@karenusa26: Top crazy Karen Getting Instant Karma Moment #karen #karma #instantkarma #karensoftiktok #karens

Karen Cam
Karen Cam
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 15 April 2026 03:42:04 GMT
304
6
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @karenusa26, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኩሉ ግዜ ተስፋ ኣሎ! ከተስተንፍስን ጸሓይ ብራቕ ክትርእይን ክሳብ ዝኸኣልካ፡ ሓድሽ ተስፋ ሒዝካ ንምትንሳእ ምኽንያት ኣሎካ! እተን ብስቓይ ዝነበዕካለን መዓልታት ብንብዓት ሓጎስ ክትካኣ፡ እቲ ግመ ተቐንጢጡ እታ ብስቓይ ዝነበዕት ዓይንኻ ብሓጎስ ክትነብዕ ክትርእያ እኻ። ተስፋኻ ሒዝካ ንቕድሚት ምጓዓዝ ጥራይ ኣይተቋርጽ! ምናልባት ብዙሕ ደኺምካ፡ ከቢድ ሓርጎጽጎጽ ናይ ህይወት እውን ኣሕሊፍካ ትኸውን፤ ምናልባት እውን ንብዓትካን ስቓይካን ዝርደኣልካ ስኢንካ ብጓሂ ዘስቆርቖርካሉ ግዜያት ነይሩ ይኸውን። እንተኾነ ከምቲ እቲ ከቢድ ጸላም ሓሊፉ ወጊሑ ብራቕ ጸሓይ ምርኣይ ዝኸኣልካ፡ እቲ ኣብ ህይወትካ ዘጋጥም ኩሉ ሓሊፉ፡ ነገራት ንደሓንካን ንሰላምካን ተቐይሩ ልብኻ ብሓጎስ ዝመልኣሉ መዓልቲ ግን ብርግጽ ኣሎ! ነዚ እዩ ጥበበኛ ሰለሞን
ኩሉ ግዜ ተስፋ ኣሎ! ከተስተንፍስን ጸሓይ ብራቕ ክትርእይን ክሳብ ዝኸኣልካ፡ ሓድሽ ተስፋ ሒዝካ ንምትንሳእ ምኽንያት ኣሎካ! እተን ብስቓይ ዝነበዕካለን መዓልታት ብንብዓት ሓጎስ ክትካኣ፡ እቲ ግመ ተቐንጢጡ እታ ብስቓይ ዝነበዕት ዓይንኻ ብሓጎስ ክትነብዕ ክትርእያ እኻ። ተስፋኻ ሒዝካ ንቕድሚት ምጓዓዝ ጥራይ ኣይተቋርጽ! ምናልባት ብዙሕ ደኺምካ፡ ከቢድ ሓርጎጽጎጽ ናይ ህይወት እውን ኣሕሊፍካ ትኸውን፤ ምናልባት እውን ንብዓትካን ስቓይካን ዝርደኣልካ ስኢንካ ብጓሂ ዘስቆርቖርካሉ ግዜያት ነይሩ ይኸውን። እንተኾነ ከምቲ እቲ ከቢድ ጸላም ሓሊፉ ወጊሑ ብራቕ ጸሓይ ምርኣይ ዝኸኣልካ፡ እቲ ኣብ ህይወትካ ዘጋጥም ኩሉ ሓሊፉ፡ ነገራት ንደሓንካን ንሰላምካን ተቐይሩ ልብኻ ብሓጎስ ዝመልኣሉ መዓልቲ ግን ብርግጽ ኣሎ! ነዚ እዩ ጥበበኛ ሰለሞን "ንኹሉ ግዜ ኣለዎ" ብምባል—ከምቲ ናይ ስቓይ፡ ናይ ሓጎስ ግዜ፤ ከምቲ ንንብዓት ምረት፡ ንብዓት ሓጎስ እውን ከምዘሎ ዝሕብረና። ስለዚ ኩነታት ይኽፍኡ ይጥዓሙ፦ ንነፍስኻ "ኣሎኹልኪ፡ ጽባሕ ዝሓሸ ክኸውን እዩ ኣጆኺ!" በላ። እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ተስፋ እዩ። ተስፋ እንተልዩ ምኻድ ኣሎ፤ ምኻድ እንተልዩ ድማ ናብ ሸቶኻ ምብጻሕ ኣሎ!

About