@user4225991067722: Mommin Trucker Hat for Women Embroidered Mom Baseball Cap Adjustable Canvas Vintage Hat for Casual Wear

Trend HaT Life
Trend HaT Life
Open In TikTok:
Region: US
Tuesday 31 March 2026 08:24:46 GMT
85
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @user4225991067722, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ማህደር ታሪኽ ይቕጽል! ኤርትራ፣ሃገረ ሰማእታት እያ።እምበኣር ንበጃ ሃገርን ህዝቢን ዝሓለፉ እቲ ዝኽሪ'ኳ ክውሕዶም። ኤርትራ፣20 ሰነ ሃገራዊ መዓልቲ ሰማእታት፣… ብዛዕባ ስውኣትና፣ ኣብዚ መልእኽቲ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፤ብሰፊሕን ገላጺን ንማህደር ታሪኽና ስለዝተንተነ'ውን አድንቆ። እቲ ጫፍ ብልሒ፣…ብስነ-ፍልጠታዊ ፖለቲካ'ውን ክንዮ እቲ ጉዳይ ተቓውሞን ውልቃዊ ጽልኢን እዩ ሓሊፉ ዝሓስብ። ነስተውዕል!ግዕዘ ምሕደራ የለን…ሕድሪ ሰማእታት ኣይተጠልመን ኣይኰንኩን ዝብል ዘለኹ።እቲ ስነ ምጉት ምስቲ ጨቋኒ ስርዓትን ስነ-ሓሳቡን'ምበር ምስ  ግቡእ ዝፈጸሙ ሰማእታት ምርጻም ስንፍና እዩ ብወገነይ። ደቂ-ሃገረይ፣እምበኣር ብሓቂ ጥዑያት ንርሑቕ'ንሓስብ እንተኰይናስ እዛ መረዳእታ ኣብ ኩሉ ወዲ ሃገር ክትሰርጽ ሓደራን ለበዋይን እያ።ብፍሉይ ኣብ መንእሰያትናን መጻኢ ወሎዶታትን  …………እወ፣ንጅግና ዘየክብር ሕብረተ-ሰብ፣…………ዳግማይ ጅግና'ውን ክፈጥር ይጽገም እዩ። ዘልኣለማዊ ኽብሪን ዝኽሪን ንሰማእታትና።ሕድሮም ብግብሪ ይደበሱ።እቲ ግብሪ ድማ፣ወፍሪ ንቅዋማዊት ኤርትራ፣…መሰል ኩሉ ወዲ ሃገር ዝሕለወላ…ብሕጊን ፍትሒን ሓርነትን እትምሓደር፣…እወ፣ልዕሊና ሕጊ፣ ማሕበራዊ ፍትሒን ሓርነትን ምንጋስ እዩ።ስለዚ፣ማህደር ታሪኽና ይቕጽል!#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

About