@ikcollection39: Free Cash on delivery all Pakistan ✅ Price only Rs. 1199 ✅ Limited stock Order Now 👇

IK_Collections
IK_Collections
Open In TikTok:
Region: PK
Tuesday 06 January 2026 16:03:24 GMT
12440
79
5
17

Music

Download

Comments

zohaibijaz92
بنت ابن سلطان۔۔۔۔۔۔۔۔♥️♥️ :
order kesy krain
2026-09-15 11:16:10
0
maharjhangir26
mahar jhangir :
s .. . ,
2026-08-31 12:50:28
0
minamalikchaneer006
Minha khan :
many suna h ordinary 35 hundred ka hot 25 hundred ka to original h nhi to fake h
2026-04-20 13:04:17
0
akh9053
🌹 :
👌🏻
2026-01-07 10:03:00
1
To see more videos from user @ikcollection39, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ዓይኒ እንታይ ድራራ፧ " ከምዝበሃል ፦ ምንጪ ኩሉ ካብታ ናይ መጀመርታ እይታ ስለዝኾነ—ኣዒንትኻ ጽባቐ ክመርጻ ባህርያዊ እዩ። ብዙሕ ግዜ ብዙሕ ሰብ "መልክዕ ውሽጢ እምበር፡ መልክዕ ደገ እንታይ ይዓብሰልካ" ክብሉ ይስምዑ እዮም። ምኽንያቱ ምባል እምበር ምግባር ስለዘይንፈቱ! እንተኾነ ግን ሓንቲ ውሓለ ጓል—ተጠማቲ መልክዕ ዘይብላ እንተምጺእካሎም፦ "ኣነ ደኣ... ሕጂ ደኣ... እሞ ዘይተዳለኹ..." ብምባል እዮም ዘድሓርሕሩ። ወላ እኳ ውሽጦም ምርጫኦም ቅኑዕ ከምዘየለ እናተረድኦም—ካብ ምርጫ ዓይኖም ክወጹ ግን በፍጹም ኣይደልዩን እዮም። እዚ ናይ ብዙሓትና ባህርን ርእየትን እዩ! እቲ ሓቀኛ ጸገም! ⚖️ እቲ ሽግር ዓይንኻ ዝጥምቶ ምፍታው ኣይኮነን፤ እቲ ዓይንኻ ዝጠመቶ ድሕሪ ዓመታት ከምቲ ዝጠመትካዮ ክኾውን ከምዘይኽእል ዘይምቕባል እዩ እቲ ጸገም። ወላ እኳ መልክዕ ከም ጠማቲኡ እንተኾነ—ዓይንኻ ዝብህጎ ምርኣይ ግን ጸገም ኣይኮነን። እቲ ሽግር በቲ ዝጠመትካዮ ዓይኒ ከምትጥመት ዘይምዝካር እዩ። ሓንቲ ነገር ግን ዘይምርሳዕ፦ ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰብ ደኻሚ፣ ሓማሚ፣ ተቐያሪ እዩ! ኣብቲ ግዜ እቲ ዓይኑ ዝመልኣሉ ዘይኮነ—ውሽጡ ዝርደኣሉ፣ ጸገሙ ዝሽከመሉ፣ ከም ኣሳጒሙ ዝስጉም እዩ ዘድልዮን ዝደልን። "ስለዚ ኢና ዓይንና ክጥምት ከሎ — 'ንሕጂን ንጽባሕን' ክጥምት ከምዘለዎ ክንገብር ዝግባእ!" — ዘፍጥረት

About