Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@sayteindica: Minha nova obsessão de beleza ✨️ Esse bastão é o segredo para aquele cabelo impecável o dia todo sem esforço. 🤌🏻🩷 #antifrizz #cabelocacheado #achadinhos #penteado #penteadofacil
Say
Open In TikTok:
Region: BR
Wednesday 08 April 2026 12:42:30 GMT
149
0
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.89MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.78MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @sayteindica, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#fyppppppppppppppppppppppp #parati #foryou #viralvideo
ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ስም ናይቲ ሃገር ዘምጽኤን ሃገር ይከላኸልን ዘሎ ውድብ ህ.ግ.ደ.ፍ ታሪኹ ንምዝንባዕ፣ ሓዲሽ ውድብ ድሕሪ 1994 ከምዝተፈጥረ ጌሮም ስም ናይዚ ውድብ ንምድዋንን ካብቲ ነጻነት ዘረጋገጸ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምንጻል ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣምታት ክዛረቡን ክጽሕፉን ንዕዘብ ኣሎና። ብሓቂ’ኸ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ካብ’ቲ ነጻነት ዘረከበ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ይፍለ ድዩ? ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ’ኸ ካብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ’ኸ ይፍለ ድዩ? እዚ ሰለስተ ኣስማት በብግዚኡ እንታይ ዕላማ ንምውቃዕን ስለምንታይን መጺኡ? እዚ ሰለስተ ኣስማት መድረኻዊ ኣጸዋውዓ ናይ ሓደ ውድብን ሓደ ዕላማን እዩ። ኣብ ውሽጢ እዚ ዕላማን ውድብን ሰባት ራሕሪሖሞ እንተኸይዶም ነቲ ዕላማን ኣምርን ናይቲ ውድብ ዝትንክፍ ኣይኮነን። ብ1970 ኣብ ውሽጢ ተ.ሓ.ኤ ብዝነበረ ድሑር ኣመራርሓ ኣርባዕተ ጉጅለታት ማለት ሰልፊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓይልታት ቀዳማይን ካልኣይን ዑበሊንን ዕላመኣን ብምንጻር ካብ ተ.ሓ.ኤ ከምዝተፈንጨላ ኣፍሊጠን። እዘን ጉጅለታት ብመሪሕነት ጀብሃ ይህደና ስለዝነበራ ነብሰን ንምክልኻል ኣብ መጀመርታ ስሙር ግንባር ፈጢረን፣ ቀጺለን ድማ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ሓባር ተመኩሮ ብ1974 ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝብል መጸዋዕታ ሓደ ሃገራዊ ውድብ መስሪተን። ቀጺሉ’ውን ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ሓባር ተመክሮ ዕላሙኡን መደባቱን ዝያዳ ብምንጻር ካብ ሓደ ሃገራዊ ውድብ ናብ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ውድብ ንምስግጋር ብ1977 ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ’ዚ ጉባኤ ንህዝብን መሬትን ደረጃ ብደረጃ ሓራ ንምውጻእ ዝብል ስትራተጂ ብምሕንጻጽ፣ ናይ ሓፋሽ ውድባት ማሕበራት፣ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮን፣ሰራሕተኛታትን ሓረስቶትን ተማሃሮን ክምስረታን ኣብ ሓራ መሬት ህዝባዊ ባይቶታት ንክቆማ ብምውሳን ነዚ ደሞክራስያውን ሃገራውን ዕማማት ንምክያድ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ዝብል ስም ኣብዚ ጉባኤ ተጸዊዑ። ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ነዚ ሃገራውን ደሞክራስያውን ዕማም ንምሕያል ሓደ ካብ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ውሽጢ ሱዳን ብሳግም ዝፍለጥ ተኣኪቡ ዝነበረ ሰራዊት ወይ ውድብ ንምሉእ ሓድነት ብምርድዳእ ብ1987 ካልኣይን ሓድነታውን ጉባኤ ኣካይዱ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝብል ስም ድማ ከምዘለዎ ጉባኤ ኣጽዲቅዎ። ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ጉባኤታት ዝተሓንጸጹ መደባት ብግብሪ ስለዝተሰርሓሎም ድማ ኤርትራ ሃገርና ሓራን ሉእላዊት ሃገርን ክትከውን በቂዓ። ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ፣ ዕማም ሓርነታዊ ምንቅስቃስን ዕማም ምህናጽ ሃገርን ስለዝፈላለ መደባት ህ.ግ.ሓ.ኤ ክንጸር ነይርዎ። ስለ’ዚ ኩሎም ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ውሽጥን ወጻእን ልዕሊ ሓደሽሕ ወከልቲ ዝተሳተፍዎ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ብሚያዝያ 1994 ኣብ ናቕፋ ተኻይዱ። ኣብዚ ጉባኤ ካብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ክሳብ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ዝነበረ ኩነታት ተገምጊሙ፣ ዕማምን ሓላፍነት መንግስትን ግንባር ተነጺሩ፣ ብዙሓት መንእሰያት ዝሓቆፈ ሓዲሽ መሪሕነት ብምምራጽ ዕላማታትን ራእይን ህዝባዊ ግንባር ድሕሪ ነጻነት እንታይ ከም ዝመስል ሃገራዊ ቻርተር ብምስናድ ነዚ መድረኽ ዘንጸባርቅ ሓዲሽ ስም ክህሉ ብምውሳን ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ። ኣብዚ ጉባኤ ከምዝዝከረኒ ናይ’ዚ መድረኻዊ ዕማም ስም እንታይ ክኸውን ኣለዎ ዝብል ብቡዝሓት ሰባት ዝተፈላለየ ኣስማት ቀሪቡ፣ ኣብ መወዳእታ ግን ብተጋዳላይ ሃይለ ወልደትንሳኤ(ድሩዕ) ዝቀረበት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ንክትከውን ጉባኤ ብሙሉእ ድምጺ ኣጽዲቅዋ። ስለዚ እዚ ሰለስተ መድረኻዊ ኣስማት ናይ ሓደ ውድብን ዕላማን ኣስማት እዩ። ሰባት ክመጹ ወይ ክከዱ ይኽእሉ እዮም፣ ህዝባዊ ግንባር ግን ነባርን ቀጻል እዩ። ህ.ግ.ደ.ፍ ድማ ብምርጫን ዕበትን ናይ ኩሉ ኣብ ጉባኤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዝተዋህበ ስም እዩ። ግንባር ከም ስሙ ድማ ንብዝሕ ዝንባሌታት ዝሓቆፈ ጥርናፈ ስለዝኾነ ሙሉእነት ፍጹምነት ምጽባይ ወድዓዊ ኣይኮነን። ኣብ ናይ ቃልሲ ዳይናሚክስ እቲ መስርሕ ብግርጭታትንን ሓድነትን እንዳተዋሃሃደ እዩ ዝኸይድ ። ስለ’ዚ “ህ.ግ.ደ.ፍ ኣምጺእኩምልና” ዝብል ኣዘራርባ ዝንቡዕን ዘይቅኑዕን ኣባሃህላ እዩ። ግርማይ የማነ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ارتريا_تيك_توك🇪🇷
#shapeweardress
dunkin is gonna be pissed when he sees i taught possum this before him #fyp #foryoupage #dunkindadawg #viral #foryou
As armas atributadas chegaram no Free Fire Brasil e tem detalhe que muita gente ainda não sacou: dá pra equipar o visual de uma skin usando o atributo de outra skin sua! Skin de arma atributada agora é escolha de estratégia, não só de visual. Dessa vez @levelup_007 trouxe um resumo pra quem tá chegando agora: 🔫 Skin de arma atributada já rodava em outras regiões. Esse sistema chegou no Brasil agora ➕ Cada skin carrega um atributo positivo, que reforça um ponto da arma ➖ E um atributo negativo junto, que cobra em outro ponto 🔁 Dá pra equipar uma skin visual e usar o atributo de outra skin que você já tem 🎮 O atributo ideal para sua arma vai depender do seu jeito de jogar 👀 Vale abrir a coleção e conferir o que suas skins ganharam Entra no Free Fire, abre suas armas e vê o que o Despertar de Armas fez com o seu espólio. #freefire #freefirebrasil #FFskin #InfluFF #nafaixa
Porsche Together: Macan & Friends 👀 🍷 #porsche #porschetogether #porscheclub #carmeet
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy