@maiii.zzp: yo #paratiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii #viralvideos #uruguay🇺🇾

𝑀 𝐴 𝑅 𝐴 🐆
𝑀 𝐴 𝑅 𝐴 🐆
Open In TikTok:
Region: UY
Sunday 22 February 2026 01:41:43 GMT
32510
470
9
2

Music

Download

Comments

mararuiz.67
..M.. :
2026-02-22 02:09:20
2
amarilla_v1
Viole💜 :
2026-02-22 02:07:50
0
jooel1232
Joel :
hasta sin audio sos hermosa mi vida jajaja 😻
2026-03-12 00:58:58
1
amarilla_v1
Viole💜 :
llegué temprano😍😍
2026-02-22 02:07:27
0
amarilla_v1
Viole💜 :
2026-02-22 02:08:18
0
agustina_milyy
Agustina_mily :
💙
2026-03-26 01:24:13
0
luxmdkz
Lu :
😻😻😻
2026-02-23 19:04:23
0
virshiniaaa
𝓥𝓲𝓻𝓰𝓲𝓷𝓲𝓪 ᥫ᭡ :
si a todo😍
2026-02-22 01:47:05
1
To see more videos from user @maiii.zzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሰላም ዓሊኩም ደቂ ሪመይ😊 ናእያሱ እየ ከዋገዐኩም ደልየ😊 Legendary artist Eyasu berhe❤ ናይ እያሱ history ክትፅሕፎ ልባዕሉ ይኸብደኻ ማርያምን ብኣየ ልግለፅ የኾነይ🙌❤ ተጋዳላይ ከያኒ ነብሲሄር እያሱ በርሀ 4 ነሓሰ 1948 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ። ማማ ኣሰገደች ብመፅብዓ ለግነይኡ ውላደን ሰለ ልነበረ መዝገበ ሰላሴ ኢለንኡ። እያሱ ዕድምኡ ልትምርቲ ምሰ ኣኸለ ኣብ ናይ ቐሺ ሃሁ ጀሚሩ። ንእሸተይ ቀለም ምሰ ሓዘ ኣብ ቤት ት/ቲ መሰረተ ቀደማይ ክፍሊ ተመዝጊቡ። ሸዑ ግዜ ኣብ 6ይ እዩ ጀነራል ፈተና ልወሃብ ነይሩ። እያሱ ለ ኣብ ትምህርቱ የመና ንፉዕ ሰለ ልነበረ ብዝለዓለ ነጥብ ላብ 7ይ ሓሊፉ።  ካብ 7ይ ክፍሊ ለለ ላብ ቀደማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሃፀይ ዮውሃንሰ ሓሊፉ። ላብ 9ይ ክሓልፍ ተሎ ብለርአዮ ልዑል ነጥቢ ኣብ ሸዑ እዋን ኣመሓዳሪ ግዝኣት ትግራይ ካብ ልነበሩ ራእሲ መንገሻ ሰዩም ኢድ ሸልማት ተበረኪትሉ። እያሱ ትምህርቱ ላተምሃረ ላሃለየ ብዙሕ ጭቆና ይርኢ ነይሩ እዩ። ብትግርኛ ኣይትመሃርይ even መፅሓፍ ቅዱሰ ብትግርኛ ልተፅሓፈ ሒዝካ ቤተ ክርትሰያን ኣይትኸድይ፤ ልኾነ ቁርሲ ቤት ክተውፅእ ለ ብትግርኛ ልተፅሓፈ ባነር ኣይትገብርይ፤  ካብኡ እያሱ ብዓቕሙ ምሰ ኣዕርኽቱ ኮይኑ ልኦም ለናድድ  ይገብር ነይሩ😊 እንኡ ማማ ኣሰገደች ሓያል ዳሰዋ ኣብ ጅብሩክ ሰለ ልነበረን ኣብኡ ይውዕላ ነይረን። ገዝኦም ለለ ዳ ሰላሴ ነይሩ፤ ድራር ኣብ ጅብሩክ በሊዑ ላብ ልነበሩሉ ገዛ ይኸድለኹ ኢሉ ወፅዩ ካብ እንኡ ምሰ ከደ ምሸት ቦያ ገዚኦም ኣውዚ ልፉክርሉ ልቕልቕ ኣብሎምዎ ይሓድሩ ነይሮም።😁❤ ዳሕራይ ቱ ኣብ መቐለ ልነበረ ሻለቃ ከፈራርሖም ጀሚሩ። ካብ በረካ ፍሼ ልተብሃለ ተጋዳላይ ሓረሰታይ መሲሉ መቐለ ኣትዩ ልእያሱ፣ ሙልጌታ ጫልቱ፣ ኣልማዝ ኪዳነማሪያም፣ ልእልቲ ሃፍተማርያም፣ ፅላል ኩን፣ ህሪት ምሕረተኣብ ካልኦት ኣዕርክቶምን መፅዩ ወሰዶም ደሰ ኢሎምዎ ንሶም ለ። እያሱ ሓሳቡ ትምህርቱ ወዲኡ Doctor ናምዃን ሓሳብ ዋላ ተነበሮ ናህዝቡ ጭቆና ግን የመና የናድዶ ሰለ ልነበረ ኣብ 11 ክፍሊ ትምህርቱ ሓዲጉ በረካ ወረደ። 1968 ዓ.ም ወሪዶም ኣብ ዓፋር ዓሳ ጋራ ዝበሃል ቦታ ሰልጢኖም። ግርማይ ጀብር፣ የማነ ጀማይካ፣ ገብረመሰቀል፣ ሰዩም መሰፍን ኣሰልጠንቶም ነይሮም። እያሱ ኣብ ሓለዋ ወያነ ክፍሊ ህዝቢ ኣባል ተዋጋኣይ ሰራዊት ኮይኑ ላገልገለ መፅዩ ድሕሪ 1970 ዓ.ም ላብ ሓዱሸ ልተጣየሸት ጉጀለ ባህሊ ከም መተሓባበሪ ኮይኑ ክመርሕ ተመዲቡ ሀ ኢሉ ድማ ሙዚቃኡ ጀሚረ። እያሱ ብዙሓት መሳርሒ ሙዚቃ እዩ ልኽእል ኣዕርኽቱ ሙሉእ ባንዲ እዮም ልብሉዎ። ማሲንቆ፣ ክራር፣ ጊታር፣ ቤዝ ጊታር፣ ኪቦርድ፣ ፍሉት፣ ፒያኖ ወዘተ.. እያሱ ምሰ እንኡ ፍልይ ልበለ Relation እዩ ነይሩዎም። ንሰን እያሱ ውነአን ንሱ ለ እነይ ምሰ በለ፤ እያሱ ላብ ለዕረፎ ላኸዳ ፈቐዶ በረኻ እየን ልግንይኡ ነይረን።🥺❤ እና ለለ ደርፉ ምሰ እንኡ ምሰ ኣዕርኽቱ ምሰ ሂወቱ ልጋነ እዩ። ካብ ናእያሱ ደርፊ ንእሸተይ ክፀውየኹም፦ ሎሚ ዓይነይ በርሀ፣ ኩሒልሮማይ፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ፣ ሚዘር ኣላ 'ኾ፣ ዓዲ መዓር ፀባ፣ ሸራሮ፣ ሓከፈን፣ በላይ፣ ባሕርና፣ ዓጋመ ዓደይ፣ ሕንጊዱ፣ ትግራይ 'የ በሎም..... ላበሉ ይቕፅሉ። #ሎሚ_ዓይነይ_በርሀ፦  ሎሚ ዓይነይ በርሀ  ሓለፋይ ሪአኺ ፀላእተይ ጋሊሀ ፀላም ነይሩ ገና ብድቑሰኪ ዕያል ሰድራ ቤትና ምሰ ሓቆፍኪ በረካ እንትወፍር ገዲፈኪ ኣደይ ካብ ሕቑፍኪ እንትፍለ ናብ ዱር ናብ በረካ ልቢ ኣሰሊለ ጨኪነ ኣይምሰልኪ ዕሸሸ ኢለ በሰላ ሰቃይኪ እናረኣኹ እህህታ ሰቃይኪ እናሰማዕኹ ሞት ይመርፅ ኣነ እናሃለኹ ካብ ዝነብር ኣነሰ ኣማሪፀ ካብ ዝቕመጥ ኣነሰ ኣጋይፀ ዓቕምኻ ምቕላሰ'የ መሪፀ...🥺❤ #ሚዘር_ኣላ_ኾ፦ ኣላ'ኾ ሚዘር ኣላ'ኾ ሕድያት ኮይና መቐለ ፅንዓታ ሰንደቅ ሰቐለ ቀለም ነይሩ መቐለታ ምህሮ ነይሩ ሰብእነታ ሓላይት ሰድራ ብንእሰነታ ብዙሕ ነይሩ ለንቐደቶ ክኾኖ'የ ልበለቶ  ልባ ላብኡ ለሰነነቶ በደል ናህዝባ ሪኣ ከይቀሰነት ከምቶም ኣሓታ ወነኣ ኣራሰነት ናብ ሜዳ ትግራይ ዓዳ ክትምርሸ ወሰነት...🥺❤ በዚሕኩም እዩ ልኾነ sorry😁❤ Next ዋላ ከውድአልኩም እየ ናይ ብርሃነመሰቀል ዓርኩ ኩሒልሮማይ፣ ናይ ማርታን ካልኦትን ልደረፎ😊 እያሱ ግን❤🙌

About