝብ ዘለዎ ዕዉት ሰብ ገይሩ ዝፈጥር እውን ብምዃኑ፡ ዝያዳ ማንም ክምረጽ ዝግብኦ ኣማራጺ እዩ! ሓደ ሓደ ግዜ በይንኻ ምንባር ከም "ፈታዊ-ነፍሱ" ክገብረካ ወይ ከጸውዓካ ይኽእል እዩ። እንተኾነ ዓሻ እንተዘይኮይኑ፡ ለባም "ነፍስኻ ፈቲኻ" ኢሉ ዝቕየመካ ኣይኮነን። ነፍሱ ዘይፈተወ እሞ ነፍሲ መን ክፈቱ እዩ፧ ነፍሱ ዘይፈተወኸ በየናይ ሕጊ እዩ ንኻልኦት ክፈቱ፧ ስለዚ እቲ ብህሎ እኳ ንግዜኡ ዘይልሙድ ብምዃኑ ሕርኽርኽ ዝብለካ እንተኾነ፡ ህድእ ኢልካ እንተሓሲብካሉ ግን እቲ ቅኑዕ ምርጫ ኮይኑ ከም እትረኽቦ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ነፍስኻ ፍቶ፡ ነፍስኻ ኣኽብር፡ ጎይታ ነፍስኻ ኩን! ንኻልኦት ዝግብኦም ክብርን ሓልዮትን ሃቦም—ብዋጋ ነፍስኻ ምውራድ ግን ክኸውን የብሉን! ኩሉ ብልክዕን ክውንነትን ይኹን።

About