@247store.fashion: #outfit #thoitrang

247Store Fashion - 247Store.vn
247Store Fashion - 247Store.vn
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 27 January 2026 17:40:15 GMT
5903
23
2
5

Music

Download

Comments

i.amhienday
Hiền không hiền :
Bao giờ mới ship đơn mình
2026-02-09 01:44:34
2
To see more videos from user @247store.fashion, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🎼➴📗
🎼➴📗"እቲ ንዅሉ ምስጢር ውሽጠይ ከይፈራህኩ ዘውጽኣሉ፣ ነቲ ኣብ ሕቚፎ ልበይ ተዓቢጡ ዘሎ ሓሳባትን ስክፍታታትን ከካፍሎ ዝኽእል፣ ልክዕ ከም ገዛእ ርእሰይ ብምሉእ ልበይ ኣሚነ ዝምርኰሶ ሓደ ፍሉይ ሰብ ምርካብ እዩ።❤ ➴🎼📗"ሓደ-ሓደ ግዜ ንዅሉ ዓለም ክትረኽቦ ኣይኰነን ትምነ። ንዅሉ ሰብ ክርድኣካ እውን ኣይትጽበይን ኢኻ። ብኣንጻሩ፣ ካብቲ ናይ ሰባት ሃልሃልታን ጫውጫውታን ወጺእካ፣ ነቲ ናይ ውሽጥኻ ድምጺ ጥራይ ኣጽንዕ ኣቢሉ ዝሰምዕን፣ ንዓኻ ጥራይ ብፍሉይ ዝርድኣካን ሓደ እሙን ሰብ ምርካብ ንባዕሉ ዓቢ ዕድልን ምልኣትን እዩ።❤ 🎼📗"ነቲ ምስ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ እተዕልሎ ጽሙው ዕላል፣ ናብኡ ገጽካ ክትጥምት ከለኻ ብዘይ ምስትንክር ዓይኑ እናረኣኻ እትነግሮ... ብዘይ ፍርዲ ሰባትን ብዘይ ሕፍረትን ውሽጥኻ እተራግፈሉ መድረኽ እዩ ፍቕሪ።❤ ➴🎼📗"እቲ ከምዚ ዝበለ እሙን ሰብ፣ እቲ ናይ ጽምዋኻ መበሰሪ ዝኾነ ፍጡር ሕጂ ኣብ ጐድንኻ ኣሎዶ? እንተሃልዩስ... ካብ ማዕሙቕ ልብኻ ኣመስግን፣ ዕድለኛ ኢኻ እሞ ኣጽኒዕካ ሓዞ። እንተዘየለ ድማ... እቲ ናይ ልቢ ሰብ ክሳብ ዝመጸካ ብተስፋን ብእምነትን ጸሊ። ❤️🫂 ➴🎼📗"ቅሳነት ንልብኹም፣ ሰላምን ጥዕናን ድማ ንቤትኩም ይኹን። ፈጣሪ ንኹሉ ጭንቀትኩም ኣልዒሉ፣ ውሽጥኹም ብሓጐስን ብፍስሃን ይምልኣዮ። ኩሉ ግዜ ብሰላም ንረኸብ።❤ ➴Ⓑ📚እታ ዘይትሕለል ባዓልቲ ምሉእ ተስፍ‟🎼📗❤ #habeshatiktok #tigraytiktok #tgraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #creatorsearchinsights

About