Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@ciss.alyma:
🇮🇪Cissé Alyma ❤️❤️
Open In TikTok:
Region: CI
Tuesday 20 January 2026 00:02:14 GMT
210
48
11
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
3.14MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
3.14MB
)
Watermark .mp4 (
6.8MB
)
Music .mp3
Comments
keïta45 :
zoo
2026-01-20 01:29:14
0
wassan :
🥰🥰🥰🥰
2026-03-28 22:17:34
0
🇮🇪Cissé Alyma ❤️❤️ :
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
2026-01-20 00:02:34
0
bintou😍😘❤️ :
❤❤❤
2026-01-20 00:12:58
0
Waza Konate :
🥰🥰🥰🥰
2026-01-20 06:46:27
0
zerbo 😇 néné 💙 :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-01-20 08:10:09
0
Ami Dailo :
❤️❤️❤️
2026-01-20 09:19:15
0
awanoush :
❤️❤️❤️
2026-01-20 15:03:21
0
Zenab Sawadogo :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-01-23 23:11:30
0
kouame834 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-01-29 18:00:07
0
Aicha Sow2277 :
🥰🥰🥰
2026-03-03 20:03:29
0
To see more videos from user @ciss.alyma, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Trộm vía từ thời chăm chỉ skincare da okela hơn hẳn #Skincare #Tiktokshop88 #Chamsocda #Beauty #Xuhuong
Kira Kira Ada Misi Apa Ya Baba Arya🥺🤔 #filmmunafik #munafiknyaindo #bahayajadimunafik #munafikmelawaniblis #aryasaloka #rekomendasifilm #filmbioskop #horor #dimasaditya #ruqyah #jin #viral
#jayexe960 #creatorsearchinsights #thinkb4youdo
عدل اسلوبك معي و ابشر با الحترام اذ انت ثعلب مكار انا ذيب غدار✌💯#اكسبلور
#እንኳዕ ን"#ኣብርሃ ወ #ኣፅበሃ " ነገስት ኣክሱም ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብጸሐኩም አብጸሐና። #ቅዱሳን #አብርሃ #ወአጽብሃ እዞም ነገሥታት ሞገሳትናን ብርሃናትናን እዮም እሞ ደስ እናበለና ንፈትዎምን፤ነክብሮምን። ሥላሴ ምስመረጽዎም ሎሚ ንዘለናሉ ሕይወት መሠረት ገዲፎም ሓሊፎም እዬም። ክልቲኦም ቅዱሳን ነገሥታት መንትያ እንትኮኑ ወለዶም #ንጉሥ ታዜር /አይዛና/ሠይፈ አርዕድ ን #ንግሥት አሕየዋ /ሶፍያ/ ይባሃሉ። ንጉሡና ባዕልቲ ገዝኡ ዉሉድ እንትስእኑ ናብ እግዚአብሔር ለመኑ። ፈጣሪም ብቅዱስ ሚካኤል አብሳሪነት ክልተዕንቁታት አረከቦም። ንግሥት አሕየዋ (ሶፍያም) መጋቢት ፳፱ ማዕልቲ በ፫፻፲፩ ዓ/ም ጠኒሳ ታኅሣሥ ፳፱ቀን በ፫፻፲፪ ዓ/ም ክልቲኦም ቅዱሳን ወለደት። "አምላክ ሽሙጥን አርሓቀላይ።" ኢላም "አዝጓጉ" በለቶም። እዞም ክልተ ፍረታት ብቆልዑነቶም ካብ ወቅቱሊቀ ካህናት እንበረም ኦሪቱን ጠንቂቆም ተምሃሩ። ካብ እግዚአብሔር ዝተውሃቡ እዬም እና ብ፲፪ ዓመቶም ናብ ቤተ መቅደስ አተው። ንእሽተይ ጸኒሖም ግን አቦኦም ታዜር ብምዕራፉ ሕዝቢ ክልቲአኩም ቅዱሳን "ንገሡልና?"በሎም። ንሳቶም ውን "ንሕና ናይ ፈጣሪ አገልገልቲ ኢና እና አይንክእልን።" ብማለቶም ንዝተወሰነ ጊዜ አዲኦም አመሐደረት ጸኒሑ ግን ቅዱስ ሚካኤል ንሊቀ ካህናቱ እንበረም "ናይ ፈጣሪ ፈቃዱ ስለ ዝኮነ አይትዘኑ። ክልቲአኩም ብሓደ ዙፋን ንገሡ፤ ዓብይ ጸጋ ንሃገሪቱ ክከውን ዩ በሎም።" በሎ። ሊቀ ካህናቱም ዝተአዘዞ ተናጊሩ ብ19 ዓመቶም ክልቲኦም አብ ሓደ ዙፋን "#ነገሥተ ኢትዮጵያ" ኢሉ አቀሚጡ ቀብኦም። ስማቶም "ኢዛና" እና"ሳይዛና" በሎም። ቅዱሳኑ ምስ ነገሡ ቀዳሚሥራሖም ዝቀንዐት #ሃይማኖት ምድላይ ኮነ። በወቅቱ ፍሬምናጦስ (ዳሕራይ አቡነ ሰላማ) ብቤተ መንግሥቱ ውሽጢ ናይ ቅርቢ አማካሪ ነበረና ጸዊዖም ተጻወቱ "አንታ ሓውና! ክርስቶስ ክወርድ ዩ፣ክውለድ ዩ ተባሂሉ ዝተቆጸረ ሱባኤ እኮ ሓለፈ። እንታይ ዳአ ተሪፉ? ብር ግጽ ምሥጢሩን ንገረና?" በልዎ። ንሱም አስፊሑ፣ አመሥጢሩ ቅድሚ 300 ዓመታት አምላክ ሰብ ምኳኑና ዓለምን ማድሓኑን አምሃሮም። "አጥምቀና?" እንተበልዎ "አይክእልን" በሎም። ንሳቶም ውን ምስራቅ ቡዙሕ ውህብቶ ብምግባር ናብ ግብጽ ላአኩዎ። ቅዱስ አትናቴዎስም ፍሬምናጦስን "አቡነ ሰላማ" ኢሉ ምስ ቡዙሕ መጻሕፍት ብም ግባር ለአኮ ። ብመጀመሪያ ኢዛናና ሳይዛና ተጠመቁ። ስማቶም ውን "አብርሃ ወአጽብሃ" ተብሃሉ። ቐጺሉም ሠራዊቱና ሕዝቡ ተጠመቀ። ሃገርና ብእዚኦም ቅዱሳን አቢላ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን መጸት።ናይክርስትና ደሴት ኮነት። ሃገረ እግዚአብሔርነቷንም አጽነዐት። ቅዱሳኑ ካብዚ ድሕሪ ዚ ብሞገስ ክርስትናን ንከስፋሕፍሑ ደከሙ። ካብ #ሚኢትን ሓምሳን አርባዕተን ንላዕሊ አብያተክርስቲያናትን እንትሃንጹ መብዛሕትኦም ፍልፍል(ውቅር) ነበሩ። በተለይ ግን አብ አክሱም ከተማ ዝሃነጽዎ ዓሰርተ ክልተ ቤተ መቅደሳት ዝነበራ ናይ ጽዮን ቤተ ክርስቲያን ክንርአ ትናፍቀና።ገይጻ፣ ብርሃና ውል ውል ይብለና። እዛ ቤተ ክርስቲያን ብዓስራይ ክፍለ ዘመን ዮዲት ጉዲት ብሓዊ አቃጺላታ እያ ። መሠረቱ ግን ክሳብ ሎሚ አሎ። ቅዱሳን አብርሃ ወአጽብሃ ግን ክርስትናን ንምስፍሕፋሕ መንግሥትን ንምጽናዕ ክብሉ ካብ አክሱም ብተወሳኪ በሽዋም ዙፋንን ዘርግሑ። ንብዙሕ ዓመታትም አምላክ ብዝፈቀዶ መንገዲ እስልብ የመን ድረስ ገዝኡ፤ክርስትናንም አስፋሕፍሑ። ቅዱስ አብርሃ ምስተወለደ ብ52 ዓመቱ በ፫፻፷፬ ዓ/ም ጥቅምቲ ፬ ማዕልቲ እንትዓርፍ ሓው ን15 ዓመታት በይኑ አመሓደረ። በ፫፻፸፱ ዓ/ ም ድማ በዚ ብጥቅምቲ ፬ ማዕልቲ ቅዱስ አጽብሃም ብዝተወለደ 67 ዓመቱ ብክብሪ ዐረፈ። አብ ክልቲኦም መቓብር ንሠላሳ ማዕልታት ናይብርሃን ዓምዲ ተተኪሉ ተርአየ። ጎይታም ብዘይቅየር ቃሉ "ስምኩም ዝጸወዐ፣ ዝክርኩም ዝዘከረ ክምሕረልኩም እየ" ኢሉ ቃል ኪዳን አተወሎም። ዓመታዊ ክብረ በዓሎም አብ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ አብ ዝርከብ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ውቅር ቤተክ/ያን ብድምቀት ይኽበር። ኣምላከ ኣብርሃወአጽብሐ እዚ
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy